" ድራማ ለይኮነስ ታሪኽ ኢና ንሰርሕለና " ፉሉይ ወግዒ ምስ ኣባላት ፍርሳ
Vložit
- čas přidán 7. 09. 2024
- Unique Show is a CZcams channel that features interviews with unique people from all walks of life. The channel's host, Semere Birhane and his team, interviews people who have overcome challenges, achieved great things, or are simply living an interesting life. The channel's goal is to inspire and entertain viewers, and to show that anything is possible if you set your mind to it.
Semere's interviews are informative and engaging, and his always gets the best out of his guests. He has interviewed people from all walks of life, including entrepreneurs, athletes, artists, and everyday people who have done something extraordinary.
If you're looking for inspiration and motivation, or if you're just curious about the world around you, then Unique Show is the channel for you. Subscribe today and start watching interviews with unique people from all over the world.
✅ ንሓበሬታ ይደውሉ Contact us
📶 +251921588398
09 56 40 59 03
Email hanielsami.d@gmail.com
✅ብጣዕሚ ገረምቲ ቪድዮታት Unique show /ዩኒክ ሾው
ብፆተይ ኣብ ሜዳ ተሪፎም ▶ • ኣዝዩ መሕዘኒ ዕላል ምስ ኣርቲስት ...
ናይ ትግራይ ሕቡእ ካሜራ ማን ▶ • ⭕️ ናይ ትግራይ ምስጢራዊ ካሜራ ማ...
ኢድ ካይሃለዋ ኮከብ ተኳሲት ኮይና ዝተመዝገበት ▶ • ካብ TDF ኮከብ ተኳሲት ኮይና ዝተ...
ብዘይ ኢድን እግርን መኪና ዝዝውር ሰብ ▶ • ብዘይ ኢድ_መኪና ዝዝዉር መስተንክር...
ዝኾነ ይኹን ህንፃ ብእዱ ተገልቢጡ ዝወርድን ዝድይብን ▶ • 🛑 " ብኽሳዱ_ መኪና ዝጎትት መ...
✅ Our Other Social Media Profiles
CZcams:shorturl.at/krFUX
Facebook: rb.gy/i2xwqu
===========================================================================
Subscribe Now Here 👉▶ / @uniqueshow.
===========================================================================
#unique Show
*Unique show
#ዩኒክ ሾው
##uniqueshow
#news
today#lokesh kanagaraj interview#eritrean movie#dw news#xrp news today
#eritrean music#israel news today live tv#today's news#fox news today#fox news today
#fox news today breaking news#ebsethiopian movie#ethio forum#eritrean film 2023#msnbc news today#new eritrean movie 2023#ethiopia#mezmur orthodox eritrea#mezmur protestant#eritrean movie 2023 new today#gere emun#eritrean music 2023#tigray tv#abel birhanu#eritrea
eritrean film 2023 new today
tigray media network
joseph stalin
dw flame
death of stalin
tmh tigray media house
mcdonald's fries
mcdonald's drive thru
zara tigray
the death of stalin
isreal war live#tolosa ethiopia#mahlet gebregiorgis#dimtsi weyane#dw tv tigray
#kidase ethiopian orthodox church#gmn tv ethiopia#fano amhara
