You are really made for art, first Eritrean CZcamsr to creat recreational and intellectual content. An inspiration to many I love your content gobez keep it up.
Tezarabay wedi Today i subscribe your channel.des zibeletni part 1st nsemune himmat respect bmhabka + netom ab uk Zelew ahwat kea bmitsininaeka.Anyways calm down guys like he said.🙏
ብጻይ ቁኑዕ ኣነስ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ፍትወተይ ይዛይድ ኣሎ መኽንያቱ ኣብቲ ዋዛኻ ቁምነገር ኣሎ ኣብቲ ቁምነገርካ ከኣ ዋዛ ኣሎ ስለዚ በርትዕ ኣጆኻ ኣብ ጎነኻ ኣለና❤️💪👈
ልበይ ምለሰለይ፥
ካልእ ከፍቅረሉ ትብልኒ፥
ልበይ ሒዝኪ ልቢ ትሓትኒ ፥
ተዝኽእሎ ነዓይ ምሓሸኒ ።
❤❤❤ እብርሂሞ
Time gn twhdna ala tblo eske like gbro ❤
Bro ሓጻር መደብ ስለዘዳሉ ኢና ንህንጠ ዘለና መስለኒ❤❤
May ddear son deninn ileka tezarb aloka hukka key tegubet ttnikkey you are strong am proud of you may God bless you abundantly 🤲💕🌹💕🌹💕🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሃጺርን ጽፉፍን ዩ ጽቡቅ
ማይ ስሓ ዓርከይይ ኣብ ትመጽእ ሰሙን ብዛዕባ ኣውድኣመት ሓንቲ ጆክ ገለ በለና ❤❤❤
ዘይምፍላጠይ ምፍላጥ ፍልጠት ዩ ኩቡር ስነጥበባዊ ነብሲሄር ኣብርሃም ኣፊርቂ ኣባህላ ያ❤❤
ናይ ተፈጥሮ ጸጋ እዩ በፈጣሪ ዝመጸ እምበር መንሞ ሎ ዘርኡ ዝመረጸ...
ስነ ጥበባዊ:
ኣብርሃም
አፍወርቂ
ንፉዕ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ጽቡቅ መደብ ካብዛ ዘለኻያ ከይተላግስ
ኣዝማሪኖ ዕላልካ ዘይ ምኖ❤❤❤
ናይ ክቡር ስነ ጥበባዊ ኣብረሃም ደስ ትብልኒ ተሓንበለ
ኣታሓሳስባና እንተሃብቲሙ
ወዮ ድኽነትና ሹዕ ኣኽቲሙ
ድከነትሲ ይብዳህ'ዩ ኣታሓሳስባ'ዩ እቲ ፈልሲ
ፍቅሪ'ንድዩ ሕመረቱ መሪር ናይ መንባር ቃልሲ
ኣየ'ወ ነዚ ጽባሓ ሓመድ ድበልዕ ነብሲ።
Please support this guy ..share .like subscribe..let go grow his channel to hit 100k plz ..he has talent..he will help our people
ከዋኽብቲ ቀትሪ ምስ መዓርገን ብርሃን ከዊልኒ ንኸይሪኤን ........ Abraham afewerki
ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ሎጉቢባ ሕውና ማሃርን ኣዛናይን ዝኮነ ስራሕ ዩ ማኣዲ መንእሰይ ኢካ ቀጽሎ ብሰላም ምጻና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣተሓሳስባና እንተ ሃብቲሙ ወዮ ሽዑ ኢዩ ድክነት ኣክቲሙ ❤❤❤❤
ኣብርሽ
ናይ ብሓቂ! ናይ ኣብርሃም በይንኹም ኣይትስምዕዎ
