Zban Yehwat Belwa - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
Vložit
- čas přidán 15. 08. 2020
- Fb Official Page : cutt.ly/TtD46Q2
OFFICIAL Albums :
Meat Were : cutt.ly/Hd7a5vr
Aleku : cutt.ly/4d7aVWb
Nabra : cutt.ly/5d7aHVS
Menbar Aydgemnyu : cutt.ly/Yd7aI0m
An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
All rights reserved ® HABESHA PLUS
/ habeshaplus
#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic
Lyrics
እና በልክዋ
ሓንትን ድምቕትን
እና በልክዋ
ሓንትን ስምርትን
ክልተ ኾይና ሁይ...
ሂወትን ሞትን
ተነጻጺላ ሁይ...
ከም ማይን ዘይትን
ጎሮሮይ እንድዕልካ
ጥፍኣት ተኣውጅልካ
እታ እንኮ ትየለላ
ዒላኻ ጨው ፈልፊላ
እንተስ ገለ ኣጉዲለ
እንተስ ገለ ኢሎማ
ከም ሰይጣን ኣብ ገጽ መስቀል
ምርኣየይ ተሓሲማ
ኡኡ...
ዓይና ፍቕሪ በቒቑ
ለውሃታ የጸንቂቑ
ማዓር ልሳና ዓርዒሩ
ገጻ ተኣሳሲሩ
ኣይፈልጣን’የ ብኸምዚ
ኮይንኒ’ሎ ዘይእመን
እንትርፎ ፍቱው ስማ
ካልኣስ ንሳ ኣይኮነን
ድምቕተይ ተቐይራ
ፈጺማ ኮይና ካልእ
እንያይ ኮን’የ ኣቢሰ
ክሳብ ከምዚ ዘጽልእ
ክትክዝ ቀትርን ለይትን
ዓይነይ ኣብዩ ምዕማት
ዝባን የሕዋት በልዋ
ኣማልዱ ለባማት
እወ በልዋ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ፍቕሪ ቐቲላ’ላሞ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ተስፋ ቐቲላ’ላሞ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ወዲ ሰብ ሃስያ’ላሞ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ኣህ..
ቀይራ ኣመላ
ዒላይ ጨው ፈልፊላ
ጎሮሮይ እንድዕልካ
ጥፍኣት ተኣውጅልካ
እታ እንኮ ትየለላ
ዒላኻ ጨው ፈልፊላ
እንተስ ገለ ኣጉዲለ
እንተስ ገለ ኢሎማ
ከም ሰይጣን ኣብ ገጽ መስቀል
ምርኣየይ ተሓሲማ
ኡኡ...
ብ ረፋድ ነቓኒቓ
ንልበይ ተዳህያቶ
እንሆ ፈተኹኻ
ክትብል የእሚናቶ
ገርሂ ልቢ መሊሱ
ን ሕምቶ’ዶ ሕቶ
ክተሳስዮ ዉዒላስ
ሃዲማ’ብ እቶእቶ
ክሽሕራ እንተደለኹስ
እታ ብተይ ኮይና ነብሪ
ሪኤ እምበር ጉዳም ሪኤ
ኣብ ሓደ ገጽ ክልተ ባሕሪ
ዓሰርተ ከይቖጸረት
ሕቓኣ ሂባትኒ
ሰንፈላል ኮይነ’ለኹ
ባዶነት ወሪርኒ
እሞ በልዋ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ፍቕሪ ቐቲላ’ላሞ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ተስፋ ቐቲላ’ላሞ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ወዲ ሰብ ሃስያ’ላሞ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ኣህ..
ቀይራ ኣመላ
ዒላይ ጨው ፈልፊላ - Hudba
Men alo still 2024 dsemia ❤
ነዛ ደርፊ ክሳብ ሎሚ ትፈትዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብዘለኩሞ ቅሳነት ሰላም ይግበረልኩም ፈጣሪ
ናይ ኪሮሰይ ደራፊ መቼም ኣይሙነን❤️💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
@@brtukanyab3338 ያ ናይ ብሓቂ ዕለታዊ መግቢ ናይ መፈስና ዩ
Etom zey fetwuwa ka edmekum yehxro dya za koment
Amen zhawey
Amen
ኪሮስይ ንደርፍካ ዝውዱሱ ቃላት የብለይን ❤❤❤❤
💘 you kirosey
Eski bezi bay qedem derfi kaseb hji zsmeo zelo Like weqetun
እዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኩ እቲ ኣብ ዕሸል ዕድሚኡ ካብ ዓለም ዝተፈለየና ናቱ ሓውና እዝክር ከአምዚ ከማይ ንናቱ ትዝኩሩ አስከ
😢😢😢
ዛ ደርፊ ዚኣ መቐበሊ ደወል ናይ ሞባይለይ'ያ
ብረፋድ ነቓኒቓ ንልብደይ ተዳህያቶ
እንሆ ፈተኹኻ ክትብል የእሚናቶ
ገርሂ ልቢ መሊሱ ንሕምቶ ዶ ሕቶ
ከተሳልዮ ውዒላስ ሃዲማ ኣብ እቶእቶ
ከይትቅይራ ክስብ ዘለካ ኪኪ ፡king
A
Emo entay
Men alo stil 2022 zsema 😚
2023 aleku
ደርፊ ናይ ቀደም ወርቂ ኢዩ። ኪሮሰይ ጂግና ወዲ ህዝቢ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እና በልክዋ
ሓንትን ድምቕትን
እና በልክዋ
ሓንትን ስምርትን
ክልተ ኾይና ሁይ...