#solomon yikunoamlak#fano music#getachew reda#donkey tube comedian eshetu#tigray media house#fano amhara today news#amhara fano#enda thsh#tigray tv news today#tigray media#tigray news today#dimtsi weyane tv#
#DV 2026 #Hazen #Tigray TV #Unique Show#new
#Dimtsi Weyane News #DV Amhara Region#Eritrean new music
#Amhara Region#israiel War#Selomon Tesfay #
#Fano#Today news#israel war#Hamas war#israel
#gazal #እስራኤል#ኢስራኤል#Ethiopian War#Today News#
#Donkey tube#New Eritrean Music#new ethiopian movie
#music festival Topic#Music#New Ethiopian Music#new Isreal
#New Ethipipian Tiktok#news#اثيوبيا#New Ethiopian Music2016
#New Ethiopian Movie#Embassy of Ethiopia#lousiana #New Music
#New Funny Video#New motivational video#new Ethiopia news
#New EthiopianMovie #2024 ##2024#New Video#New RElaxing Video
#Amhara Region #Amhara War#Amhara Region#Amhara Force
#Tigrigna new music#New Ethiopian News#Ethio 360#ድንቅ ልጆች#How to make
CZcams ፋኖ #comedian Eshetu#donkey tube #new Ethiopin orthodox mezmur
new Ethiopia Orthodox tewahdo mezmur#All in one mezmur All in On music
#መዝሙር መዝሙር#tigrigna mezmur#ትግሪኛ መዝሙር#ኣባ ገብረ ኪዳን ግርማ
Fews menfesawi#Aba gebre kidan girma#Aba gebre kidan #n ጀጋኑ ሰራዊት ትግራይ#ትግራይ ሚድያ ሁውስ#Zara media network
ሀ ሁ ሂ ሃ ሄ ሂ ሆ ለ ሉ ሊ ላ ሌ ል ሎ ሐ ሑ ሒ ሓ ሔ ሕ ሖ ረ ሩ ሪ ራ ሬ ር ሮ ሰ ሱ ሲ ሳ ሴ ስ ሶ መ ሙ ሚ ማ ሜ ም ሞ
#eritrean movie#ethiopian music#eritrean music#ebs#eritrean film 2023
#mezmur orthodox ethiopian#eritrean comedy#mezmur protestant#mezmur orthodox eritrea
tigray music#tigray interview#new eritrean interview#tigrigna interview#tigray culture
tigray culture#tigray culture#funny ethiopian interview#Ethiopian#interview show
#reality show today#new reality show##reality show today#new reality show#interview eritrean artist#trending reality shows#eritrean talk show#Unique Show
dawit eyob comedy #FIRSA#ፍርሳ
eritrean comedy 2024#ፍርሳ#New Tigrigna Music
shima leyti eritrean movie#New Tigrigna music
enda zmam
mahlet gebregiorgis
tigray music 2024
ብጣዕም እና ንፈቱየኩም ፍርሳ ኪቃሪይ የቡሉይ ዲብሊ👍❤🎉
አረኽቃረፅ አይብሉን❤❤❤❤❤❤
👍👍
ፍትሒ ኣብ ስዑድ እስርቤት ድነሀዩ ኣሕዋትና 😭😭😭😭😭
😢🙏😭😭
ዋይ ኣትዮ🤭
በተለይ ኣሕና ስደተኛታት (ዓድዓረብ) ድነሀና ናፊርሳ ድራማ እንተርእና ናፊቖትና ኹሉ ኣይፊለጠናይ በይዛኹም ካይታቋርፅዎ❤️💛🤲
ከይትቋረፅ ንሓግዛ
ቀፁሉሉ🥺🥰😊
ስብስክራይብ ታሕብብራን ክቡርት አሕዋተይ🌿❤❤❤
ፍርሳ ትቆረፅ የቡሉይ ደቅ ትግራይዋ ኣያምበል ራየታይ😍😍💊💊💪😍🐅💪🐅💪❤💕🐅❤👈🙏
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዓርይ❤❤💙💙
ከይቴቆረፅዋ ቡርትዑ ጅግኑ አሕዎትና❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ💙💙❤❤
❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድራማ እዩ ማራ እየ ዝፈትወም ኣነ ንባዕለይ ኣብ ሰሙን ሓንቲ ግዜ ሰለ ዝኮነት ብሃንቆውታ እየ ዝፅበያ ኽትቅፅል ኣለዋ ድራማ ፍርሳ❤❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿❤❤💙💙
