Aguadu - Qesbi Wne - ቀስቢ ውነ - New Eritrean Movie 2024 - Part 03 - 3ይ ክፋል By Mekonen Tesfamaryam
Vložit
- čas přidán 1. 07. 2024
- ሰላም ተኸታተልቲ መደባትና። ብናይ ፌስቡክ ፔጅና ፎሎው ብምግባር ኣዛናጋዕትን ኣዛናይን ሓጸርቲ ኮሜዲታት ተኸታተሉ profile.php?...
ብ ኢንስታግራም ሰዓቡና / y.tekle
ብ ቲክቶክ ሰዓቡና tiktok.com/@aguaduentertainment
#Eritreanfilm #EritreanComedy#EritreanDrama #eritreanmusic #tigrignafilm #tigrignamusic #tigrignacomedy #tigrignadrama #eritreanmovie #eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #tigrinamusic #neweritreanfilm #ethiopianmovie #ethiopianfilm #newethiopianfilm #habeshaculture #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm
Wedi muhur zfetu like
ብጣዕሚ ዝገርም ዩ ፡እንታይ ዓይነት ፍልም ኢሎም ድዮም እንታይ እዮም ክምህሩ? ኣበይ ዝነበረ ባህሊ ዩ ?
Welcome deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 enka beselam mexakum🎉❤🎉❤🎉❤😊❤😊😊❤😊❤😊❤
ዓጀብ እዚ ትንግሪቲ እዩ ካብ ታሪኽን ወግዒን ቀዳሞት ዝተወርሰ ውሪሻ ዛንታ እዩ።ጥበብ ቀዳሞት ኣቦታትና ዘደንቅ ከምዚነበረን እዚ ሕጂ ተማሂረ ኤ ኢሉ በጠጥ ዝብል ወሎዶ ክምህዞ ዘይክእል ጥበብ ምስ ቀዳሞት ኣቦታት ከም ዚነበረ ተማሃር መንእሰይ ወሎዶ ነዚ ብዕጽፊ እናራባሕካ ሃገር ኣብ ዚብጻሕ ከተብጻሓ ንዓኻ እዩ ዝጥበብ እንተይ ከምትመስል ኣብ መጨረስታ ተዓዘብ ኣደናቂ ጥበብ ክትዕዘብን ክትሰንቅ ኢኻ ተማሃር ንኡሰይ።
❤🎉❤🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🇪🇷❤🎉!!!
Aya kibrab xibiki geberika nisebeyti bitibebi Eka tihiza ❤❤❤ kakkkkkkkk 🤩
ከም ግራት ኣብፍርቂ ክመቅልዎ ኣበይ ዓለም ትርራኡ የሰሚዑ ዘይ ፈልጥ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤ክፎትወኩም ምዓት
ጠቕላላ ኣይ ተረዳኣትንን እዚኣ ፍሊም መን ኣሎ ከረድኣኒ ዝኽእል
Atta girl 😂😂😂
ከም ግራት ፈረቃ ክማቀልዋ ኣበይ ዓለም ተራኣየ ሓንቲ ጓል ንክልታ ዓቢ ክጋገ ኮሎ ክከፍእ
Abeley shikor❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ደቂ ኤረይ ሹኮርት
ኣንታ ግደፍና ሓንቲ ንክልተ ዘዮሎ ሓሸውየ ዝከነ ግዜ ኣጡባታ ምስ ሓዛ እግራ ሓፍ ዘይተብል ፍጥርቲ የላን😢😢😢
😂😂😂😂😂
ሓንት ግዘ 🎉ሳብስክራይብ ግበሩለይ አሐዋተይ ጀማሪት እየዋ🎉
አንታይ ዓይነት ፍሊም ኡ አዚ 😮 አስከ ንኪድ ሐራይ ክንሪኣ ኢና ከመይ ከምትከውን ልዕሊ ሕንብርቲ ዝበጸሖስ ከይወለደ ክነብር ማለት ዱ ሓሳብኩም አስከ ክንሪኦ ኢና
