"ተመዛበልቲ ወገናት ተፀጊሞም ንሕና ንተስካር እነውፅኦ ድግስ ክህሊ ኣግባብ የኾነይ!!" ስድራ ሳምራዊት

Sdílet
Vložit
  • čas přidán 8. 06. 2024
  • ✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
    / @wushatenamedia
    ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፅኦ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።

Komentáře • 20

  • @aishaais8070

    ❤❤❤ አሜን ቡፁእ አቦና ባርኾትኹም ይብፀሐና❤❤❤

  • @melakeamintsegaytedla4523

    ቅዱስ ተግባር!

  • @ethiopiawitabraha330

    መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ ቤተሰብ ብሙሉኡ ፅናት ይሃብኩም😢😢😢

  • @M12-l8e

    ሓውና መ/ር ሙሉጌታ ንዙ ቕዱስ ምግባር ክትሰርሕ ዝፈቐደልካ ቅዱስ እግዚአብሔር ይኽበር ይመስገን አሜን+ ብዙሓት ሰባትውን ብኣኻ ምኽንያት ቅዱስ ምግባሮም ንኪቕፅሉን ክርሕሩሑን ልዑል እግዚአብሔር ቅዱስ ፍቓዱ ይኹን አሜን + አብ ምድሪ እንከለኹም መከራ አለኩም ስለዝብል እቲ ቕዱስ ቃሉ እዮሞ ፈተናን መከራና ዝበዝሐና ዘሎሞ ናስተውዕል አጆና : ምእንተ ወላዲቱ እነና ቕድስቲ ወድንግል ማርያም ኢሉ ፈተናና ንክቕንሰልና ተጊህና ንፀሊ ከም ምሓሪነቱ ምሕረት ያውርደልና አሜን +

  • @user-bi4se6qk3p

    ኑብስ ይምሓር ለባማት ስድራ❤❤❤😢

  • @elaela671

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ

  • @FevenFebu-mh9sp

    አሜን አሜን አሜን ❤❤❤ አቦና

  • @user-gf4ze4ez1s

    መምህር ሙሉዋይ መስተዋዓሊ ሰብ ርቱእ ኣንዴበት ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ብምፅዋት ዝድሕን ነፍሲ ብዙሕ እዩ እሞ እግዚአብሔር ምክንያቱ ገይሩ ዓዲሉካ ዝሓወይ ፍፃሜካ ይስመር ብሰማይን ብምድርን ኣይትታዓንቀፍ ነፍሲ ሓፍትና ከኣ ይምሓር ኣምላክ ይቀበለሎም ብሓቂ

  • @yrgaalem8486

    Amenamenamen🙏🙏

  • @gjch7639

    ❤❤😢

  • @user-iq9jd7sm1f

    👏👏👏👏👏

  • @GDh-kz2tu

    Rip😢😢😢😢😢😢

  • @FevenFebu-mh9sp

    ነፍስኪ ብሰላም ትዕረፍ

  • @helenberekt3774

    Mengset semay yewarski neisty😢 tsinat yhbkum betseb 🙏😭

  • @aexum1597

    Selam memhr melu edmen tena yhabka 🙏🏾nehaftna.R.I.P.

  • @rtgh9245

    🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏😥😥😥❤️❤️❤️

  • @berndadesta9679

    መንግስተ ሰማያት ያዎርሶም ንዝትስከሩ ዘለው ወገናትና:: አምላክ ዝፈትዎ ስራሕ ኢዩ

  • @emirufisseha6811

    Mengste semay yewarsa

  • @ibrahimalsharif9013

    Mengste semay yewarski nestey