Velikost videa: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Zobrazit ovladače přehrávání
Automatické přehrávání
Přehrát
ካብዚ ጥዑም ባህሊ ተፈሊኻስ ምንባር ተቖጺሩ?!ይነዓልኣቡኽ።ፈጣሪ ኣቦይ ስለ ዉጹዓት ደቅኻ ሰላምካ ኣውርድ።ዉሉድን ወላድን ኣብ ዓዱ ቅርዓቱ ዝተሓቛቖፈሉ እዋን ኣምጻልና።ንምፍላጥ ዝኣክል ግን ኣበይ ከባቢ'ዩ፡ ምስ ናይ ይቕሬትኡ
Amen yehibro bro nafqina hjis
Amen 🙏 Ab Kebabi Meraguz Adi-Garfa yu 🤗
@@user-um5oc8rs9o ሞራጉዝ ዓዲ ባህሊ ዓዲ እክሊ ዋይ ብኡኖት ስቅ ኢልካ ብናፍቆት ትሓርር !❤
መራጉዝ ብሩኽ ህዝቢ ❤❤ ነዊሕ ኣለና ዓድና ካብዘይ ንርኢ
ኣሰይ ኣሰይ ኣንታ ዝዓድናስ ክንደይ ባህ ይብላካ ዩ ብዝኾነ ክንደይ ዝናፈቅናዮም የሕዋትናን ኣርኢኹም ና ንመርዓውቲ ርሑስ ጋማ ስድራ ከኣ እንካዕ ደስ በለኹም ዓዲጋርፋ ግን ከበሮ የለን! ❤️❤️❤️❤️🙏🙏
Amen 🙏
meraguz kemakum ayteraeyen grma bahlna newih edme yhabkum hawkum wedi menduff merawti dma rhus gama ygberelkum
Temesgen amlak wedi meraguzey gerka zfeterkani uffffff sdet kelbi gdef eba abta meraguzey meley mleseni 🙇♀️🤦♂️🙇♀️🤦♂️🙇♀️🤦♂️😭
ኣበይ ኢዩ ዝከዉን ዘሎ ነዚ ባህለይ ገዲፈ ባ ገጽ ነሽነሽ ክሪኢ ይዉዕል ይሓድር ኣለኩ ኣኽ ስደት ረሳሕ ደቂ እረይ ዕድመን ጥዕናንን ናዓኩም ይኩን
ኣሜን 🙏! ኣብ መራጉዝ ዓዲ ጋርፋ'ዩ🤗😊
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም! ርሑስ ጋማ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም!
Aseyyy asey des zbl wurayy znafeknayom mahazutna yhwatna weledna arikumuna thanks
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ዉራይ ♥♥♥♥
ኣብ'ቲ ባህ ዘብልን ባህልን ልምድን ዳስ ዓድና ምዕሩጋት ሰብ ጋማ " ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን" ይግበረልኩም
Gele aynet btami desi zbili xubuk eyu 🥰😍❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🖐️
ይበል ጋይላ ርሕስ ጋማ መራጉዝ ዓደይ ሎሚ ማዕዶ ጽባሕ ምሳኪ ኣለናIch vermisse meraguz
Ich auch sehr 😘😘😘
Wie weist du dann ? dass Ihre Teil Stadt Meraguz ist, bin ich auch genau wie Du, aber leider habe ich nicht gesehen, dass ich kenne
@@mussiefshaye8203 du kannst horen der singer singt uber die dorfer meraguz adi gunafay adi hawya adiyakne, brudi kkk junge bin selber nicht aus meraguz aber ich wusste das einfach.