🎶"መዓር ካብ ዕንባባ፡ ከም ፍቕሪ ካብ ህይወት ይኽሰባ ካብ ኮና፥
ሓላለይ ምናልባት ከነፍቅር ኢና ተፈጢርና"
ካብ'ታ "ኣይፋልክን ሓላለይ" ዝተደጋጋሚኣ ደርፊ፡ ኣዝየን ባህ ዝብላኒ ነግሕታት/መስመራት እየን።
BIG UP, BIG UP ድማ...BROTHER
Big Man 🙏🤙
ኣለኒ ግዜ ናፍቆት ዘስንፈኒ ምኽኣሉ ይስእኖ ኩሉ ጠንጢንካ ሓጽ ኢልካ ኪድ ይመጻኒ ከምሻሙ ደሓራይ ብዓይነይ ክርኤኩም ስድራይ 😢❤❤❤❤
ድኽነት ሲ ይብዳህ'ዩ
ኣተሓሳስባ'ዩትፈልሲ
ፍቅሪ'ንዲዩ ሕመረቱ
መሪር ናይ ምንባር ቃልሲ
ኣየወ ንዛ ጽባሕ
ሓመድ ዝበልዓ ነብሲ።
ንጉስ ጥበብ ኣብርሃም
ኣፎርቂ
Eza nay gtmi tewhboka tegediska srhala bro.u r good at it
🙏❤️🙏
ድክነትስ ይብዳህ አዩ ኣተሃሳስባ አዩ ትመልሲ፡
Nay ኣብርሃም በይነይ ድየ ከኸዶ ምስ ምን ገዲፍንኒ,መልሲ ምስኣን ንቡር ወሲደዮ ሰማዓ ምስኣን ምኽኣል ሲኢነዮ😍💤
ርክብና እዪ ተቀይሩ እንበር ፍቅርን ክብርን ክልቴናስ ነባሪ እዩ ❤
ካብ ብዙሕ ውሑድ ❤
በሓቂ ብሮየ ኩሉ ኣካውንተይ 😢ምንባር እዩ ነዓይ ኣብርሃም ኣፎርቂ best ዓርከይ ብዘይ ቡኡ ወላ 1 ለይቲ ኣይሓድርን እየ ግድን እየ ደርፊ ናቱ ዝሰምዕ 🥹🥹🥹😢😢💔
Nay Abrham. ሰብ ሕሱም ኢልና ነማርር፡ ደቂ ሰባት ኢና ነፍቅር።
Me too
ድኽነት ሲ ይብዳህ ዩ ኣተሓሳስባ'ዩ እቲ ፈልሲ ፍቕሪ ዝሕመረቱ መሪር ናይ ምንባር ቃልሲ ኣየ'ወ ነዚ ጽባሕ ሓመድ ዝበልዖ ነብሲ [ ኣቢ ንጉስ ጥበብ ] እዛ ናይ ሎሚ ግጥሚ ግን ኣይግድን ነታ ዝተመንጠልካያ ያ ትመስል 😂😂😂 ብዝኾነ ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ ሓቢቢ ኣና ❤❤❤
Your video is short, meaningful, and to the point from start to finish. Great job!
ብልቢ እየ ዝፈትወካ ዋዛኻ ማራ እዩ ደስ ዝብለኒ ብፍላይ ሊብያ ዘለና ሰብ ተውጻና ኢኻ ካብ እስትረስ❤❤
Nay bhki wala ab libay eye zleku ksme kleku gele xnkty ygdleley eu
ንዓይ'ስ ካብቲ ተምጽኦ video ንላዕሊ አተን ናይ ባኮ ናትካ ሕክያ አዩ ደስ ዝብለኒ ቀጽሎ yene qonjo (love you so much 💋)
God bless you. Very informative really appreciate.
ሌኡል ዓርከይ ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣነ ክብሎ ዝደለኩ አንታይ አካ ሉኡል ብዛዓባ ሓራሙ ብብዝሒ አካ ትዛረብ ተጠሊምካ ኒርካ ዲካ ዝዓርከይ ❤❤❤❤❤ ይቅረታ ግን
Ewe ezia ktbles alewa luul hawuna azna ena nfetweka emo melselna
Hade abi muz wegen bahri agatami eyu zerakbena msaki...I love the way he expressed love "muz wegen bahri"
Welcome wedi nugus ❤.
Kab nay abrham afewerki des tbleni derfi.