ሂወትን ሞትን
ተነጻጺላ ሁይ...
ከም ማይን ዘይትን
ጎሮሮይ እንድዕልካ
ጥፍኣት ተኣውጅልካ
እታ እንኮ ትየለላ
ዒላኻ ጨው ፈልፊላ
እንተስ ገለ ኣጉዲለ
እንተስ ገለ ኢሎማ
ከም ሰይጣን ኣብ ገጽ መስቀል
ምርኣየይ ተሓሲማ
ኡኡ...
ዓይና ፍቕሪ በቒቑ
ለውሃታ የጸንቂቑ
ማዓር ልሳና ዓርዒሩ
ገጻ ተኣሳሲሩ
ኣይፈልጣን'የ ብኸምዚ
ኮይንኒ'ሎ ዘይእመን
እንትርፎ ፍቱው ስማ
ካልኣስ ንሳ ኣይኮነን
ድምቕተይ ተቐይራ
ፈጺማ ኮይና ካልእ
እንያይ ኮን'የ ኣቢሰ
ክሳብ ከምዚ ዘጽልእ
ክትክዝ ቀትርን ለይትን
ዓይነይ ኣብዩ ምዕማት
ዝባን የሕዋት በልዋ
ኣማልዱ ለባማት
እወ በልዋ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ፍቕሪ ቐቲላ'ላሞ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ተስፋ ቐቲላ'ላሞ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ወዲ ሰብ ሃስያ'ላሞ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ኣህ.
ቀይራ ኣመላ
ዒላይ ጨው ፈልፊላ
ጎሮሮይ እንድዕልካ
ጥፍኣት ተኣውጅልካ
እታ እንኮ ትየለላ
ዒላኻ ጨው ፈልፊላ
እንተስ ገለ ኣጉዲለ
እንተስ ገለ ኢሎማ
ከም ሰይጣን ኣብ ገጽ መስቀል
ምርኣየይ ተሓሲማ
ኡኡ...
ብ ረፋድ ነቓኒቓ
ንልበይ ተዳህያቶ
እንሆ ፈተኹኻ
ክትብል የእሚናቶ
ገርሂ ልቢ መሊሱ
ን ሕምቶ'ዶ ሕቶ
ክተሳስዮ ዉዒላስ
ሃዲማ'ብ እቶእቶ
ክሽሕራ እንተደለኹስ
እታ ብተይ ኮይና ነብሪ
ሪኤ እምበር ጉዳም ሪኤ
ኣብ ሓደ ገጽ ክልተ ባሕሪ
ዓሰርተ ከይቖጸረት
ሕቓኣ ሂባትኒ
ሰንፈላል ኮይነ'ለኹ
ባዶነት ወሪርኒ
እሞ በልዋ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ፍቕሪ ቐቲላ'ላሞ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ተስፋ ቐቲላ'ላሞ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ወዲ ሰብ ሃስያ'ላሞ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ኣህ.
ቀይራ ኣመላ
ዒላይ ጨው ፈልፊላ
ደሪፍካዮ ኪሮሳዊ ኣነ ደስ ትብለኒ ደርፊ እያ ብስም እዛ ደርፊ ህያብ ከበርክተልካ እየ
ብረፋድ ነቃኒቃ ንልበይ ተዳህያቶ እኖሆ ፈተኹኻ ኽትብል የኢሚናቶ ገርሂ ልቢ መሊሱ ንሕምቶ ዶ ሕቶ ኸተሳስዮ ዊዒላስ ሃዳማ ኣብ እቶእቶ kiros Asfaha👑 ❤️💎👑::
God bless you thanks for the nice music it goes with real life in Eritrea
ዓይና ፍቕሪ በቒቑ 🎶
ለውሃታ ተጸንቂቑ🎶
መዓር ልሳና ዓርዒሩ🎶
ገጻ ተኣሳሲሩ 🎶
ኣይፈልጣን'የ ብከምዚ🎶
ኮይንኒ'ሎ ዘይእመን 🎶
እንትርፎ ፍትው ስማ ካልኣስ ንሳ ኣይኮነን 🎶
😢 19 feb 23
Kiros jigna, eza derfi hiwet zelewa srah eya, blbi ka yemesgneka, eta seb gn kemza natey entekoynas enquae kedetlka, Beynka tum.