Aeyyy ybel gayla des ktblu edmen tenan yahbkum 😘😘😘❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌
ቅለም አንድ ሆኖ ሳለ ምነወ ጭካኔ እገዚቤረ ይታረቅንፋቅረይበልጣል ገጭተ ማነንም አጠቅመ ጎዳተ እንጀ ማንም ሲ ሞተ ነገለኔ ነወ ያምራል
Dasna menesey ayxemwo, RUHUS GAMA. REAL GUAILA
መርጉዝ ዓደቦይ ❤❤❤❤❤❤
ሩሑስ ጋማ ፈረይትን ጸገይትን ይበሎም ፍጣሪ ሰይ ሰይ ይበል ጓይላ ታዓወት ፍቅርኹም ይሰስን❤️❤️❤️❤️❤️👍
ኣሜን (3) 🙏🙏🙏🥰🥰🥰
Meraguzey mareyyyyy❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ኣሰይ ደስ ክብለካ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም
ይበል መርዓ ደቂ ኤረይ ሓላላት ኤርትራዊ ካሴት ደኹም ስኢንኩም ዳኣ ትግራዋይ ጥራይ ተሰምዑና ኣይፋልኩምን ባህልና ጥራይ'ዩ ዘምሕረልና።
Intay alewo
I think you are crazy men
Hasad🤣🤣
ካብ ናብ ኣብ ሽቃቕ ዝጓሓፍ መግቢ ንኸርስኻ ፡ዝጠመየ ሓንጎልካ መግቢ ኣይትኽላኣዮ፡ምኽንያቱ ሰብ ንክነብር'ዩ ዝበላዓ እንበር ንኽበልዓይነብርን'ዩ።ስለ'ዚ ባህሊ ኤርትራውያን ዝብሃል የለን።ባሃሊ ተጋሩ፡ትግርይና ፡ታሃጋርያን፡ወ ኣጋኣዝያን፡ጺናውያን'ዩ።
ባህልኻ እንታይ ድዩ ስሕዊ🤣🤣😂
Wawww bahali adna zeymno ruhus gama ygberelkum yhwat
Wawwwq🥰🥰🥰🥰 Ruhs gama yegbrlkum mukuratey parti 2 aytdengu thanks bro/sis
ኣሜን (3) ክቡር ሓው/ቲ🙏እሺ
czcams.com/channels/UKF-yS82mpyFD4W1YdbZWA.html💯❤💛💚💙💯💯💯💯
ቡዙሕ ጛይላ ሪኢና እሞ ክምዛ ጛይላ እዚኣ ግን ዋላ ብ ጌጋ ኣይ ረኣናን ሩሑስ ጛማ ንመርዓዊቲ ቁጽሪ ተለፎን ሃራማይ እባ ተሓባቡርና መርዓ ኣለና ክንዕድሞ
Amen 🙏 my dear 🥰Ok kiftn ye
Meraguzey I miss you. More aqrbelna eka ntezekuretat zakl pls
Abshir 🤗👍
Waww des zebel mera beqaq anes bezuh azakakirkumeni bezkon thank you ruhus gama merawti
Amen 🙏 thank you 😊
Shf vncg mcuekgdnvmzhg
Nues bergd ❤ nhamedu ❤ab adu
ደስ ክብሉካ ብፍቅሪ ይሕጎሱ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ohh my god nmles do nkewn selamn fthn do yewrdela eza adnas rhus gama ayresaekun
Rhus gama ygberelom selam geru ms sdrana kemzi yeriyena fetari sdetna yehtserlna