Tehanbele tbl eya
Nlazeb do alena nxewawer nsemr do alena ntehanager Atehasasbana tehabtimu weyo dknetna shu aktimu❤
Arbate netbi::
ብጠዓሚ ኢኻ ጎበዝ ብሓቂ ተዋዛያይን ቁምነገረኛን ኢኻ እስከ ብሕጂ ናብ ስደት ዝሓስቡ ገለ ምኽሪ
Moya saha habibi you are more talent youth waza mis kumneger dageberka mechen nezi nus weledo tenkiho leka bravo logbiba tv
Azmarino, Ur Content is appreciated. It's very interesting and joyful. Kabzin kabtin .I wish u soon 50k
ምንባር ንመን ትግቦኦ።❤❤❤
መሓሪ ካብ ሊብያ -- ከምዘይ ትፈልጥ ምፍላጥ እዩ ዝዓበየ ፍልጠት❤❤❤
ወገነይ ብጣዕሚጽቡቅ ቀጽሎ ካባኻ ብዙሕ ነገራት እየ ከሲ ገለ ካብኣቱ እቲ ንማንም ወዲ ሰብ ዘድልዮ ነገር ቀንዲ ንኽነብር ተስፋ እየ ብዘይ ተስፋ ክነብር እየ ዝብል ሰብ እንተሎ ኣብ ሕልሚ እዩ ዘንሳፍፍ ዘሎ ስለዚ ቀዳማይ ወዲ ሰብ ንኽነብር ዓቅልን ተስፋን ክገብር ኣለዎ ንስኻ አካ ቀጽሎ መደባትካ ብጣዕሚ እዩ ጽቡቅ ሰላም ንዓኻ
Logbiba hawey sele''ti mekereka Thank you ❤ seb Dikas Abiywa' Uk zelena Kemzi Gerkum Tesfa Habuna Deki Eriyyyyy 🇪🇷❣️
ጉሩም ወዲ
ግርማ ዓዲ
መደብኡ ናይ ኣውዳመት መኣዲ
ብዝከነ ኣይተዝሕላ ሃባ ነዳዲ
ኣምልክ ጥበቡ ይብዝሃልካ ይድፋልካ ናይ ፍልጠት ዘውዲ❤
የቀንየለይ ስሂቀ
ቁምነገር ዉን ሰሪቀ
እንታይ ይስእን ካብ channelka ዘይርሓቀ❤❤❤
wow!! 👏👏
Anes btami eye zfetweka kulu wazatatka Kea Mara eyu zeshkeni keep it up💪
You are really made for art, first Eritrean CZcamsr to creat recreational and intellectual content. An inspiration to many I love your content gobez keep it up.
Lebam hawey kemaka shih yiweledu!
💐💐💐💐💐💐 enka eske rikeb aytsan.
Bah elna ena nrieka mo, kurub Kea gize wisik abilelna.
AJOKA KETSILO WEDI EREY❤
ገለ ክብል ካብቲ ቡዙሕ ዉሑድ ኣበሃህላ ናይ ኣብረሃም። ኣብ ባሕሪ ኮንካ ምጅላብን ኣብ ደንደስ ኮንካ ምዕዛብን ይፈላለዩ A.A i love you መምህር ሂወተይ❤❤❤
መርሓባ ኣስሊ እንቋዕ ብስላም መጾኻ
ድኽነት ሲ ይብዳህ ዩ ኣተሓሳስባ ዩ እቲ ፈልሲ ፍቅሪ ዝሕመረቱ መረር ናይ ምንባር ቃልሲ ኣየ ወ ነዚ ጽባሕ ሓመድ ዝበልዖ ነብሲ ። Abirash nugus tbeb so ajoka zearkeyyyy qexlo ❤❤❤ ab zelekayo ademen tanan yhbka fetari 🙏🙏🙏
Behaki nfua tezarabay eka kumneger zelewo zereba u snesratka wazaka awadadka kalatka keyednekuka ayhalfn eye. God bless you.
