ሕጊ'የ ዝደሊ እንዳ በልካ ሕጊ ዘለወን ሃገራት ሕገን ትሰብር እንተ ኪንኳ ከትርሕቀኒ ጥራይ ኢካ ትክእል!! ዳህላክ
Vložit
- čas přidán 22. 05. 2024
- Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat
ዳህላክ 🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
She's the best and wonderful woman and smart
Dahlakey ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well said my lovely Sister ❤ yr the best Dhlakina 🇪🇷💃💃💃💃🙏🙏
She is the best and smart ❣️
She is a Drama Queen
ዳህላክ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🌹🌹🌹
Dahelak jegena❤❤
Dahlka btami nifati 🎉🎉🎉🎉🎉 nezem kulum bi tibat kitmlsi aziki jigna eki qexiliyo
Dahlak Anbesa Eritreawit 🇪🇷 we all proud of you Sister 🙏
Dahlakkkkkino ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷
Well said!! I am proud of you ❤Dhalakina
❤Dahlakino shkorr meharyom enber ezom juntawyan deki beyene dmu abey krudeki
Yes, we love her ❤❤❤❤Dahlaky
Dahlakey❤❤❤❤❤❤❤
Dahlak darling! You are so beautiful and intelligent lady. Let me tell you one thing, you can’t debate with such nonsense people. You are talking about Festivals and Eritrean Independence , but this nonsense groups are involving Tegaru for injustice against them and TEGARU as a good example. Dahlakino, don’t waste your time the useful idiots are doing this because of their hatred towards the people of Eritrea 🇪🇷 and Eritreans.
ስግረዶብ ሐሲብካ ተባሂሉ ዝእሰር ከመይ ዳህላክ ሕተታ ሜሮን
ሜሪ ኣይትጋገ ተጋሩ ድሮ እታ ተትራሳይክሊን ባንደራ ረሲዖማ እዮም፡ ምስእዛ ናይ ቀድም ሰማያዊት ባንድራና ተንኮል ዘለዎ ፍትወት ገሮም ኣለዉ፡
She is humble abd smart ❤❤❤❤
Dahlakino 👑👑👑👑
Wedi haile Adniqeyo 💯💯💯
Jigna dahlka 🎉🎉🎉🎉
ዳህላክ ትዛረቦ ዘላ 100%%%%%%%% ሓቂ ዩ ካብ ካብዚኣ ትዓቢ ሓቂ የላን
Dahlak shikor, you are right
Wow meron I wish more and more you are the most brilliant man👏❤️ I am not tekawamit
DAHLAK KINDI 1000
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏🙏🙏
Meron nska semaie tray kun rebishkana hasabom eba knsemei thanks
Dahlak anbesa
ኣንታ ሜሮን ሓውይ ንዳህላክ ኣብ ምንታይ ዪስዕሳዕ ኢባ ንገራ ናጽነት ዝረከብንሉ ቃልሲ ጽቡቅ ዝንታና ኢዩ ነዚ ዘይፈልጦ ሰብ የለን ግን ናጽነት ኪትሲዕስዕ ተኮንካ እኮ ፍትሒ & መሰል ዘለካ ኪከውን ኣለዎ በላ+ኣብ ኤርትራ ሰብ ብዘይ ሕጋዊ ፍርዲ ዚተኣስሩ ክሳብ ሕጂ ኣበይ ኣለዉ ጠፊእዋ ኣረድኣያ ኢስከ በጃካ ስለዚ "ናጽነት ውራይ ሓደ መዓልቲ ዘይኮነ ፍትሓዊ ኣገባብ ዝግበሮ ናይ ወለዶታት ግዜ ኢዩ"።
dahilak.abesa..