Kiros nber derfika astlilin eu yibel githimi yibel zema ❤❤❤❤❤❤
Zban yehwat belwa Kiros asfaha ❤
ብረፋድ ነቓኒቓ
ንልበይ ተዳኅያቶ
እንኆ ፈተኹኻ
ክትብል የእሚናቶ
ገርኂ ልቢ መሊሱ
ንሕምቶ ዶ ሕቶ
ከተሣሥዮ ውዒላሥ
ኃዲማ ኣብ እቶ-እቶ
💚🖤
😢
Yonas btaemi ab resi abadit tgebrom kbri haloti 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Kiros asfaha Always best singer ♥
King😢🤴☝️
እታ እንኮ ትጠለላ ዒላኻ ጮው ፈልፊላ ። ኪረሶይ 👑
ኪሮስ እንታይ'ሞ ክብል የ ኩሉ ዘይምካዮ ኢኻ ዝተርፈካ የለን ኣብዛ ዓለም ብግቡእ ተልእኾኻ ፈጺምካ ኢኻ ሞ ቅሰን ምክንያቱ ኣምላክ ክፈጥረና እንከሎ ናብዛ ምድሪ ብምክንያት እዪ ።
ክሮስ ሽኮር ፍቅሪ ግሊፅዋ ኣቦ ስነኪነት❤️✅
ኪሮስ ጉዳይ ሃገር pause ጌርካ ሓንቲ ከም ሓውኪ ኮይነልኹ, ዝባን የሕዋት በልዋ, ዝዓይነተን ደርፊ ፈይ ኣብለልና ። ደሓር play ኢልካ ካብታ ደው ዘበልካያ ጉዳይ ሃገር ትቅጽል።
😂😂😂😂😂
Msaka aleku
Kirosey hadimna
Wela xeliayo keleku bhluf derftatu ye zxenanae
Kiros kedem nafikeyo🥰😞😞😞
Nay moodey kiros ♥️
100% ካሊእ ዝብሎ የብለይን
iza derfi deggem zsma.21.4.2021.the best 💝💝 music kiros asfha 🎶🎶
Dhri 3 mealti endya abibeya eza cometka eza derfi sela zefetwa gen 👍hibeka aleku hawey natey.
Lovely song ❤
Kitos Kem lomi keykine ❤❤❤
ኪሮስ ሓላል ፈታዊ ህዝቡ
Kirosyyyyy entay ela eya keglexka meglxi senatka nebrelyy nezlalme
Kiros king of art
Kirosey 🥰🥰🥰anes kfetweka
Kiros fqri❤ tay eye no kbleka❤❤❤
#እንተስ ገለ ኣጎዲለ እንተስ ኢሎማ
ከም ሰይጣን ኣብ ገጽ መስቀል ምርኣየይ ተሓስማ#
ኪሮሰይ ፈውሲ ልቢ ክሳብ ዝመውት 😢❤
kiros shekor, eza derfi za ahhhh mara tezkro aloni
ኺሮስ ቆፎታት ዝኽረይ❤
Zefetweka deraf eka nera entay yeabes mo 😔
💯 good job kiros
ኪረሰይ ናይ ፍቅሪ ሓድሽ ክንጽበ ኢና 💋💋💋💋💋💋❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Zban yehwat gn aysemetn Bae gdefa
King kiroseyy ♥️👑
Kirosey halal ❤️❤️❤️
Kirosey meley
Who's still listening to this in 🫶🫶🫶🫶🫶🫡
Master peace #2022
My hero 🥰🥰
Nugusey💚🖤
Derfi ko sebay Ika politic gn natka aykonetn
My hero 😘👑
Music heals 🎶
Kiros Hero ❤❤❤❤❤
Kiros kingggg❤
kirosey btami jegna Anhna Tegaru btami Eina nfetwekan nekbrekan
Kiross kinggg ❤❤❤
Kirosy ❤️
ወዲ ህዝቢ ጅግና ፈረሰይ ጋልበለይ
ኪሮስ ጎይታ ትግርኛ ❤🙏
Ksab hji 19/3/2023 🎉😊
Helfe yeku
