🔥 ሰጋ ሰብ በሊዑ ካብ ሞት ዝተረፈ / ዘረኣብሩክ ብዛዕባ ሓጎስ ስዚኒኖ ተዛሪቡ
Vložit
- čas přidán 7. 04. 2024
- 1 ) This video has no negative impact on the original works ( It would actually be positive for them )
2 ) This video is also for informational purposes .
3 ) It is not transformative in nature .
4 ) I only used bits and pieces of videos to get the point across where necessary
#eritrea #eritrean #eritreanmusic - Komedie
ዋውውው ጽቡቅ መግለጺ ኣብታ ቃልሲ ምስ ሰይጣን ኢልኹም ዝቅርብኹማ ኣብነት ፈትየያ😊 ንፉዓት ግን ባሃርያት ሓበሻ ዘይብልኹም ሶሪ እምበር ልብኹም ጻዓዳ ካብ ጽልኢ ዝራሓቅኹም ደስ ክትብሉ ንፉዓት ስድራ ❤
ዋዉ ዘርኣብሩክ ሰብ ናይ ሰብ እካ :: ኣነ ካብ ትግራይ ኪሮስ ኣለማዮ ዘድንቆ ሰብን ክንረቦ ዘይንክእል ዓቢይ በዓል ጥበብ እዩ:: ኣያ ዘርኣብሩኽ ሓቂ ስልትዛረብካ ክብረት ይሃብካ :: እታ ብ ጽልኢ ዓይና ዝዓወረት ኣብ ትግራይ ኣይዶል ናይ ኤርትራውያን ደርፊ ምስደረፈ/ት ደርፊ ስእንካ ድካ ናይ ኤርትራውያንትደርፍ ምስ በለት ብጣዕሚ ገሪሙኒ ምክንያቱ ደርፊ እዞም ሓሜን ዶብ የብሉን ስለ ዝብሉ ❤
ERITREA KING YOU 🤴 YOU OK 🤴 🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሩኻት ስድራ ማራ እየ ዝፈትወኩም በዚ እተምጽዎ መደባትኩም ካብዚ ንላዕሊ ድማ ክትቅጽሉ ተስፋ ይገብር ካብ ኣድናቒኹም ሳንድሮ ኤርትራዊ ካብ
ውሽጢ ኣስመራ❤❤❤❤❤
እግዝዮ ማሀረና ክርስቶስ ሰብ ንሰብ ክባላዕ እዩ ዝባሀል መፂና ከምዚ ዝብሎ ዘሎ ሰብ ንሰብ ክንባላዕኢና ህዝቢ ዐለም ሞስሊም ክርስቲያን ብልቢ ተንፅሊይ ጌታ ምማሐረና እዳ ፈለጥና ከይፈለጥና ዝገበርናዮ ሐጥያት የቅር ይበለና
I know Mohammed ,he was the only survivor of the boat,he is lucky and even he was doing well in malta.later in 2020 Many habesha including my self were able to reach safely to malta thank God,even the journey was though.Thank you guys for such video,so that everybody should know how hard is to go through libya .
I am from African frre Eritrea
❤❤❤🇪🇷🇪🇹👊
We love you guys ketselewo from Eritrea 🇪🇷 ❤
Shakum amlak yebzhalkum Xubuqat yehwatey shikum teshqu we love you 🥰 you
ቻይናዌን ኣይኮኑን ኣበስመራ ሩሳዋን'ዮም
ሓሳዊ ሩስያውያን ኢዮም
Adneqti neza seyti sebay kuluka like gber 😂😂😂
ስደት ኡፍፍፍ ብዝኾነ ጽቡቅ ኣቃራርባ ዳኒ /ቤሪ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ mara eye zhibiekum Ay lavo
ደስ ክትብሉ ዓድመን ጥዓናን ያሃብክም አይፈላልኹም 🌹🌹🌹🌹🌹
Thxx ❤👌
እንኳዕ ብደሓን መፃእኩም ❤❤❤
❤❤❤
ሳሮን ትጽብቅ ንሳን ሰሓቃን ክብራን❤❤ውውው
❤❤❤❤
Xbuqatn muquratn ekum❤❤❤
They are Russians 🇷🇺tho Not Chinese 🇨🇳. Much love ❤️
🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💋💋💋💋❤️❤️❤️
You guys together are doing great work ❤we love you from Eritrea ❤
😍😍😍
❤❤❤🎉🎉🎉
Btaemi eye zfetwekum ❤❤❤
Desetebelu brteAu❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Desetebelu ekume ❤