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
ከመይ ዝበለት ፍልም ኢያ ግን ኣይተረዳኣኒን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
ዓገብ በሊ ኣታ ህዝቢ ካውዙይ ታይ እና ክንመሃር
Beautiful film🇪🇷❤️
እዛ ፊልምስ ኣብ ጽንጽዋይ እያ ዘላ እቲ ብዓል ላዕለዋይ ነቲ ዝውለድ ህጻን ሙጡባብ ክከልኦ ኢዩ ዋይ ጉድ 😂😂😂😂
😅😂😂😂
❤❤❤❤❤❤
እዋእ ሓንቲ ጓል ንክልተ ዘይ ነበረ በጃኩም ኣማሕይሽዋ❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እንታይ ዓይነት ባህል እዩ እዚ 😢 ሓንቲ ጓል ንክልተ ኣወዳት😅
Yes you share beautiful firm🇪🇷❤️🕊️
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
Guezuyat zeygeberti ghibri entaway guezuy eyou derisewa hariska zeytbelìe
Beautiful film 🇪🇷🕊️❤️
ንስኻ ከ ስቅ ኢልካ ዘይትዕዘብ ካብ ስቅ ኢልካ ትህዉትት ህዉታትያ
@@ghirmayrezene2253 ዓቅሊ ገርካ ተኸታተላ ነዛ ፈልም አንታይ እዩ መልእኽታ።🇪🇷🐪❤️
😅😅😅😅😅😅
ዘይምህዋክ ክሓይሽ ዩ መስለኒ ምበር ኣይግድን
Abizias kefia qurub 😂😂😂
Wey gal trekbo
ከምከመይ ኢዩ እዚ ጉዳይ ህኮት ዳ ይባሃል😂😂
Kemzi kea Alo?
Zhatelka msan yhaysh marey
ካብ ዝየለ እትሕስዉ እግርኹም ኣብ ጕድጋድ ኣእቲኹም ቤተ ክርስትያን ዘይትኽዱ ሽልተኛታት
wawwww ybel flmi ❤❤❤❤
Anta kabey dmexe bahli eyom zeriuna delewu neu eba eti hfurun brun bahlnan aytebalashwwo ewa loms srah dikum sinkum bejakum hlmi gberwa men eu khafrelom
ስቅ ኢልካ ምዕዛብ ይሕሸካ ኣበሳየ ዘይንፈልጦ ነገር ኣሎ ክሳብ መወዳእታ ታዓዘብ
Kkkkkkkk grm geberkaya sdi sebeyti ygba yu
wae entay aynet zereban hasabn eyu ezi ke nhanti gal si klte awedat entay aynet eyu ezi bejakum wae ezi snksar dkone hasab eyu ane key germeni aterefen my goodness ezi nay tuauyat zereba wey hasab aykonen entay ybahal ezi
እንታይ ኣይነት ክፋእ ዩ 😮😮😮
እንታይ ይብሉ ኣለዉ
😏kebida deresit tewasit🤭
ናይ ላዕሊ ዝበጽሖ በጀካ ዕዳ ካልእ የብሉን ቀለብ፡ስልማት።ቁኖ. ....ኩሉ ዕድኡ እዩ። በዓል ታሕቲ ከኣ ጫማ እዩ ዕድኡ
እዋይ ምክሪ ወለዲ
እዚ ባህሊ አብ ኤርትራ ይህልው ኢለ ወይስ ነይሩ ኢለም አይአምንን አብ ሐደ ናይ እዝያ ደሴት ሪአዮ ነይረ ንሱም ውሕደት አዋልድ ስለዘሎም እቶም አወዳት አብ ኤርትራ ግን እንዲኢ መወዳእታ ድራማ ድአ ክምልከት እንበር 😄😄😄😄😂
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