ክንደይ ድና ስኢና 😢😢
መስዋእቲ ብፀትኩም ናብ ሕራነ ቀይርኩም ኣቀፅልዎ❤😊❤
ስብስክራይብ ታሕብብራን ዝያድይ💙💙💙
ፍትሒ እስርበት ስዕዲ ዘለዉ አሕዋትና በጃኹም ወገን እንኽኖም😭😭😭በዘተኻኣለና መጠን ሸር እንግበሮሎም😭😭😭😭😭😭😭
አይዘኩሙ ነጋስየይ ኩሉና ተጋሩ ንሐግዞሙ ተጋደልቲ ኮይኖሙ ክንድዙይ ሙስረሖሙ እካ ጎቦዛት እዮሙ
ስብስክራይብ ታሕብብራን ዝያድይ💙💙🌿🌿❤
ክቅፅል ኣለዎ ንዝሞቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😢😢 ብሂወት ዘለኩም ኣምላክ ዕድመ ይሃብኩም❤❤❤
ብጣዕም እዩ ክፎትዮኩም ፍርሳ ድራማ ክትቅፅል አለው💞💞💞
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ💙💙🌿🌿❤❤❤
ጀጋኑ ኣሕዋትና ቀፅልዎ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ስራሕ እዩ ቐፅልዎ ኣብ ጎንኹም ኣለና🎉
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿❤❤💙💙💙
ዋዩዋ ማንጃረዋ ፍርሳ ከይቛረፅ በርትዕኩም ስርሑ ኣብ ጎንኩም ኣለና❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብራን ዝያድይ💙💙🌿🌿❤❤
ብጣዕሚ ዝፈቲየኹም ፋርሳ ዳራማ ቀፅልዎ ክብራት አሕዋተይ አጆኹም 😍😍😍😍😥😥❤
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ💙❤❤❤
ዋዩ ኣምባሳድር ባህሊ ሰላምኹም ይብዛሕ ብሱሩ ድራማ እዚአ ድብሕታ የአ ኡሽላ ጥዕምቲ ተናፋቂት አጀኹም ቀፁሉሉ ጡዕማት ላዛ ማዓርግ ትግራይና❤❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብራን ዝያድይ💙💙❤❤
ኣጀኩም ዘምሓተይ ጀጋኑ ዝተሰውኡ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም😢😢😢
ፍርሳ ድራማ ማ ክትቅፅል ኣለዋ ብስሩ እዚ ናይ ኩልና ተጋሩ ፃዕሪ የድሊ እዩ❤❤
ንዝሞቱ አሕዋትና መንግስተ ሰማያት ያዋርሶም😢😢😢😢😢 ንዘለኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤
ቀቃዕምና ንሓግዝ ክትቋረፅ ዘይብላ ጅማሮ እያ 😢❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብራን ዝያድይ💙❤❤❤
አረ ማንጃረ የኔ ውድ ኣምሕርሉ❤❤❤❤❤🎉🎉ስያምሩ❤❤
ዋ አረ ቃፅሉዋ ዋዩዋይ አብ ጎኑኹም አለና❤❤❤❤
ተጋሩዋ ብጣዕም የና ንፎቱዮኩም ኩቋረፅ የቡሉይ ቃፁሉሉ ❤❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ህያብይ💙❤❤❤🌿
ሓቂነት ኣብ ራያ እያ ተወሊዳ❤❤❤🎉
ኣሰይይይ ተጋሩ ኣሕዋተይ ፅሩያት ቀፅልሉ እቲ ጋዜጠና ግን ጎቦዝ እዩ ብሓቂ ኣነስ ክፈትዎ ማዓት እየ ቀፅለሉ ዝሓወይ❤️💛
ኣሕዋተይ መንገስተ ሰማይየዋርሶም 💔😭 ዝቀረኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣጆኹም ቀፅልዎ
እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ደቅነና❤ ዋይ አረ ብሱሩ ክቛረጽ የብሉይ እዞም ሰብ ሃፍቲ ግን ስለምንታይ በእዉነት እንድያም ካሖጉሶም ይኡ ነብሩ ግን ያዉ ኹሉ ሓላፍ ዩኡዋ ኣይዞኹም N.R ኣሕዋትና ህዝብኹም ኣብ ጎድኑኹም ዩኡ ሳሚ ሓዋናም የቀንየልና ስለ ዳቕረብኻልና❤
ማንጃረዋ ኣነኮ ናማን ላመሰለኒ ብጣዕሚ የኻ ታናደኒ 😂😂😂 ይመቸኹም ❤❤
ወላ አነ😂😂😂
😂😂😊
ንፉዓት ብጣዕሚ ጎበዛት
አነስ ማንጃረ ምምንጃር ጥርሕ መሱልን ዋዉ ዋው ከይታቖርፁ 🥰🥰🥰
ስብስክራይብ ታሕብብራ ዝያድይ💙💙❤❤🌿🌿🌿
ሓደራኩም ተጋሩዋይ ከይቃረፅ ኢደይ ኢድካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿💙❤❤❤
❤❤❤❤❤ ኣይዞኦኽም ቦሪትዒ ቃፂልሉ
አይዘኹም ደቅኖዋ ቓፅሉሉ ❤❤❤
አረ ተጋሩ አበይ አለና 😥😥😥😥
ፍርሳ ክቅፅል አለወ ብጣእሚ እየ ዝፈትወኩም❤❤❤
ንፉዓት ኣምላክ ይሓግዝኩም ድማ ሓታታይ ድማ ጽቡቅ ኣተሓትታ ❤
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ መቅልይ🌿💙💙❤
ብጣዕሚይ ዝፎትይ ፍሩሳ ድራማ ❤ኣረ ክትቕፅል ኣለዋ በጃኹም 😢ንዝሞቱ ኣሕዋትና መንግስተ ሰማያት ያዋርሶሞ😢
ኣየ ማጃረ ብጥዓሚ እዩ ዝስሕቀኒ ኣነስ ዋይዋ ምዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብራን ህያብይ💙💙❤❤❤
የቐንየልና!!