Sehaqkum ybzah ❤
❤❤❤❤❤yene 🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉
Guys video ናትኩም make my day
ዋላ ኣብ tiktok ዝረኣኽዎ ኣብዚ ምሳኹም ይስሕቀሉ ቀጽልሉ much love❤️
ስማዕ እንዶ ዳኒ ክትፍቶ ኢልካ ከተማሓይሽ ኣይትክእልን ኢካ ኣብ መጽሓፎም ዘስፈርዎ ከመይ ጌርካ ትቃወሞ ኣለካ ባዕሉ ወዲ ሓጂ ኮላይ ገርሂ ስለ ዝኮን ይነግረካ ኣሎ ክትፈቱ ክትጸልእ እቲ ወዲ ሓጂ ዝበሎ ሓቂ ኢዩ ማንም ኣስላማይ ይፈልጥ እዩ እንተ ድኣ ነጊርካ ግን ንነብሱ የስግኦ ስለ ዝኮን ብ ኮንፊደንስ ክምልስ ዝክእል የለን ምክንያቱ ኣብ ምዕቡል ግዜ ከምዚ ክብሉ ከቢድ ስለ ዝኮን ክንዲ እቲ ንፈትወኩም ከይጸልኣኩም እቲ ሓቂ ከይጠምዘዝኩም ኣቅርብዎ እዝወ ይድሓንኩም :::
Anes neakum krie eye zkefto shkorinatat always laughing 😃 love you
Ab youtube kab zirekibekum 2 semun eye gere,, kulu video natikum temelise reayo eye,,mara ekum des tiblu,,,so aytitfuna❤❤
Welcome
ጽብቅተይ እዚ ሰሐቅ ቀዲሚኪ ከይስሕቅና ትውድእልና አለኺ ዝኾነ ኮይኑ እጆኹም ብጣዕሚ ጹቡቅ ብጣዕሚ እና ንፈትወኩም
ሰላም ነዚ ቤት ኣነ ነቐፌታ ለኒ ከም ዝመስለኒ 2ቴኹም ክርስትያን ኦርቶዶክስ ኢኹም ንምንታይ ግን መስቀል ዘይትገብሩ ናይ ብዙሕ እዋን ተኸታቲለኩምን ኣድናቂኩምን የ መልሲ ክጽበ የ ❤️ 🙏🙏🙏?
ደስ ክትብሉ ሚጪስሓቅ ❤❤❤❤❤
❤❤❤💋💋👑👑
Love you guys
kemzi sehaq ketemxeukelekum kef alokum ab poletika wegen kitgebro kelekum gen thruquni bkemzi meshaq qexlu ❤
Btami des behalti ❤
ezi haw hikimna nay hangol yedlyo amlak misu ykhu bishim yesus menfesu yenxah eamiru ytehalo
Kemakum yebzehalna
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Beautiful couple
ደስ ትብሉ በርትዑ ::
Gn niskum sebayn sebeytin tetkonu xbuq neru muqurat ekum ❤
Nay tigray wey nay ethiopia bhafesha zizanaga yelen
❤❤❤❤❤💛💛🌹💐🇨🇳💐🇨🇳💐🌼🌼🌼
ተጋሩዎኒ ቻይናውያንን ሩስያውያንን ምፍላይ ሲኢንኩሞ😂😂😂
Chayna aykonun rusiayawyan eyom❤❤❤
Cikorati kelitci❤
Rusya eyom
Good video reacting keep it I like your smile both of you.😍
Thank you so much 😁
Thank you so much 😁
ሩሳውያን ኢዬም 🇷🇺
nayti sebay meshak zerebu
Ata aytenbibun dikum china aykonun eziom Russians eiom hji mish merkeb atiya neyra msa zmetsu eiom.
Dani & meri xbukat kab hawkum Eritrawi❤❤🎉TELEKAHAY KREGUD KELOS NAKET ALEKAHAY😂😂😂😂😂
እዚ ብጽሑፍ ተምጽእዎ ቤሪ ተንብቦ ኬፍ ኣለዎ ኣይተቋርጽዎ
😢😢😢ብስም እም እፍፍ
China aykonun Russia 🇷🇺 eyom
11:08 Russia 🇷🇺 eyom china 🇨🇳 aykonun
Kab kulom tegaru kef alekum
😂😂😂❤ etom abti mkina zelku ktlomin
❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉
እዛ ጓል ብስሓቕ ተተኲሳ
ቻይና ኣይኮኑን ሩስያውያን ኢዮም
Rusawyan eyom gorobtachn
ሩስያውያን ኢዮም
4:31 😂😂😂
ዳኒ ግን ንምንታይ ኢካ ስሒቕካ ደይትክእሎ መልሓስካ ተውጻኣ ገለ ነው በሎ ክክክክክ
Nskatkum tigrawot anihina eritrean people naturally hager zelatina.