Helu ayney Rhus gama ygberlkum ferytin xegeytin ygberlkum 💞💞💞💞💞💞💞💯💯💯
Aseyyyyyyyyyyyy Aseyyyyyyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 dekadeyyy mareyyy
ዓዲ ጋርማ ከባቢ መንደፈራ ይበል ውራይ ርሑስ ግማ ይግበረልኩም።
Amen 🙏 Hienos
meraguz do aykonen dos abkltiu u
@@amanoneloves2506 መራጉዝ ኮይኑስ ዓዲ ጋርፋ ኢዩ መራጉዝ ብዙሕ ዓድታት ኢዩ ዘለዎ ከባቢ 56 ኢኣድታት ኣልዋ
እዞም ኩሎም መንእሰያት መንደላይ እዮም
Digsa akele euu ezi
Meraguz adi haweya may love
ሩሑስ ጋማ ፈረይትን ጸየይትን ይበልኩም ፈጣሪ ዘይኮውን ኮይንኒ ካባኩም ሪሒቀ ተፈልየ ምስልኩም ምስ ሪኩስ መሊሰ ተዳፋኒቀ ምሳኩም ዝሕለፍክዎ ፈቅሪ ዘኪረስ ንድሕሪት ተመሊሰስ ተኪዘ ከምቲ ሓረስተይ ይሓርስ ኣለኩ ደበናይ እዳማዕደኩ ደበናይ ዝበሎ ኣነ ክኣ ኣብ ምስለይ እዳተማላልስኩም ይናፊቅ ኣለኩ መራጉዝ ዓደይ ሰላምኪ ይብዛሕ
ኣሜን (3) 🙏🙏🙏መዳ ክቡር ሓው🥰🥰🥰🥰
መራጉዘይ ዓድ ፍቅሪ ነዚ ገዲፍካ ዶ ይውጻእ ወየድኣ ፈትኪን ዶ ንጉስ ትምሪቃ ኮይኑ እንበሪ ብመጀመሪታ ሩሑስ ጋማ ንሰብ ምዓልቲ ክራሪስት ክኣ wawww The best ኢለዮ ኣለኩ ብጣዕሚ ክእለት ኣለዎ እዞም ኣብዚ መጺኩም ናይ ትግራይ ደሪፍካ ዶ ንምንታይ ዶ ትብሉ ዘለኩም ክኣ ኣገሪሙኩሙኒ ብቆንቁኡ እዩኮ ዝደሪፍ ዘሎ ናይቲ ይኩን ናይቲ ድሓሪ ክኣ ከም ጎሬቤትና ከምኡ ውን ከም ብዙሕ ዘራክብ ነገሪ ዘለና መጠን ንኣብነት ቆንቆ ባህሊ ሃይማኖት ብሰላም ተነበሪናን ከሙኡ ውን ንፍቅሪ ተቀደምናሲ እንታይ እዩ ዝጎድለና ኩሉ ናይ ቮሎቲካ ነገሪ ኣብኡ ይጽንሓልና እንበሪ ከ ብቮሎቲካ ተዛሪብካ ኖንዶ ምስ ጎኖት ምስ ሓውካ ውን ጽልእ ኢካ ተምጽእ ንምንታይ ሲ ኣብ ቮሎትካ ሕድገት የብሉን ተሳዓሪነት ቁቡልነት የቡሉን እዚኦም ኣብዘይ ብሉ ክኣ ፍቅሪ የለን ስለዚ ኩሉ ገዲፍና ንፍቅሪ ነቀድም
Amen Amen Amen 🙏 kbur haw wey kbrti habti 🙏🙏🙏🥰🥰🥰
Wawwwwwwww adena xebkat
Aseyyyy ruhs gama ❤❤❤
Ahh edmen tenan eska nezen kubrat adtatt
ሩሑስ ጋማ የሕዋት ይግበረልኩም ንድሕርት መሊስክሙና 2005 thanks
Amen 🙏 Brhin
መራጉዘይ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ meglexi albo tenafaqi hiwet
ዓክክክ ሽዑ ኔሩ ሂወት ስደት ፈላሊና ስደት ረሳሕ❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
bahli zayeblu weraye.
