An incredible bravery , dedication to save Tigray and its people so that I have a home to come to. Thank you so much for all u have done, u all have paid a heavy price .
Thank you. I'm so proud. I think you don't want my hand on my leg to have them. Tabitha, but think of brothers that bless you. Are you a family? Would be free one of the day.
We need special rate from the business community specially Transport, restaurant, cafe and other service like government and private offices for TEGADELTI.
ልገርም ፅንዓት :ጀግንነት :ፍልጠት :ትሕትና ዘለዎም ጀጋኑ ሳላኩም ዮ ዝኩሉ ተረኪቡሞ ድምፅኩም ክንኮን ይግባእ ❤❤❤
ደምርኒ ወለላይ❤
ጀጋኒና ሳላኹም እየ እዙይ ሰላም እዙይ ረኺብና ዘለና እሞ ክብረት ይሃበልና ንበርሉና❤🙏
ብጣዕሚ ኢና ነምስግነካ ቀዛሕታ
ነዞም መግለፂ ቃላት ክርከበሎም ዘይተኻአለ ጀጋኑና ብምቕራብካ !!!
አቱም ብሉፃት ወርቅታት ጀጋኑ እንኳዓ ብሂወት ተረፍኩምልና
ሓፍትና ስላም ውን ምስ ስድራኺ
ክብሪ ይግባአኩም እ/ር ምሳኹም ይኹን ::
ስልኪ ቁፅሮም ተተቐምጥ ፅቡቕ ነይሩ
ደምርኒ ዝያዳይ❤
ኣትን ነዞም ጀጋኑ ኣስእንኩን ዝገበርክኖኦም ኽብርት ይሃብክን ❤የቐኒየልና ተጋዳላይ ትግራይ❤
ጀጋኑ ፅንዓትን ሓቦን ዝሰነቁ ክብሪ ይግበኦኩም❤❤❤❤
❤❤❤❤😢😢😢😢❤❤❤❤ ጀጋኑና we love you and thank you for your service. we salute you.
ደምርኒ ማዓረይ❤
Love you TEGADELTENA. You are our heroes and will remembered by history.
ጀጋኑና እንኻዕ ብሂወት ተረፍኹም የሕዋተይ ማዓረይ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ጀጋኑና ንዓካትኩም ዝከውን መግለፂ ቃላት የብለይን እንኳዕ ተረፍኩም አንስትኩም እውን ብጣዕሚ ክብሪ ይግበአን
Jeganu ahwat lebamat andebetkum , wegekum ,zantskum ,tieum bihaki jeganu elkum emo enqae bihiwetkum temeleslkum nifetwekum nekibrekum ena niberulna edme mis tiena temeniyelkum ❤❤❤❤
ዋይ አሕዋተይ መአረይ ክንደይ ችግር ኢኩም አህልፍኩም እንኳዕ ብሒወት ተረፍኩም ጀጋኑና🙏🙏🙏
Wenenti mezena albo jegnnet kur'at TIGRAI TDF❤❤❤❤
ደምርኒ ዝያዳይ❤
Thank you very muchበረከት❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Our Hero (Tegadalay John and Tegadalay Ephrem) wish you long live & healthy.
ጀጋኑና ክብሪ ናዓኹም ክንደይ እሞ ዘይሕለፍኩም ጅግንነትኩም ዓለም ዘገረመ እዩ።እቲ ብጣዕሚ ዘሕምም ዘሕዝን ነገር ናዓኻትክሙ ምክሓድ እዩ💔💔😭😭😭😭😭
ጀጋኑ ናይና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ የቀንየልና❤❤❤
ቃላት የብለይን ጀጋኑና!
ጀጋኑ ኣሕዋተይ እንኳዕ ተረፍኩም ❤❤
ጀ ጋንና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ዘም ናተይ❤❤
Thank you for your Service Brother ❤❤❤🙏🙏🙏💪💪💪💪
ጀጋኑ ❤❤❤
ደምረኒ ማዓረይ❤
ወረጃታት ጀጋኑ ሓሳብኩም ጀግንነትኩም ኩሉ ደስ ባሓሊ አጀኩም ሕዝብና ልቢ ይሃቦ❤❤❤
ደምርኒ ዝያዳይ❤
ጀጋኑናናና❤❤❤❤❤❤
ጀጋነናናና❤❤❤❤
ደምረኒ ማዓረይ❤
ጀጋኑና ብሐቂ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን
ደምርኒ ዝያዳይ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም.
❤❤❤❤❤🎉ጀግና አሕዋትና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ክብሪ ናዓኩም ጀጋኑ እኩም❤❤❤
የቀንየልና ጀጋኑና ❤❤❤❤
ዝገርም ፅንዓትን ጀግንነትን ብጣዕሚ ነመስግን
ኤፌ & ጆን💪💪
የቀንየልና አሕዋተይ
ደምረኒ ማዓረይ❤
🥰🥰ጀጋኑና አምላክ ምሳኩም ይኩን ምሉእ ሰላም ይግበረልና
ጀጋኑ አሕዋተይ ንበርሉና ብሓቂ ጀጋኑ ኢኩም 💛❤🙌
ጀጋኑና
ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና❤❤❤
ኽብሪ ይግበአኩም ጀጋኑና ብሳላኹም
ደምርኒ ክብረተይ❤
አጆም ናይ መወዳእታ ጀጋኑ ዕድመን ጥዐና ይምነ አምላክ ምሰኩም ይኩን።
ደምረኒ ፍሊየ❤
በረኸቲ ሐዋና ቢጣዕሚ ነመስጊን
ክብርን ሞገስን ንጅጋኑና
❤❤❤❤❤❤❤❤
We love you jeganuna.