ቃንቃኩም ኣይኮነን ሕዚ ምስ ሕጂ ተራኩቡ ፍሉያት ህዝቢ እባ ንስኩም ከኣ ብቃንቃኩም መዓስ ኢኩም ትኮርዑ ግደፉና እባ
ቻይና ኣይኮኑንን ሩስያውያን እዮም
ሰላም ኣሕዋተይ መጀመርያ ከድንቀኩም ይፈቱ ብዝቅጽል ድማ እቲ ከፍ ትብሉሉ ኩርሲ ፖሊስ ድዩ ሂብኩም ማለተይ ኢድኩም ዝተኣሰርኩም ኢኩም ትመስሎ
thanks bro ምስትክካል ክንገብር ኢና
Russian eyom
ኣቱም ፋራታታ እዞም ዝደርፉ ዘለዉ ቻይናውያን ዘይኮኑ ራሻውያን እዮም
eshi
እና ሓንሳብ ሲ ብፍላጥ ኢኩም ትሕስዉ፡ባንዲራ፡ጽሕፉን እና ረኣኩም፡ንክልኤን ሃገር ብማዕረ ርኣይወን ኣብ ቡዙሕ ህዝቢ ይዕዘበኩም ኣሎ
funny comedy the old man
Dani aregagixkum ba tezarebu chinawiyan aykonun russia eyom msh hayli bahri atiyom n eri natom eyom
ቻያናውያን አይኮኑን ሪስያውያን ኡዪም አ ይተንቡቡን ዲኹም 🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪
🤔tegaru kemey dea Monika ketserfkum normal koynu😮
Izom China zibelkumom Russia iyom atum nay hanti nakfa kueso 😊
Are Russiawiyan eyom
በጃ ቻይና ጋሕ በሎ ተጋሩ
Ok ንሸይጣን ተግህኹም ተቃለስዋ እንተሉ ድኣ ኣብ ጥቃና ዘለዋ ኣዋልድ ከነጥፊኤን ኣለና ማለት እዩ 😂😂
Rusawan eyom chanawan aykonun
ጉድ ረኺብና ሱቕ በላ ንሓኪም ግደፋሉ ኣኽፊእክን እንታይ ዓይነት ኣገላልጻ እዩ
Gd job but Msana konkum dikum triewo nezi videos bzuh giegatat tgebru china aykonun Russian eyom kurub eba research gberu.
ክልተሰብኣይን ሰበይትን ጠንባራት እቶም ሰሚራ ሰሚራ ዝደርፉ ዝነበሩ ራሻውያን እዮም ብዓቢኡ ኣብቲ እስክሪን ኔርኩም ባንዴራ
Chaina aykonun Russian eyom
Tezhlu alkum deqi Abey ti arsnwa eba
ሓንቲ ምኽሪ ክልግሰልኩም ምስ ይቅሬታ ከናፍርኩም ድርቀት ከምዝስመዓኩም በቲ እተርእይዎ ምልክት ክርዳእ ኪኢለ ስለዚ ኣብክንዲ መልሓስኩም ከተውጽጽኡ ትሃልኩ መለስለሲ ከናፍር ስቲክ ተጠቀሙ በጃኻኩም መልሓስ ብተደጋጋሚ ምውጻእ ነውሪ እዩ።
ATA Russian zbl tabiela endareakum si china tblu.
B Russia gierom eyom zderfu zelewu
ክከታተለኩም፡ኢለሞ ኣብዚ ሞንጉ ደው ኣብልኩም ትዛረብዎ ተዝቃርጽ ወይ ምስወደት ሪኢቶ ተትህቡ❤
አዋይ። መን ከሊኪልካ ትጠንቀቅ
ኒኢሱ ብመት ዝምነ ንሰካ ቀዲምካ
ከይትከይደ ክንደይ ብመቱ ትምንዩ
ገና ክጸንሐልና። ኢና ንምነ ዋይሎኩም ሕማቅ ትምነዩ ዓገብ