Why the spotlight was more or less on the man with big stomach 😄😄😂
WwwwwwwwwAልልልልልልልልልል
Edman tenane yehbkum fetari nafekakum behki
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም የህዋት።መራጉዝ ደኣ ኣበይ ዓዲ ኢዩ።
ዓዲ-ጋርፋ "ገዳም ደብረ-ኮል ወይ ኣባ ቡሩኽ,,
Wwwwww
Wenamat xebukat kixbikilkum
❤❤❤❤😂😂❤😂 14:04
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🤙🤙🤙🤙
My god des kibulika
Nefeu nerka zeb ayhgezdkan bro
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
♥️♥️♥️♥️♥️♥️💖🎀
Freyt xegeytn ygberom fetari
Ata izi bahlna kidey ymirgiKabze do tefelka ynbarAhiYexbkelnaski
Xbukat hafarat edmen tenan yhabkum
Amen 🙏🥰🥰
menseyat zelewa adi. Xelaeikum ydefen
Amen Amen Amen 🙏
ነዓይ ከምዚኣ ገሮም ፕራክ ይገብሩኒ ኣስናንኩም ኣብ ኢድኩም ሂበ ፕራንክ ኢዩ ምበልኩኹም ብፍቕሪ ጸወታ የለን ፈሳፍስ
Ab sidet kemzi wegie ena siena ruhus gama 🌷🌷🌷
Aklna xebibna ewe wedey ahhh
Aseyyyyyyyyyyyyyy Ruhus gama ygberelkum mukuratey 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕💕
czcams.com/channels/UKF-yS82mpyFD4W1YdbZWA.html❤💛💚💙💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
Wwwwwwwwwwwww🥰🥰🥰🥰🥰💖💖❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
Ruhus gama ygberelkum amaniel hawey
abit ajel aybel
❤❤❤
I miss you Gyus 😩😓
Me too
Wedi shuke demxeka marikuni Lo delyeka aloku bro
Xehafeley Nabzi please
🎉❤❤🎉❤
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም
Amen 🙏 Mulie
czcams.com/channels/UKF-yS82mpyFD4W1YdbZWA.html❤💛💚💙💯💯💯💯💯💯
Wedi haile hawey ankae hagoseka freytn xegeytn ygberom fetari
Amen Amen Amen 🙏 Abrham kbur haw
kemzi gerna nafqotna kenewxie deqi erey meaey
ናይሰገነይቲ እባ ኣምጻልና
Abshirka Zarkey 🤗
ካብ 8፤22 ደቂቅ ትድረፍ ዘላ ደርፊ ናይመን ደርፊ እያ ንገሩኒ በጃኩም። ዝተባረከ ቃልኪዳን ይግበሮ ደቂ ሪመይ።
ናይ መድሃኔ ንኡሰይ "ኣይምሳኹም ኮይነ ...."
@@user-um5oc8rs9o የቀንየለይ ንኡሰይ
መድሃኔ ንኡሰይ
ናይ መዳ እያ ሓቢቢ ቦሎቲካ እይ ሞሊቃቶ እያ መስለኒ
ናይ ማዳ ማዳሃንየ❤
Hi
❤❤❤❤😂😂❤😂
🤣🤣😂
Krareste yebel yake sahabnet zelowo tzuta yeftrelka
ቀኒኤ😢
Feten tsegtin yigblkum des zebl eyu
Rhuse gama xibukat
Nzayi krarist adresha telefoon zhbeni tehababeruni merea habtye aleni werhi 2 Kebabi mendefrea eyu mesleni ezi wray
እዚ ጋይላ ኣብ መራጉዝ 'ዩ:: ግን ናይቲ ክራሪስት ቴለፎን ክሓተልካ ክፍትን'የ:
Eshi hawey kxbeyeka eye
Morgez
You guys pl9i needed Jim please
ከም ማይን ጸባን ይጸንብርክም ወለዲ እንቃፅ ሓጎሰኩም
❤❤❤❤❤❤❤🍊🍊🍊🍊🍊🍊🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽
Ata seb rteknikum
Mwrad abyuni gele gberu
Entay yu? Nbat dyu 🤣! Dhan ab kulna yu
እዚ መርዓ ናይ ኤርትራ ይመስል ግን ደፍታት ናይ ትግራይ ኮይኑ አደናጊሩና፡፡ መራጉዝ ዝብል አንቢብ አልኹ ግን ብጃኻትኩም እቲ ደርፍታት ቀይርዎ፡፡
ሃማም መጉሃይ ዘመዳ 😂😂😂 ትግርኛ ኢዩ እዚ ደርፊ እዚ ባህሊ ውን ናይ ትግርኛ 'ዩ ንምንታይን ብኸመይን ኢኺ ክቅየር ደሊኺ🤔?