ብጣዕሚ የሕዝን 😢😢😢💙
An incredible bravery , dedication to save Tigray and its people so that I have a home to come to. Thank you so much for all u have done, u all have paid a heavy price .
እግዚአብሔር ዘመንኩም ይባርክ ❤❤አዮና
ክብሪን ሞጎስን ንኹለኹም ተጋድልቲ ትግራይ🙏🏻❤️❤️❤️❤️❤️ . Thank you for your service 🙏🏻🫡
Proud you jeganuna🥰🙏🙏
ጽንዓት፤ተሰፋ፤ሓቦ ዝሰነቅኹም ጀጋኑና ክብሪ ንዓኹም❤
❤❤❤❤ jeganuna keberi yegebekume ❤❤❤
Tigrai im thank you
ጀጋና❤
Our heroes 💛❤️✊🏾🫡🫡
አይፂናአት፡ጀጋን፡ደቀይ❤❤😊😊
የቕንየልና ጀጋኑና ❤❤❤❤❤❤❤ክብርን ሞጎስን ንዓኹም
ደምርኒ ዝያዳይ❤
Thank you 🙏 ❤❤❤
ጀግንነት ምስ ፍልጠትን ትሕትናን ዝተላበሱ ኣናብስ። የቐንየልና ኣሕዋተይ🙏❤️🙏
ጀጋኑእድመን ጥእናን ይሀቡኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ambilivable
Way ahwatey ❤❤❤❤❤
Exactly 👍
❤❤❤❤ጀጋኑ
Jeganuna❤❤❤❤❤
❤❤❤ jeganuna much respect
ኣሕዋተይ ኣሕዋተይእግዛኣብሔር ይሓግዝኹም ኣሜን ደቅነይ❤😢❤
ጀጋኑና እንቋዕ ብሂወት ተረፍኹም
መእንተና እዩ እዚ ኹሉ መስዋእቲ ኣጆኹም💔😥 ኣብ ጎንኹም ኢና ኩሉ ግዜ 🙏😍
ቃላት የብልናን ጀጋኑና ነዘለኣለም❤❤❤❤
ደምርኒ ማዓረይ❤
Yekenyelna egzabher baelu yhagzkum & newih edme ms tienan ms melae betesebkum
❤❤❤❤❤❤❤❤
ጀጋኑና ክብሪ ናዓኩም🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Waww❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላኩም ዩ ♥️♥️♥️♥️💛💛💛
Thank you. I'm so proud. I think you don't want my hand on my leg to have them. Tabitha, but think of brothers that bless you. Are you a family? Would be free one of the day.
Keberi lehakum jeganuna ❤❤❤❤
ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ምህላዉኩም አብ ዐለም ንትግራይ ምስክርነት ብወርቂ ከውቀር አለዎ አጆኩም
We need special rate from the business community specially Transport, restaurant, cafe and other service like government and private offices for TEGADELTI.
ዝተረፈ ዘመንኩም ይባርክ ፈጣሪ
እዞ ናይዞም ጀጋኑ ተጋደልቲ ኣሕዋትና ቕያ ክስነድ ዝግብኦ ዝለዓለ ተጋድሎ እዩ::
ደምርኒ ወለላይ❤
ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና❤
jagen yhwaty ❤
Jeganuna❤❤❤joye❤😊
ጀጋኑና ዓብዩ ክብሪ ይግብአኩም 💪💯
ደምርኒ ዝያዳይ❤
እዋይ ወጣት ትግራይ ዝረኾቦ ቕድመኹም ስጥሕ ፀላኢኹም ጉስቑል ይበል😢😢
Efrem he is a brother and disciplined
❤jeganu
❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤
የቐንይኩም ዞም ደቀይ!!! ክብሪ ላኣኻቱም!!
እዉይ ወድነይ ዝረከብካይ ሓወይ ማዓር ትዛረቦ ዉድእ ዉድእ ወድነይ❤😢😢
❤❤❤❤❤❤👑👑🕊️
ክልቲኦም ጀጋኑ ክልቲኦም ኣቦታቶም ሲኢኖም ክልቲኦም ኣብ ተመሳሳሊ ኣካሎም ተወቂዖም ክልቲኦም ድሕሪ መውቃዕቲ ወሊዶም ክልቲኦም ደቂ ውቕሮ ክልቲኦም ልትግራይ ዘለዎም ኣረኣእያ ተመሳሳሊ ክልቲኦም ልብፆቶም ዘለዎም ፍቅሪ ደስ ክብል ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤
❤❤❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤
እታ ካቴኑኡ ን ንሱን ንሶምን ❤✌
❤❤❤❤
😭😭😭😭😭💔💔💔💪💪💪💪 ኣሕዋተይ
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤ወዶይ፡ሠላም፡ኢንካ፡ተረፉካ❤❤😊😊
Geganona nakebrekeme🧡❤🌹👌❤💛
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤
❤❤❤ጀጋኑ
ደቅነይ ደቅነይ ደቅነይ ኣሕዋተይ