"ወድና ናብ ኣውሮጳ ከነሳግረካ ኢሎም ኣብ ሊብያ ኣትሒዞሙዎ!!" - ተመዛበልቲ ወለዲ

Sdílet
Vložit
  • čas přidán 31. 05. 2024
  • ✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
    / @wushatenamedia
    "ወድና ናብ ኣውሮጳ ከነሳግረካ ኢሎም ኣብ ሊብያ ኣትሒዞሙዎ!!" - ተመዛበልቲ ወለዲ
    ሽም ኣዶ:- ኪሮስ ኣባዲ ወ/ኣበዝጊ ጓል መቐለ)
    ኣካውንት:- 1000233049305
    ቴሌፎን:- 0938600862
    ሽም:- ኣቦ ገ/ሚካኤል ገ/ሄር (ኣይነኩሉ)
    ኣካውንት:- 1000103539971
    ቴሌፎን:- 0939028063
    ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፅኦ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።

Komentáře • 20

  • @frweyankelaey4525

    እግዚብሔር መዋፆኦ ይፍጠረሉ

  • @Skjs-hj7cj

    Mewate yfterelu zhawey

  • @abrhamaregawi7599

    ፈጣሪ ይሓግዝኩም ኩቡራት ወለድና

  • @wxzlli
    @wxzlli  +1

    💔💔💔💔💔💔😢😢😢

  • @hhh9007

    ዞም ደለልቲ እዚኦም ካብ ፀላኢ ገዱደምዎ ዝህዝቢ

  • @kbriselam478

    Amlak mewatso yfterelu eti kabina Amlak selam yewrid. Nhna Eritreawian ewin lieli 20 amet koynu alo kemzi shigir teshekimna kab nkeyid.btaemi kab zeguhuyeni kea btegaru the same nay libya 🇱🇾 ab Eritreawian sidetegnatat mijimaru eyu kulu Tigraway ageb kbil alewo.

  • @mezagebrefe4604

    💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @zeriezerie6069

    እዚ ጉዳይ ናባኹም ጥራይ ዝተፈፀመ አይኮነን ፅንዓት ይሃብኩ ።

  • @user-lm8pk9um9c

    መዋፂኢ ይፈጠረልኪ ሓወይ

  • @user-wz9me5qs2j

    ፈጣሪ ሆይ መዋፅኦ ፍጠረሉ😢

  • @abrehetatsbeha3858

    ♥️♥️♥️♥️♥️

  • @rahwamebrahtu1475

    👍👍👍👌

  • @MebartMehari

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-pw6ii4cb9p

    😢😢😢

  • @hiwotkidanu7662

    ውሉድ ጨካን ዝብሃል ሓቂ እዩ። ንኣኩም ክብል ኣዋፅኦ ይፍጠረሉ

  • @user-lm8pk9um9c

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @JohnAsmara7410

    Amelak yihagizekum? ተጋሩ ብህዝቢ ኤርትራ ትላገጹ ነይርኩም ኣምላክ ኩሉ ይርኢ ኢዩ። 27 ዓመት ክንብደል ሓንቲ ማዓልቲ ተዛሪብኩም ኣይትፈልጡን።

  • @abadithagos

    😢😢😢