@@jonasyonas8862 እቲ ደርፍታት ናይ ተጋሩ እዩ።
@@jonasyonas8862 እንታይ ዘጻርፍ አለካ?
@@adiamnegasi6440 ይቕሬታ
@@adiamnegasi6440 እሞ እቲ ባህሊ ናይ ትግርኛ ኢዩ፡ ትግርኛ እንተኮይኑ ክኣ ወላ ናይ ኣፍጋኒስታን ይኹን ትግርኛ ኢዩ።
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ካብዚ ጥዑም ባህሊ ተፈሊኻስ ምንባር ተቖጺሩ?!
ይነዓልኣቡኽ።
ፈጣሪ ኣቦይ ስለ ዉጹዓት ደቅኻ ሰላምካ ኣውርድ።
ዉሉድን ወላድን ኣብ ዓዱ ቅርዓቱ ዝተሓቛቖፈሉ እዋን ኣምጻልና።
ንምፍላጥ ዝኣክል ግን ኣበይ ከባቢ'ዩ፡ ምስ ናይ ይቕሬትኡ
Amen yehibro bro nafqina hjis
Amen 🙏
Ab Kebabi Meraguz Adi-Garfa yu 🤗
@@user-um5oc8rs9o ሞራጉዝ ዓዲ ባህሊ ዓዲ እክሊ ዋይ ብኡኖት ስቅ ኢልካ ብናፍቆት ትሓርር !❤
መራጉዝ ብሩኽ ህዝቢ ❤❤ ነዊሕ ኣለና ዓድና ካብዘይ ንርኢ
ኣሰይ ኣሰይ ኣንታ ዝዓድናስ ክንደይ ባህ ይብላካ ዩ ብዝኾነ ክንደይ ዝናፈቅናዮም የሕዋትናን ኣርኢኹም ና ንመርዓውቲ ርሑስ ጋማ ስድራ ከኣ እንካዕ ደስ በለኹም ዓዲጋርፋ ግን ከበሮ የለን! ❤️❤️❤️❤️🙏🙏
Amen 🙏
meraguz kemakum ayteraeyen grma bahlna newih edme yhabkum hawkum wedi menduff merawti dma rhus gama ygberelkum
Temesgen amlak wedi meraguzey gerka zfeterkani uffffff sdet kelbi gdef eba abta meraguzey meley mleseni 🙇♀️🤦♂️🙇♀️🤦♂️🙇♀️🤦♂️😭
ኣበይ ኢዩ ዝከዉን ዘሎ ነዚ ባህለይ ገዲፈ ባ ገጽ ነሽነሽ ክሪኢ ይዉዕል ይሓድር ኣለኩ ኣኽ ስደት ረሳሕ ደቂ እረይ ዕድመን ጥዕናንን ናዓኩም ይኩን
ኣሜን 🙏! ኣብ መራጉዝ ዓዲ ጋርፋ'ዩ🤗😊
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም! ርሑስ ጋማ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም!
Amen 🙏
Aseyyy asey des zbl wurayy znafeknayom mahazutna yhwatna weledna arikumuna thanks
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ዉራይ ♥♥♥♥
ኣብ'ቲ ባህ ዘብልን ባህልን ልምድን ዳስ ዓድና ምዕሩጋት ሰብ ጋማ " ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን" ይግበረልኩም
Amen 🙏
Gele aynet btami desi zbili xubuk eyu 🥰😍❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🖐️
ይበል ጋይላ
ርሕስ ጋማ
መራጉዝ ዓደይ ሎሚ ማዕዶ ጽባሕ ምሳኪ ኣለና
Ich vermisse meraguz
Ich auch sehr 😘😘😘
Wie weist du dann ? dass Ihre Teil Stadt Meraguz ist, bin ich auch genau wie Du, aber leider habe ich nicht gesehen, dass ich kenne
@@mussiefshaye8203 du kannst horen der singer singt uber die dorfer meraguz adi gunafay adi hawya adiyakne, brudi kkk junge bin selber nicht aus meraguz aber ich wusste das einfach.