Ahhhhh kiki entay emo I love you
𝐊𝐢𝐫𝐨𝐬 𝐚𝐲𝐚𝐦 𝐈 𝐥𝐢𝐤𝐞 𝐢𝐭
Keresy I like u ♥
Kiros nay himamy
Kiros 🎤💙
Kirosey 💙
I love u so much behake
Zuban yehwat belewaaaaaaaaa
wedi seb hasiya ala mo
zuban yehwatttttttt belewaaaaaaaaaa
Ahhh V beli iske beti zikedkiyo wulad aytledi fetari ente iliwo
Keros halay
ውጻ እስከ ካብዚ ኹርኹር
Kiros jagn King 🤴
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
10 ከይ ቆጸረት ሑቁኣ ሂባትኒ ።። ኪሮሰይ እንታይ ሞ ይኣብስ
💯💯💯💯
Lyrics 100%
Zema 100 %
Kirosey abo haki
💚🖤
Kirosey
ክሮስ ሾኮር
Temalisu zsema alo do kemezi kemay
Kiki love you
Kirosy ewe yak tezkero naqfa usrbet😴 2016
ህዝባዊ ግንባር
ዝባን የሕዋት በሉዋ ፡
ህዝቢ ትብደል ኣለካ በሉዋ
😍🥰🥰🥰🥰🥰
Abo haki
💙💙💙💙💙💙💙💙
እዛ ደርፊ እዚኣ ከመይ ድያ ልበይ ትተናኽፎ
ኩሉ ደርፍታትካ ይፈትዎ ኢየ'ሞ ከምዚኣን ከም ሓሾው ጎዳይ'ለን ግን የለን
1 ዝባን የሕዋት በልዋ
2 ሓሾው ጎዳይ'ለ
3 ሽወደናዊተይ
4 ዓይኒ ከተማ
5 ኤልዛ
6 ቤተ-ሰብ ንኹን
7 ምሸት ምሸት
8 ማዓት ወረ
9 ትኣምር
10 መክሰብ ዓለም
11 ኣምቸ
12 እሞ ድማ ስሌኺ
......ወዘተ
እዚኣን ሓሾው ጎዳይለን ይፍለያ ኢየን😢❤
Kirosey 🎉🎉🦾jgna
Living legend 🙌 👏 ❤
ኪሮስ ሕጋዊ
Kiros keymete kelo😢❤
ንስካ ኢካ ሜትካ ብሂወት ከለካ ሬሳ
@@Kiros.meksebalemwedi ቡዳ ኣቦኻ ቡዳ
@@lyonmiki2470 ኣብ ኣፍካ ካሸነልካ
Nay kiros derniers gn mntay ab Spotify zeyele😢
Up
25.08.23😔
27/12/23 ❤😂
ኮኮብ ኤርትራ ኪኪ
Abay tigray kkkkkkkkkk in dreem 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@@kasimabdu7023 qebila abeyu hagerka yemen?
Kkkkk abza derfi fluy zkeri eyu zelni ab zkone agatmi ksema kelku bsahk ymwet beka uff abti wuy edme kelku nahnti yefkrelkum mo sekire neza defi ena derfku zban yehwat belwa enablku geza yatu mo jemay teskimom kabti bota yerhkuni ksab zergaga nabti gemgem ruba wesidomni
😀😀👍
ፈቃርየ እየ ብተፈይሮይ ክክክክክክክክክክክክ መዋዳእታኡከ
ዓይና ፍቅሪ በቂቁ ለውሃታ ተጸንቂቁ
መዓር ልሳና ዓርዒሩ ገጻ ተኣሳሲሩ ኣይፈልጣን እየ ብከምዚ ኮይኑኒ ኣሎ ዘይእመን እንትርፎ ፉቱው ስማ ካልኣስ ንሳ ኣይኮነን!! ኪሮሰይ ጎይታ ጥበብ
እዋይ ግጥሚ
ብረፋድ ነቃኒቃ ንልበይ ተዳሃያቶ እንሆ ፈተኹኻ ክትብል የእሚናቶ ገረሂ ልቢ መሊሱ ነሕምቶ ዶ ሕቶ ክተሳሲዮ ዊዒላስ ሃዲማ እቶእቶ bqelilu ktrdo kebid eiu
ግ ን ኣለኹ ኹሁሉ እየ ጌና ምስ ኤሩ :: 2 21/ዐ8/ 20 23 ጥፋኣትኻ ግዲ ኣውጇልኻ ሶማልኻ ኣምሓራኻ ቶሎ ንግበር 😅😅😅😅😅😅😅😅
ወዲ ቱካን