U make me my day happy bro keep up great 👍
Nay Abrham do Elka hanti hareg adika amo elkani bzuh meqrebkulka gn kab belka .ምቀርት ናይ ጥዕና ካብቲ ብሕማም ዝሳቀ ንላዕሊ መን ይፈልቶ
ምረት ናይ ኪንያት ዝረኣየ ምቀረት ናይ ሰላም መን ይነግሮ ፡፡እዛ ከኣ ካብቲ ቡዙሕ ዝፈትው ሓረግ ፡
ብዛዕባ ፍቅሪ እባ ኣስፍሕ ኣቢልካ ግለጸልና please ንመጀመርታ ግዜ ኢየ ድሓትት ደለኩ ኣብቪድዮካ ከኣ ኣውጻኣኒ 😢❤❤🙏❤❤
Azmarino nice work🙏🏼
መልሲ ምሰኣን ንቡር ወሲደዬ
ሰማዒ ምሰኣን ምቅባል ሲኢነዬ
Wedi shuq Mara endiu zeryehani medebki ❤ eti video reaction haki metan kekewen neska kedimka ayterayo kemzelata mesana konka reaya …. Aytehmek ✌🏻
We keep learning and understanding because tomorrow can be better than today...Abraham afewerkie said that I think in interview..
Debdabeki eka dehaiki seniku entemetse. …zeyhitet koinuni tenebibu srhu dawedee….😍
Log biba ነብሲ ጽባሕ የራክበና ፎርሳ ቶቲ ✊
ከይተረዳኣኒ ክልተ ግዜ ሳብስክራይብ ጌረ ጸኒሐ ቪዶኻ እንታይ ኮይኑ ዘይመጸኒ ክብል ቀንየ ግን ሰሲዐ የ ሎግቢባ ሓወይ ሕጂ ግን ሓንቲ ትኣኽለኒ ኢለ ኣብ ሓንቲ ምስ ናይ ደወል ምልክታ ረጊጸ ኣለኹ 😅 ቀጽሎ ዝዓርከይ ጹቡቅ ዋዛ ምስ ቁምነገር 🤛
First ruhus awdeament nakan nsdrakan luul logbiba bxay qunue bzkone ane kbleka zdeleku guday nay qedamay alem zena qulue eyu kab belkayo guday itali tblo zela nay mexaw bahri zenatat ke kem haqi knqbelo malet dyu tegediska ktmlseley kxbeyeka eye thank you +291 kab libya ❤❤❤
ኣታ ሉኡል ዓይነይ ኩዑሶ ምድጋፍ ዘይትገድፍዎ እሞ ምፍጣርኩም ንዘይፎልጡኩም ፃዓዱ ክትድግፋ ትኣርጉ ሆሆ ጉድ😅😅
Luul shewhat libi, zkoreye gex zmels qexlo hugusat ena beak, love you bro
Welcome bro you are a real CZcams ber 🎉🎉🎉
Thnaks yu my king 👑 🎉❤❤❤
ማይ ሳሓ ዓርከይ ብሎክ ምባል ናይ ደኩማት ዪ ይሳማመዓላ የ ኩሉ መዓልቲ ዝጥቀመላ ሓሳብ ያ
ምንባር ኩቡር ሰነ ጥበባዊን መምህርናን ኣብርሃም
ናይ ኣብራሃም
ካብቲ ሕማቅ ዝገጥመኒ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎዳኣኒ
Leul mentilomna kenmentelom ena adnakika eye kexelo nay abreham afewerki eta zebelkaya kedimkani eka kaleayti gen ab dendes konqa mezab ab bahri konqa mejelab yefelaleyou gezawutey geza temenatel eyou byzewey❤