Aeyyy ybel gayla des ktblu edmen tenan yahbkum 😘😘😘❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌
Amen 🙏
ቅለም አንድ ሆኖ ሳለ ምነወ ጭካኔ እገዚቤረ ይታረቅንፋቅረይበልጣል ገጭተ ማነንም አጠቅመ ጎዳተ እንጀ ማንም ሲ ሞተ ነገለኔ ነወ ያምራል
Dasna menesey ayxemwo, RUHUS GAMA. REAL GUAILA
መርጉዝ ዓደቦይ ❤❤❤❤❤❤
ሩሑስ ጋማ ፈረይትን ጸገይትን ይበሎም ፍጣሪ ሰይ ሰይ ይበል ጓይላ ታዓወት ፍቅርኹም ይሰስን❤️❤️❤️❤️❤️👍
ኣሜን (3) 🙏🙏🙏🥰🥰🥰
Meraguzey mareyyyyy❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ኣሰይ ደስ ክብለካ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም
ይበል መርዓ ደቂ ኤረይ ሓላላት ኤርትራዊ ካሴት ደኹም ስኢንኩም ዳኣ ትግራዋይ ጥራይ ተሰምዑና ኣይፋልኩምን ባህልና ጥራይ'ዩ ዘምሕረልና።
Intay alewo
I think you are crazy men
Hasad🤣🤣
ካብ ናብ ኣብ ሽቃቕ ዝጓሓፍ መግቢ ንኸርስኻ ፡
ዝጠመየ ሓንጎልካ መግቢ ኣይትኽላኣዮ፡
ምኽንያቱ ሰብ ንክነብር'ዩ ዝበላዓ እንበር ንኽበልዓይነብርን'ዩ።
ስለ'ዚ ባህሊ ኤርትራውያን ዝብሃል የለን።
ባሃሊ ተጋሩ፡ትግርይና ፡ታሃጋርያን፡ወ ኣጋኣዝያን፡ጺናውያን'ዩ።
ባህልኻ እንታይ ድዩ ስሕዊ🤣🤣😂
Wawww bahali adna zeymno ruhus gama ygberelkum yhwat
Wawwwq🥰🥰🥰🥰 Ruhs gama yegbrlkum mukuratey parti 2 aytdengu thanks bro/sis
ኣሜን (3) ክቡር ሓው/ቲ🙏
እሺ
czcams.com/channels/UKF-yS82mpyFD4W1YdbZWA.html💯❤💛💚💙💯💯💯💯
ቡዙሕ ጛይላ ሪኢና እሞ ክምዛ ጛይላ እዚኣ ግን ዋላ ብ ጌጋ ኣይ ረኣናን ሩሑስ ጛማ ንመርዓዊቲ ቁጽሪ ተለፎን ሃራማይ እባ ተሓባቡርና መርዓ ኣለና ክንዕድሞ
Amen 🙏 my dear 🥰
Ok kiftn ye
Meraguzey I miss you. More aqrbelna eka ntezekuretat zakl pls
Abshir 🤗👍
Waww des zebel mera beqaq anes bezuh azakakirkumeni bezkon thank you ruhus gama merawti
Amen 🙏 thank you 😊
Shf vncg mcuekgdnvmzhg
Nues bergd ❤ nhamedu ❤ab adu
ደስ ክብሉካ ብፍቅሪ ይሕጎሱ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ohh my god nmles do nkewn selamn fthn do yewrdela eza adnas rhus gama ayresaekun
Rhus gama ygberelom selam geru ms sdrana kemzi yeriyena fetari sdetna yehtserlna