ኣጆኩም አሓዋተይ❤❤❤
ብጣዕም እናንፈቱየኩም ፍርሳ ኪቃሪይ የበለይ❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ💙💙❤❤
ቅፅል❤🎉🎉🎉🎉
ኣየ ዋዩ ጅግነት ኣሐጉስኻን❤❤
ክቅፅል ኣለዎ ብሂወት ዘለኩም ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዝሞቱ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ from Eritrea
ፍርሳ ማለት ምግቢ ስለድኾነት ሓደራ ትቋረፅ የብላይ❤❤❤❤❤❤❤
ራዮቶት ኣይዘኹም♥️🙏
ቀፅልዎ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ሰራሕ እዩ ፍርሳ❤❤❤❤
❤❤❤❤ ፍርሳ
ደቅነይ ክቃረፅ እማ የብሉይ በዛኹም ቀፅልዎ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ፍርሳ ብጣዕሚ እና ኒፈትወኩም ኣጀኹም ራዬታይ እነ ኣሽኩትዬ እና ጃኖ ተዝምለሳ❤❤❤❤❤❤❤
ዋዩ ነጋሲ ኣፍቂረዮ ብከመይ እየ ዝረክቦ ብዝኮነ ቀፅልዋ ተጋሩዋይ😍ንጀጋኑ ስዋኣትና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ዘላኣለማዊ ኣብ ልብና ኢኩም😢
ኣይዞኹም ፍርሳ ኩቃረፅ የቡሉን እንቨስተር ኪሕግዝ ኣለዎ ወይ ከራያ ክወፁኡ አለዎም🥰🥰🙏🙏🙏🙏
እንኳዕ ሰላም መፃኩም❤❤❤
ክተቛርፅ ይብላን ፍርሳ ክትቅፅላ ኣለዋ❤❤❤ዝተሰውኡ ኣብ ገነት የንብሮም😢😢😢
ዋይ ኣረ ቡስሩ ክቛረጸ የቡሉይ ኣጀኹሞ እዞሞ ኣሕዋተየ🎉🎉🎉❤❤❤❤
ክቃረፅ የቡሉን ፈርሳ ክቅፅል ኣሎዎ❤❤❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብራን ህያብይ💙❤❤❤
ኣይዞኹም ቆፁሉዎ ክይታቆርፁዎ ንዝመቱለ ኣሕወትናለ መንግሰት ሰማያት ያዋርሶም😢😢😢
አይዘክም አሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዝክም❤
💚💚💚💚❤❤❤
ብጣዕሚ የና ንፈትየኩም አሕዋትና ፍረሳ ትቕፅል እንሀዋ❤❤❤
ኣጀኹም እሕዋተይ❤❤
Please do not stop it , I love it a lot I always waited to watch it eagerly!❤
ስብስክራይብ ታሕብብራን ዝያድይ💙💙❤❤
ሕድሪ ድንሀኩሙ ሓቦ ይድሓዝኹሙ ኪቆረፂ የብሉን❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ💙❤❤❤
እዚ ባዓል ፀጉሪ ኸፀልለኒ እዩ🥺🥰💋
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ናተይ💙❤❤❤❤
ኣነ ካዓ እቲ ሓታታይ ጋዜጠኛ ከፀልለኒ እዩ ኣነስ ክፈትዎ ብጣዓሚ እዩ ጎቦዝ 👌❤️💛💊
ክትቅፅል ኣለዋ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ኣነ❤
ከይቛረፅ በርትዕኩም ሰርሑ ኣብ ጎንኩም ኣላና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ክትቅፅል ኣለዋ❤
አለና አብ ጎንኹም ደቂ ዓደይ ❤❤❤
ኣለና ኣለና ኣለና ኣብ ጎድንኹም ብገንዘብ ይኹን ብኻልኢ ሓደራ ከይቋረፅ🤲🤲🌾❤️💛🤲🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ኣነስ ክፈትዎኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏
ክቕፅል ድንሀዎ ድራማ/ታርክ ይኡ ብሓቂ ወዩየ ማንጃረዋ ደስበሃልቲ ማንጃረ ታስራሕኻ ምምንጃር አረ ይመችኻ ዋዩዋ የፍቅርሰው ፈጣሪ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ💙❤❤❤
ብጣዕሚ ኢና ንፈትዋኩም ቀፁሉሉ❤❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብራን አባ ዝያድይ👏👏🌿💙❤❤
❤❤❤❤🎉🎉ቀፁሉሉ ፅቡቀ ስራሕ እዩ ተጋሩዋኒ
ደስ በሃልት እኹም ፍርሳ ድራማ ንኩሉኹም ሰላም ሰላም። ቀፅልሉ እዛ ድራማ ክተቃርፁዋ የብልኹምይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪♥️💪💪💪💪💪💪💪👍👍👍
😢 ከይታቃርፁዎ🙏😍😍😍
አንካዕ ደሓን መፃኩም❤
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም 👏💕💕💕💕💕💕💕በጣዕሚ እየ ዝፈትወከም 💕💕💕
ክቃሪይ የቡሉይ ፍርሳ❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ጀጋኑ ኣሓተይ❤❤ከይተቛርፅዎ 😢😢😢
የቐንየልና ሰመረ ብርሃነ ወዲ ህዝቢ ትግራይ
ብጣፅሚ ዝፍትዋ ድራማ ዋላ አይረደእኒ በጃኹም ቀፅልዋ❤❤🎉
ሃመይ ማለትኽ ዘይረደአኺ ማ ትግርኛ
ኣትሰምዕይ ዲኺ ላዛ ራያ ደስ ባሃሊ ይኡ😊
ዓርማም ኦሮሞ ደየአኺ😂😂ዘይርደአኪ
ብጣዕሚ ድብል ብጣፅሚ ኢልኺ ላፅሓፍኺ ሃመይገበሩ ኽርደአኪ😂
ኣይረድኣኒ የበለትይ 😂😂
@@Rora112
ትግርኛ ናፀሓፈት ሢ😁😅
ናትላህጃ ፍልልይ ይመስለኒ!
ገበዛት ቃፅልሉ እዞም ኣሕዋተይ❤❤❤❤ አይዘካትክም🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣይዘኹም ቀፅልዎ ከይተቋርፅዎ💚💚
ንዝዓረፉ ለ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😥😥
ፍርሳ ትቆረፅ የብላይ በጣም ነው የምወዳችሁ❤❤❤💙💙❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ አየ ዘድንቀኩም ቀፅልሉ❤
አየመ ስዋእቲ😢😢😢😢😢😢😢😢
ነጋስ ጀግና❤❤💓💓💓
ትቅፅል እንየዋ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
የኔ ማሮች 😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋውው ፍሪሳ ድራማ ብጣዕሚ ይኣ ደስ ትብል እና በይዛኹም ከይተቋርፅዋ ቀፅሉላ የኹም ኣይዘኹም ኣብ ጎንኹም የና ኣሕናለ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ከይቃረፅ ኣይዘኹም በርቱዕ❤❤❤❤
❤🎉🎉ብጣዕሚየ ዝፈትየኩም ዘድንቀኩም❤❤ፍርሳ ተዋሰእቲቲቲቲ🎉❤
ክቅጽል ኣለዋ ፍርላ 😢❤
😢😢የማሮች ❤️
አረ ምንም ቃላት እንኳን የብለያይዋ ግን ንዝሞቱ አሕዋትና መንግስተ ሰማይ ይዋሪሶም😢😢😢😢😢 ግን ሞይቶም ከይባሃልስ ምቁራፅ የብሉይ ከልቤ ይፈትወኩም የኡ❤❤❤❤❤❤❤❤
ቀፅልሉ ብሃንቀውታ ንፅበየኹም ጅግኑ ኣሕዋትና ❤❤❤
ክቀረፅ የብሉይ😔 ዋ ባህሉ ሓልዩ ቲ ላዛ ብጣዕሚ እየ ለድንቀኩም
ትቃረፅ የቡላይ ፍርሳ ❤❤❤
ትቆረፅ የብሉን የኔ ማሪት ❤❤❤❤
ኾሪዕናወ ብሓቂ ልስውእ ጀግናና ነብሲ ይምሓር ብልተረፈ በርትዑ