ኣቱም ሰባት መር ምሰ ተጋሩ ድኹም ትካተዕለኹም ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ደያልዕልኹም ደይኾነልኹም ደኡ ተጋሩ ኣብኡ የለውይ ምሰ ናባዕልኹም ይዶ ፅወዩ ተገበርና ዓሰርተ ግዜ ተጋሩ ዋይ
Dahlak indafeletik ayttseiqi ageb
Meri neza ndahlak bashmur geru kzntla zfetene malet mekan zbela haderaka keytemxeo dehar kea dahlak jgna gal eya seamieat sebat zrdea eya so wala degafit tkun mesela eyu haderaka kbret haba eka
Ewa anta Abey zelka ika testuse ika wedeye ne hankase do egri alewo teblo ika hji kea mekane endeya emo kemy ayenet meshute ika wedeye
@@wedihabtom9484 ab weldka rekebo
ሜሮን ሐቂ ፍለጥ
Dahlak gebenom ktfelti ab hgi kkerbu alewom
ከም ዳህላክ ዓይነት ጓል ኣንስተይቲ ምርካብ ብርቂ ዩ ኣዝያ ተበሃጊት ምልእቲ ብዓልቲ በሊሕ ኣእምሮ ጓል ያ መግለጺ የ ዝስእነላ ኣነ በቃ ዳህላኪና ሓንቲ ዝብለኪ ቅድሚ ናብ ምጉት ምቕራብኪ ዝምጥኑኽን ኣብ ሓሳባት ዝኣምኑን ሰባት መሪጽኪ እተዊ።ብጣዕሚ ኢና ንፈትወክን ነኽብረክን❤❤❤
Tekawami ab hageru lewti khatit shgir yeblun ezi nay hJi tekawami gin kali eu mis tselai tetsegiaka kbrtatka anaiska kbrtat tselai ktmuus gin tekawami bialama aykonen keda eu
ዳህላክ ቢሪላንት አያ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ኣት ኣዲግ ኣባ ዘይብልአኪ ክትካን ትክእልል አኪ ምሰ ፈልቀሰ ማዕረ ማሐዛ ነርኪ ትኪን አኪ
ጸባሕ ግዜ ክቅያር አዩ መንግሰቱ ሃይለማራም ክንዴይ ዓመት ግዚኡ ሳላሳ እሰያሰ ክንደይ ግዚኡ 32አዩ ብሰለሰቴ ዓመት ይዓብ አዩም
ሜሮን እቲ አብ ሃገርና ዘሎ ጉድለት ትብሎ ዘለኻ ኩሉ ይፈልጦ እዩ። ትግራይ ትስዕር ዶ ሕውሓት ትተስእ እንዳበልካ ድዩ ክዕረ??? ሓቀኛ ኤርትራዊ ኮንካ ንጽቡቅን ንጉድለትን ብቅንዕና ፈሊጥካን ተቀቢልካን ክትቃወም ዩ ዘምሕረልካ እምበር አብ ሕቆ ሕውሓት ተሓዚሉ ዝመጽእ ግን ጡዑይ አይኮነን🇪🇷👍
ድህላክ ጅግና ጋል ኢረይ
Bravo Dahlak you argument makes sense. Atleast you are saying what is in my heart.
መሮን ዳህላክ ዝበለት ፍሪዶም እንተ ደልዮም ፍሪዶም ክህቡ ኣሎዎም ። ሰብ መሰል ክህልዎ ኣሎዎ ትብል እንተ ኮይንካ ፡ አስካ ከኣ መሰል ሃቦ። እስካ ቶቃውም ፡ ዝድግፍ ከኣ መሰል ሃቦም።
Biniam kixibik 😊 and hasabatkum bkemzi mizrabkum feteyo yehwat deki adey kexilulu
ዳህላክ ጅግና በልዩም ነዞም ሓሰኻ ዒባ
Eritrean ethiopean buzuhh gab iyu zello , ethiopea nikeytiwurerr Sigiat haliuwa ayfelitin iyu intirfo kitwerrrirr, so we have different Establishments also
Xibuk medeb "Debat is better Overall "