Helu ayney Rhus gama ygberlkum ferytin xegeytin ygberlkum 💞💞💞💞💞💞💞💯💯💯
Aseyyyyyyyyyyyy Aseyyyyyyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 dekadeyyy mareyyy
ዓዲ ጋርማ ከባቢ መንደፈራ ይበል ውራይ ርሑስ ግማ ይግበረልኩም።
Amen 🙏 Hienos
meraguz do aykonen dos abkltiu u
@@amanoneloves2506 መራጉዝ ኮይኑስ ዓዲ ጋርፋ ኢዩ መራጉዝ ብዙሕ ዓድታት ኢዩ ዘለዎ ከባቢ 56 ኢኣድታት ኣልዋ
እዞም ኩሎም መንእሰያት መንደላይ እዮም
Digsa akele euu ezi
Meraguz adi haweya may love
ሩሑስ ጋማ ፈረይትን ጸየይትን ይበልኩም ፈጣሪ ዘይኮውን ኮይንኒ ካባኩም ሪሒቀ ተፈልየ
ምስልኩም ምስ ሪኩስ መሊሰ ተዳፋኒቀ
ምሳኩም ዝሕለፍክዎ ፈቅሪ ዘኪረስ
ንድሕሪት ተመሊሰስ ተኪዘ ከምቲ ሓረስተይ ይሓርስ ኣለኩ ደበናይ እዳማዕደኩ ደበናይ
ዝበሎ ኣነ ክኣ ኣብ ምስለይ እዳተማላልስኩም ይናፊቅ ኣለኩ መራጉዝ ዓደይ ሰላምኪ ይብዛሕ
ኣሜን (3) 🙏🙏🙏
መዳ ክቡር ሓው🥰🥰🥰🥰
መራጉዘይ ዓድ ፍቅሪ ነዚ ገዲፍካ ዶ ይውጻእ ወየድኣ ፈትኪን ዶ ንጉስ ትምሪቃ ኮይኑ እንበሪ ብመጀመሪታ ሩሑስ ጋማ ንሰብ ምዓልቲ ክራሪስት ክኣ wawww The best ኢለዮ ኣለኩ ብጣዕሚ ክእለት ኣለዎ እዞም ኣብዚ መጺኩም ናይ ትግራይ ደሪፍካ ዶ ንምንታይ ዶ ትብሉ ዘለኩም ክኣ ኣገሪሙኩሙኒ ብቆንቁኡ እዩኮ ዝደሪፍ ዘሎ ናይቲ ይኩን ናይቲ ድሓሪ ክኣ ከም ጎሬቤትና ከምኡ ውን ከም ብዙሕ ዘራክብ ነገሪ ዘለና መጠን ንኣብነት ቆንቆ ባህሊ ሃይማኖት ብሰላም ተነበሪናን ከሙኡ ውን ንፍቅሪ ተቀደምናሲ እንታይ እዩ ዝጎድለና ኩሉ ናይ ቮሎቲካ ነገሪ ኣብኡ ይጽንሓልና እንበሪ ከ ብቮሎቲካ ተዛሪብካ ኖንዶ ምስ ጎኖት ምስ ሓውካ ውን ጽልእ ኢካ ተምጽእ ንምንታይ ሲ ኣብ ቮሎትካ ሕድገት የብሉን ተሳዓሪነት ቁቡልነት የቡሉን እዚኦም ኣብዘይ ብሉ ክኣ ፍቅሪ የለን ስለዚ ኩሉ ገዲፍና ንፍቅሪ ነቀድም
Amen Amen Amen 🙏 kbur haw wey kbrti habti 🙏🙏🙏🥰🥰🥰
Wawwwwwwww adena xebkat
Aseyyyy ruhs gama ❤❤❤
Ahh edmen tenan eska nezen kubrat adtatt
Amen 🙏
ሩሑስ ጋማ የሕዋት ይግበረልኩም ንድሕርት መሊስክሙና 2005 thanks
Amen 🙏 Brhin
መራጉዘይ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ meglexi albo tenafaqi hiwet
ዓክክክ ሽዑ ኔሩ ሂወት ስደት ፈላሊና ስደት ረሳሕ❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
bahli zayeblu weraye.
