Mekonen Ezra (ማክ እዝራ) - Humeray (ሑመራይ) - New Tigrigna Music 2022 (Official Video)
Vložit
- čas přidán 16. 09. 2022
- Mekonen Ezra (ማክ እዝራ) - Humeray (ሑመራይ) - New Tigrigna Music 2022 (Official Video)
Ethiopian Music: Check Out New Musics, Tigrigna Comedy and More Videos by Semay Entertainment.Facebook :- / semay_music_ethiopiasu... :- / @semayent #tigrignamusic #Tigray#SemayEnt Make sure to subscribe to Semay Ent and turn on notifications to stay updated with all new uploads!
🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.Copyright ©2021: Semay Ent
-~-~~-~~~-~~-~-Please watch: "Zemen Alemseged -Mesmerna Atsniena Nmekete( መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ) : New Tigrigna music 2021." • Zemen Alemseged -Mesme... - Zábava
ደቂ ሑመራ ሽኮር like ሃቡኒ ጥንሰቲ እየ 😍😍😍
ካብ ወዲ ሑሞራ ድዩ 🙄
ሊ ሊ ማርያም ሑመራ ብሰላም ትግላግልኪ
@@bsreman6822 ewe
@@philemonkiros7503 amen 😍
Wedi weldimo mels belyo meles ❤️😀
ብዘይ ምግናን ነዛ ደርፊ ልዕሊ ደቂ ሑመራ ሰሚዐያ ይኸውን'የ ብሰንኪ እዛ ደርፊ ቃንዛን ስቓይን ተጋሩ ብፍላይ ደቂ ሑመራ ዝያዳ ከቐንዝወኒ ክኢሉ። ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ደቅኻ ኣድሕን 🙏🙏🙏
❤❤❤
Me too bitaemi des
ልዕሌና ክትሰምዖ ኣይትኽእልን ሓወይ ቁርሲ ምሳሕ ድራር እዚ ደርፊ ኢና ንሰምዕ
Love from Eritrea 🇪🇷 ጥዑም ዜሜ ደስ ዝብል ቃና። ሰላም ይፍጠለና ኣብ ዘለናዮ ህዝቢ ኤርትራ፤ ትግራይን። ☮️ ✌🏾
Tg
🙏
ብሉጽ ብዓል ሕልና💙💙
🙏🙏🙏
አሜን 😢
i love you tigray people from eritrean💙💙💙💙💙
Eritea🇪🇷🙏 Tigray 😢😢 ane Tigray hiwetey eya Selam kitrekib kela Selamey u zimla ❤❤❤❤❤❤
ሑሞራይ ተናፋቂት ♥️😘
ዓወት ንስራዊትና
ትግራይ ትስዕር።♥️💛
ማክ ሓወይ በዛ ብልፅቲ ስራሕኻ ከይደያ ዘይፈልጥ ሑመራ ንክፈልጣ ገይርካኒ::
ይበል ግጥምን ዜማን😍✌
ኣብ ዝሓጸረ እዋን ጸበባ ህዝብና ሓጺሩ ዝተማዛበለ ህዝቢ ሑመራ ናብ መረበቱ ተመሊሱ የርእየና🙏
We Miss you - Humera ❤💛
We Miss you - West Tigray ❤💛
We will meet you SOON! ✌
You will meet us SOON! ✌
Thank you Mekonen Ezra for this Beautiful Music. 💙
አይዞኩም ደቂ ሑመራ አሕዎተይ ነፃ ከየዉፃእናኩም ኩላትና ተጋሩ ደቂስና አይንሓድርን ቃል ንሰማይ ንምድር 😢🙏
ደናቁር ካድረ ና መፅእሃ ፈትን
ዓጋመ እንታይ ዝበልኩም ፍጥረት ኢኩም በጃኩም ሑመራ ናይ ወልቃቶት እዩ ናትኩም ኣይኮነን ለያቡ ምሽ ሑመራ ኣስመራ ኢልኩም ፈኪርኩም ኔርኩም ግንሲ ወላ ሓቲ😂😂😂
@@RahelDebesay-ju7vx kidi ab daski saesie yehwatki dleyi stupid dormant mind on your business beach
ይመቸካ
ወድዛ ደንቆሮ ፅባሕ ናባካ እዮም
ሑማራ ክንመልሳ ኢና! ትግራይ ክትዕወት እያ!!
