"ብሰንኪ ማእሰርቲ ሃንደበታዊ ፀገም ምስማዕ እዝኒ ኣጋጢሙኒ!" ኣይተ ኣርኣያ በሪሁ

Sdílet
Vložit
  • čas přidán 29. 05. 2024
  • ✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
    / @wushatenamedia
    ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፅኦ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።

Komentáře • 8

  • @user-eh5iv3jq8p

    ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ❤️💛🙏

  • @tesfayberihu6383

    ሙሉ ሓወይ ቃላት የብለይን ፈጣሪ ሓሳባትካን ባህግታትካ የስምረልካ!🙏

  • @user-zp3ts9ji1v

    ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ ኣያዋይ መዓረይ😥😥😥😥

  • @user-fj3gq3zt5v

    ሚስኪን ዝሓውና 😢😢😢 እግዚአቢሔር ይርዳእኻ ትግራዋይ ዝረኸቦ 😢😢😢😢

  • @user-lm8pk9um9c

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-uw5ze2pi1i

    እመ ብርሃን ትፈዉስካ😢❤

  • @rahwamebrahtu1475

    💔💔🥲🥲🙏🙏🙏