Why the spotlight was more or less on the man with big stomach 😄😄😂
WwwwwwwwwAልልልልልልልልልል
Edman tenane yehbkum fetari nafekakum behki
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም የህዋት።
መራጉዝ ደኣ ኣበይ ዓዲ ኢዩ።
ዓዲ-ጋርፋ "ገዳም ደብረ-ኮል ወይ ኣባ ቡሩኽ,,
Wwwwww
Wenamat xebukat kixbikilkum
❤❤❤❤😂😂❤😂 14:04
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🤙🤙🤙🤙
My god des kibulika
Nefeu nerka zeb ayhgezdkan bro
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
♥️♥️♥️♥️♥️♥️💖🎀
Freyt xegeytn ygberom fetari
Ata izi bahlna kidey ymirgi
Kabze do tefelka ynbar
Ahi
Yexbkelnaski
Xbukat hafarat edmen tenan yhabkum
Amen 🙏🥰🥰
menseyat zelewa adi. Xelaeikum ydefen
Amen Amen Amen 🙏
ነዓይ ከምዚኣ ገሮም ፕራክ ይገብሩኒ ኣስናንኩም ኣብ ኢድኩም ሂበ ፕራንክ ኢዩ ምበልኩኹም ብፍቕሪ ጸወታ የለን ፈሳፍስ
Ab sidet kemzi wegie ena siena ruhus gama 🌷🌷🌷
Aklna xebibna ewe wedey ahhh
Aseyyyyyyyyyyyyyy Ruhus gama ygberelkum mukuratey 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕💕
czcams.com/channels/UKF-yS82mpyFD4W1YdbZWA.html❤💛💚💙💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
Wwwwwwwwwwwww🥰🥰🥰🥰🥰💖💖❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
Ruhus gama ygberelkum amaniel hawey
Amen 🙏
abit ajel aybel
❤❤❤
I miss you Gyus 😩😓
Me too
Wedi shuke demxeka marikuni Lo delyeka aloku bro
Xehafeley Nabzi please
🎉❤❤🎉❤
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም
Amen 🙏 Mulie
czcams.com/channels/UKF-yS82mpyFD4W1YdbZWA.html❤💛💚💙💯💯💯💯💯💯
Wedi haile hawey ankae hagoseka freytn xegeytn ygberom fetari
Amen Amen Amen 🙏 Abrham kbur haw
kemzi gerna nafqotna kenewxie deqi erey meaey
ናይሰገነይቲ እባ ኣምጻልና
Abshirka Zarkey 🤗
ካብ 8፤22 ደቂቅ ትድረፍ ዘላ ደርፊ ናይመን ደርፊ እያ ንገሩኒ በጃኩም። ዝተባረከ ቃልኪዳን ይግበሮ ደቂ ሪመይ።
ናይ መድሃኔ ንኡሰይ "ኣይምሳኹም ኮይነ ...."
@@user-um5oc8rs9o የቀንየለይ ንኡሰይ
መድሃኔ ንኡሰይ
ናይ መዳ እያ ሓቢቢ ቦሎቲካ እይ ሞሊቃቶ እያ መስለኒ
ናይ ማዳ ማዳሃንየ❤
Hi
❤❤❤❤😂😂❤😂
🤣🤣😂
Krareste yebel yake sahabnet zelowo tzuta yeftrelka
ቀኒኤ😢
Feten tsegtin yigblkum des zebl eyu
Rhuse gama xibukat
Amen 🙏
Nzayi krarist adresha telefoon zhbeni tehababeruni merea habtye aleni werhi 2
Kebabi mendefrea eyu mesleni ezi wray