ተቃወምቲ ሃገር ተኣቲዬም ከምሱዳን ክትፈርስ ምገበርዋ
🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏
መኻን ትሕጎሰሉ ግዜ ክመጽእ እዩ ትብል ኔራ ዓባየይ በዓል እዚኣ እየን
I agree with dahlak❤
Brava ezi dharit ziweda
ምሰ ዲርግን አሰያሰን ደርግን ማዕረ አዩም ሐሳዊትን ሰራቅትን አያ
ሐንት ምሳኪ ጂግና እእብ ግደኣብ ዓላ ጀግን ክህረም ከለዎ ሰለምንታይ ኣብ ዓላ ታሃርምም እልካ ሕተታ በቻካ
Bandira nay tigray hizom ms kedu ekoyu kemu tefetre eyu meri nimntay eka ab gel kithba tideli delka
መን ይኹን ብዘየገድስ ሕጊ ዝጉዕጽጽ ብሕጊ ይሕተት። ኤርትራውያን መንእሰያት ሃገር ሃገር እያ እሞ ኢሂን ምሂን ንበሃሃል ብምክብባርን ብምስምማዕን። ዝዘራርጉ ነስተውዕለሎን። ብዘይሓድነት ሃገር የለን።
Etom dembe teqawumo zibhalu mebzahtiom tegaru tiwldi eritra eyom
ስቅ በል ሓሳዊ ንየመን ከይትስጎግ
Meri Ny 5 sat Libika News utube Awridwa Alo 👈👈👈👈👈👈
ባሰተር አዩብ ሰለምንታይ ተኣሲሩ
ሞስልይነት ብዳህላክ ተትዕቀን ልክዕ ማዕቀና ምኮነት ተበላጺት ንዓና ተጸልእክና ናትኪ ቃልሲ ዘይተልዕሊ ለክባጥ ዳኣ ኮንኪ እንበር ።
ቅድሚ ንሕና ተጋሩ ኢና ምባልና ንትግራይ ዘፋነኹምና ባዕልኩም ኢኩም ስርዓት ሰለ ዝተቃወምና ።
ዳሕላክ።።መታሰር ይታሰረ ካለ ፍርድ ሲታሰር ።አባትሽ ቢሆን ታብጃለሽ
ንፉእ ጰብቅ ዘረባ
መሪ ጁኛ አእካ
እዚ ብእሱራት ምሽቃጥ ግድፉ ክእሰሩ ዝፈቱ ሰብ የለን።ሓቀኛ ተግባራቶም ባዕሎም ንባዕሎም አሚኖምሉዮም።እዞም ሰባት እዚኦም በቲ ሹዑ ዝተበገስዎ ታዐዊቶም ተዝኾኑ እታ ሃገር አብ ሲኦል ማአተወት ኔራ።ንአታ ሃገር አብ ሲኦል ዘእቱ ተግባራት ተጌሮም አብ ሲኦል ካአትዉዩ ዝግቦኦም።ሃገራት ክአብ አሜሪካ ጀሚርካ ነናተን ሕጊ አለወን ካብ ናይሞት ማሕነቕቲ ስጋዕ ሕልፈት።እቲ ዘሕዝን ሓደ ሰብ በዲሉ በዲለየሞ ህዝቢ ይቕረ ይግበረለይ ኢሉ ናብ ልቡ ዝምለስ አይታሓዘሉንዩ።ናይዚኦም ግን ካሊእዩ።ሓንቲ አብነት ሓዊ ድሩዕ ድሕሪ ቲጉዳይ አነ ዳአ አሲሮሞ ይኾኑዮም እንዲ ኢለ ምስ በሎ። አያሰሩንን ኢሉኒ።በል ተጠንቀቕ ኢልዮ አብዝበፅሕዎ የብለይን ኢሉ።ስለዚ ነዚኦም መሸቀጢ ጌርካ ቆልዑት አይተጋጊ።
😂😂😂 aytesihqena eska bullshit😂
True , kaliee zifelituwo silezeyelle ikua iyu, biusurat kizarebu 30 amet none sense
Bzuh endiya tezariba, metkela ab lieli esurat kea zinbue endie, gin kwam zelewa hager sile zbelet, eta kuwam baela kulu bebotiu ketethizo eya.
ኤርትራ 24 ግቦት ተወልዳ ግን እግርስ ተክላዶ ወይስ እግሪ ዝይብላ እያ ተወልዳ ወይስ ሓሪራ 😭😭😭ወይስ መይታ መሪ ክልሚ ኤርትርን ክትብሊ ማጣ ኺ ሓልፍኺ
እዚ ወዲ ሃይለ ዝበሃልስ እንታይ ከም ዝበለ ዘይበራሃለይ
Geben ente alewom wala zeblom eko biet frdi eyu zferd.
Biet frdi ayqerebun
ኢዞም ዘጎብሮ ዞሎዎ ፈቲ ኣይ ኮነን ገፈ ኢዩ
ሐሳዊት አኪ
እዚ ድዂም ቀሚሽ ኣደይ ሓንዂሉኒ ኢዩ ። 400 ዓመት ዝበሃል ሃለውለው !!