🎶ናይ ተፈጥሮ ጸጋዩ ብ ፈጣሪ ዝመጸ፡እምበር መን እሞ'ሎ ዘርኡ ዝመረጸ🎶
ነዓይ ከኣ ኬፍ ትህበኒ፡ ኣብ (ሓደራ) ትብል። ናይ ተፈጥሮ ጸጋ'ዩ ብፈጣሪ ዝመጽ እበር መን ኔሩ'ሞ ሎ'ዘርኡ ዘመረጸ።
Abrham afewerki መን ይፈልጠለይ ናይ መዓሙቅ ልበይ መን ይሰምዓለይ መጸወዓታ ልበይ❤❤❤
Way teraekini lomi mishet
keren nerki teshefinki liwyet
Abti dendes bahri Ab ximwa
zehlefnayo zekire massawa
Kal atina elkini hadera
Xibe leku mixini ne ASMERA ❤❤❤
Abrihimo imissu
Kemzey tfelt mflat eyu zabeye fltet.. tbll abhahla eya tmsteni...❤
ያብሓቂ አብራሃም ብጣዕሚ እንድየ ዝፈትዎ ግን ቅድሚ 6 ዓመት ብጣዕሚ ይሰምዖ ነይረ ግን ሓሚመ ገዲፎዮ ብክንደይ ማጨለት እየ ዲሒነ
ሉኤል ሓወይ ቅጽሎ ዕደመን ጥዕናን ይሃበለይኣብዛኣ ተመጠሉን ተመጠላን ኤትበል ማሐበር ኤተ ጠባይና ኤተ መልክዕና ኤዩ ብሓፍሻ ጎደሎ ማሕበር ምባል ይሕይሽ
ኣደይ ዘፍቅረኪ ርሓይ ምፍቃር እካ ክውሕደኪ እትረፍ ተፈሌኪ ምስይ ከልኺ እካ ዝናፍቀኪ ልሳነይ ኣይገልጾ ኣኻይ... ብልበይ ዝብለኪ ኣኻይ.. ትምኒተይ ሓሳበይ ኮቶ ዘይተፋኪ ኣኻይ.. ወላዲተይ ብህያዊ ፍቅሪ መልኣኽ መሬት ልእኽቲ ፈጣሪ.........። ብታእሚ እየ ዘፍቅረኪ ዝናፍቀኪ ኣደይ።
Tezarabay wedi Today i subscribe your channel.des zibeletni part 1st nsemune himmat respect bmhabka + netom ab uk Zelew ahwat kea bmitsininaeka.Anyways calm down guys like he said.🙏
Well come wedi abeyti ✌️
ካብ ንኣምኖ ሓልወና እምበሪ
ንፀላኢስ ፈጢርካ ኢኻ በትሪ
ኣብራሃም
so ቀፅለሉ log biba ዋዛ ምስቁምነገር ቁሙጥ ቁሙጥ እንዳበልካ ኣድናቒኻን ፈታዊኻን እየ from tgray❤️💛
Thanks 🙏❤️🙏
ካብ ምዝራብ፡ ምስማዕ ይበልጽ።
ሾሪፎ ሰብኣይ ምስ ሸራፍ ሰበይቲ
በራሕ ሰብኣይ ምስ ብርሕ ሰበይቲ
ምንጡል ምስ ምንጥልቲ🤣
?🤣
ሓደራ 💞🇪🇷
ናይተፈጥሮ ጸጋ አንድዩ ብፈጣሪ ዝመጸ
አንበር መን ዶ ኔሩ አዩ ዘሩኡ ዝመረጸ
Good work keep going bro💪❤
ጽቡቅ ንሕና ኸኣ ማሕበር ከፊትና ክሳድኩም ክንምጥለኩም ኢና
ረኪብካኒ ኣብዛ ግጥሚ 🎉🎉❤
እታ መንጢሎምና ክንምንጥሎም ኢና ትብል ቃል ስቅ ኢለ እንድየ ዝሓልፋ ኔረ ሕጂ ግን ኣነ ከማን ተመንጢለ ኣለኩ 😔መንጢለናና ክንምንጥለን ኢና ምባል ጀሚረ ልኡል😁
ኢዚ ማስመዳ ንከምዚ ከማኹም በላሕቲ ሰባት ጥራሕ ኢንተ ዝኸውን ህዝብና ምነቅሐ ❤
ሕቶ ኣለኒ?
2100 ዓመተ ምህረት ትብል መጽሓፋ ሸር ኢልካ ኔርካ ትጽቢታ ነውሕና ማዓስ ኢያ ኪትመጻና!!!!! ???
ሉል በሊሕ መንኢሰይ በርትዕ ኪብረተይ👌
You are brilliant man 👨 🎊 go head
ኣብራም ሽኮር
ኣብ ባሕሪ ኮንካ ምጅላብን ኣብ ደደስ ኮንካ ምዕዛብን ይፋላለ እዩ ትብል
🙏❤️🙏
Jonny depp እቲ እንኮ ንጋለንስተይቲ ዝረትዐ ጅግና ወዲ ተበዓታይ
ዓቕሊዶ በልካ ፥ኣብርሃም ኣፈወርቂ ንዓቕሊ ከመይ ትገልጻ ምስ በልዎ ናብ ሓደ ቦታ ብቑልጡፍ ክትበጽሕ ደሊኻ ተብተብ ኢልካ እንዳኸድካ ኣብ መንገዲ ጋሻ ውሕጅ ይጸንሓካሞ ሽዑ ኣብታ ደንደስ ሩባ ኮንካ ክሳብ ዝዝሕለለካ'ቲ ጋሻ ውሕጅ ምጽባይ! እዚኢያ ዓቕሊ ናዓይ ኢሉ ኔሩ Legend
Ahh anesi aytamnen logbiba arekyy Liverpool tergna ala abe nesu edmna eza comment amxaya mexanane ente koneni😢
Euway Abza nay mewedaetas mexexex😂😅 habibi qexilo eske bel
ኣይትስኣን ደኣ ንስካስ😂😂😂😂❤❤❤❤
Athasasbana tehaftimu weye dknetna sheu aktimu ❤
በቃ ዘኣሪከይ ኩሩእ ኢየ በኣካ ዘኣሪከይይይ❤❤❤
Oww leul azika belih seb eka betami eyi zedneqika senay qeneyat nay hemamat yegberlka neakan fetwtekan
መንጢሎምና ክንምንጥሎም ኢና ❤❤❤ ገድን ክንምንጥልክም ኢና
Logbiba habibi ata goney geza nay sedray kewrseka ye logbiba ambesa❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ane ka ምስጢር ፍቅር
ልኡል ባዓል ሓቦ መፍትሕ ሂወት ጸገማት ኣብ ሂወት ሰብ ኢኻ፧ብሓቂ ኣድንቐኻ፡ቀፅሎ ሩሕስ ባዓል ሆሳእና እንዳበልኩኻ'የ ብፍላይ ኣብ ሂወት ዘለካ መፍትሕ ይገርመኒ እዩ እታ ሊኮቶ ዶ ክትከውን ኣታ ክክክ 😂 ብዝኾነ ዋዛኻን ቁምነገርካን ኣይትግደፎ ኣዕብዮ ጽቡቅ ኢኻ ዘለካ ብፍላይ ኣብዚ ግዜ ዘሎ ቲቭ ብዘይካ ሓሸወ ፖሎትካ ካልእ ኣይረኣኹን እንተናትካ ግን 100% ።
ብሰላም ምጻእ ግጥሚ ኣይትግደፎ ኣነ ሕጂ ካብዛ ዝንበቢካያ ንነብሰይ ኢልኻ ዝገጠምኻያ ኣነ ከኣ ባዕለይ ከም ኣብ ነብሰይ ኢድቲ ጌረያ ብሓሳብ ስለዚ ሓይሊ ኣለካ ኣጆኻ።
❤ ኣጆኪ🔊🔊 ብዘይ የገድስ ንጽመሞ ግዜ እንተ 🥺ነውሐ ብዘይየገድስ ሻቅሎትን,ናፍቆትን እንተበዝሐ, 🫣ክንደይ ክምቅር ዩ ጻማ ሓቦ እዋን እዋን ምስ በጽሐ::😌🕑☝🏼
🙏❤️🙏
መን ይፈልጠለይ..?
ናይ መዓሙቅ ልበይ..
መን ይሰምዓለይ..?
መጸዋዕታ ልበይ..
ደቀቅቲ ሕቶታት ናይ ናብራና
ኣይንፈትሖምን..ግን ንላዘብ ኔርና
መልሲ ምስኣን ንቡር ወሲደዮ
ሰማዒ ምስኣን'ዩ ምቅባል ሲኢነዮ....Legend..🙏❤️🔥
ልበይ ምለሰለይ ትብልኒ ልበይ ሒዝኪ ልቢ ትሓትኒ
ኩሉ እዩ ዝንዳ ኩሉና ነፍቅራ ግን ሕልና ሕልናስ ቆሪራ ትልመት ትዓዚባ ዓመጽ ኣብ መንጎና ተቆጢዓ ኣእውያ ሕልና ። ሕልና
ሉለይ ኣነ ማኣራ ኢየ ዝእፈትዊካ ቂጺሎ❤❤❤❤❤❤
Eway luel hawey ezi medebka btaimi yu mesati keep it up ND eti gtmi kea aytgdefo
Guday Arsenal haqi tezrbka 😂😂😂❤❤❤