ሐሳዊት አኪ አዕሌኪ ሰሌ ኤርትራ ዘይሐምም አሎ
ኣማንት ጪንጫ ሰለምንታይ ተኣሰረም
Meron the brliant boy .gld blese you
ኣየ ፖለቲካ ክትገልጺ እንከለኪ ብጣዕሚ እንድኺ በላሕ ዕድል እንተ ትውሃቡ ከም ብዓል ንስኽን ካልኦትን ኣትሊስቲ ክብርታትን ታሪኽን ሓልየትን ኤርትራን ህዝባን እንዳ ኣቀብኩም ዝኸዱ ኤርትራን ንኤርትራውያንን ዝብል ምስ የሕዋቶም ኤርትራውያን እንዳ ተራዳድኡ ዝኸዱ ምፈረዩ ኔሮም
ዳህላክ በለፀኛ እያ ሓሳዊት ኣብ ልዕሊ ዓልየታ ተዝበፅሕ እቲ እሱር ልዕሊ ኩሉ ቀዳመይቲ መተቃወሚት መኮነት ሓሳዊት 😢
Meron you think you have democracy? Think again
እዚ ዂሉ ኣማኒ ዝተ ኣስረ ወተሃደራት ኮይኖም ድዮም ? ዳህላኽ ብዙሕ ትብዓት ይጎድላ ኣሎ ።
እዛ ከንፈራ ግጅፍ ዝበለ እቅረታ ሽማ ስለዘይፈልጣ እየ ኣዝያ ግፍዓኛን በለጸኛን እያ ንመን ትካትዓሉ ኣላ ውን ይርድኣ እዩ ግዜ ግን ፈራዲ እዩ ሞት ውን ግዝይኣ ፍሉጥ ኣይኮነን ሓቂ ፍረዱ ቀሲንኩም ክትፋነዉ ካብዛ ረሳሕ ዓለም
ኣት ሸርምጣ ጸባሕ ክትርከቢ አኪ ሐሳዊት እኪ
ሜሪ ጅግና ጽናዕ ቀጽሎ ጥራይ ኩላ ክትእከብ እያ ኣብዛ ስነሓሳብካ።
Meri wise man
Ktfelti tedey deliki dea bkemey ktfelti Geben ygberu eaygberu Biat frdi ykrebu eilki emo zeytguskusi kab sieilki eab mchot zelo seb kttabeklu tftni nsu tetebedilu zhalylun zgdesulun mengstat eyom Akuba hibomo zelewu
Bravo meryon
Meron big sorry
Seb zserho seb
Nmntay msakum kzareb & afqidkalu
Eza dehlak tmesl seb
Hji serihe mhabkuka.
Nska gen kulu ena feletka nmntay kndzi edel ebkaya. Tekilka ms kulu aqmka dehan zkonu sebat zeutdeli.
Selam neaka.
meron brliant boy
ዂናት ባዕሉ መንግስቲ ዝፈጠሮ ኢዩ ፡ ክውገድ ምኸ ኣለ ምስህዝቢ ምኽሪን ርክብን እንተዝነብር ።
Dahlak be benebskie hisebya hawekie nebenite wey Abukie ente taserue enty meblike nerky kuerube misetmake neru neskie kamye Dahlka gen kit feluti selie zeydelkie nakie timikie alo be minty eu taseru ayfeltene eya tibilye alkie 💙💙🫶🫶
Dekna ab sdet knebru ayndeln eina dahlak echana kegatmom ayndeln hager alewom hagerom kmlesu yom 27 amet abey neru kunat ab ti kunat tetew zbelelu nmntay hzbi zeyestenfs teyti dya eza sebeyti
ዳሕላክ የምትባል ደደብ ናት ምንም አታውቅም።።ከንፈርዋን ያሰራች ምርጥ ከኃዲ
እዛ ክረዲት ዳህላክ : ወዲ ሃይለ : ቢኒቢኒ 4።❤
ዛ ገጅፍ ከንፈራ ኣይፈልጥን ክትብል ድያ መጽያ ብሰሙን ክፍጸም ዝግብኦዩ ቅዋም 1997 ሰላም ኔሩ መልሲ በላ ኣነ ኣብ ኤርትራ ከለኩየ ትግራዋይ ኔረ ሓጎስ ክሻ ከምኡ ማንኪ ከምኡ ኢሰያስ ከምኡ ወዘተ ደገፍቲ ኢና ኣይትበሉ ተባተኩ ምሳና ክትነብሩ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ዳህላክ ምስትውዓል የድልየኪ ኢዩ ናይ 2013 ዘክሪ ላምፕዲዛ ዓለም እንዳ ሓዘነት እቶም በራዩ ክኣ ጋይላ ገይርኩም ነዚ ከ ዓገብ ኢልኪ ትፈልጢ ዶ
Dahlias ዐሻ
ኣንታ ባርዩ ኢሰያስ ክነብረሎም ጥራሕ ኢዮም ዝደልዩ እንተ ስለ ህዝቦም ግን ምንም ኣይሓስቡን
Hermaz ferhka tsilalot hermaz eyu nay dahlak ,she is brain wash
Bezay frdi yesrki kanfar adgi
Wezal zey tfeltyo dea entay zedegf aleki gohaf
እዛ ሐፍትና ብዘይ ፍልጠት እያ ትከራኸር ዘላ ጊዜኻ ንኻልኦት ሀቦ
ህግደፍ ሓሶትኩምን ታሪክኩምን ጥፍኡ መጀመርታ ነቲ ዓቢ መራሒካ ኤርትራዊ ግበሮ ደሓር ኣብዚ ወጺካ ትልፍልፍ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪🕌❤❤🙏🙏🙏