ናይግድን💪
😂😂😂600 ሚኢት ሰብ ርሽንኩም ከይድኩም ናበይ ክትምለስ zeyrsae ቁስል አለና ወልቃይት ይፅብየቁማሎ 💪💪
@@user-vy1fv2em4c idiot
ሞኬ አስላዊ ወዲ ሑመራ አጆና ክወግሕ እዩ
ባቢሎን አፍሪካ ዓይጋ ክሳብ ርደም ሆቴል ሓውዜን ሃያስኩለይ ሓሊፍ ግዜ ንድሕሪት ረጂዕካኒ ናይ ብሓቂ ነቢዕ
ደቂ ሑመራ ደቂ ዓደይ አለኩም ዶ አጆና ፅባሕ ካልእ ግዜ እዩ ትግራይ ትስዕር
ሑመራይ ወለላ ዓይኒ ሃገረ ትግራይና 💛❤🙏✅️
ዘይትሙኖ ደርፊ ን ዘይትሙኖ ሑመራና 💛❤️💛
ጅግና ዓቢ መልእኽቲ ዝሓዘ ሑመራ 💜🥰❤️ ወዲ ሰሜን ትግራይ (ኤረትራ ) ትግራዋይ
ዘይፈልጣ ኮለኹ ናፊቐያ ሑመራ ❤
ዋላ ኣነ❤
ደቂ ሑመራ ሽኮሪናታት ተጋበዙለይ❤❤❤
ረዚን መልእኽቲ...ሑሞራ ተናፊቂት እያ ብሓቂ !!! እዝራ🙏😍🙏
ሓራ ክትወፁ ኢኪ ብTDF ብጀጋኑ ደቅኪ ሐመራዋይ እወ ዘይትምነው 💛✊❤🙏
Bokirki kab tdf si, kal'e zemed yeblkn?😄😄😄😄
ዓደይ ሑመራ ብሉፅ ሰራሕ ዝሓወይ ኽብሪ ንዓኩም ከየንቲ ተጋሩ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏
ትግራይ ትሰዕር✊
_ሰላምኪ ይመለስ ነፃነትኪ የርእየና ሑመራ ዓዲ ኹሉ ትግራዋይ ይበል ስነ ጥበብ ሞኬ ጅግና: ኣዬኹም ናይና ሸጥ ማዓንታና ከም ቀደምና ቀሪብና ኢና ትግራይ ትስዕር 💪✊💛❤🌻🙏💙_
ሑመራ ማዕረግ'ትግራይና ኣጆና ክወግሕዩ'ፅቡቅ
ድምፂ
ብዛደርፊ ዘይፈልጣ ሑሞራ ክሪአ ብሂገ❤
እግዚአብሔር ሰላምና ይምለሰልና ይኣካክበና ደቂ ዓደይ 💛❤️⛱🙏
ፅቡቅ ስራሕ ጅግና ሓውና🙏🙏🙏💛💛💛❤❤❤💪💪💪💊💊ሀገረ ትግራይ ትስዕር💊💊እወ ዘይትመኖ ሑመራና ትግራይ ኹላ💋💋💔💔🌻🌻🌻
I am from Eritrea but I love tigray people our brother and sister Humera is tigray land forever
🙏❤
❤❤
🥺❤️🙏🏽
Terewai agamme
@@F.mebratu view zelezehabkana betami ena nemesgen😂😂resahhh sijemer nementay eka nab videona teatu 😂😂
ሑመራ ርስትና ረስቲ አቦታትና✊ ዘይትምኖ 😍❤💖💖
Let's spread this song on every platform Tegaruwani❤
ይበል ስራሕ ይበል ግጥሚ ይበል ዜማ ይበል ኢዲት እምባሕ በሉ ደቂ ሑመራ ዓይኒ ትግራይ በዚ ግሩም ድምፅን አቀናባርን እግረ መንገድኻን ን ሸራሮ ቃፍታ ሸራሮን አይትጋደፈና ሸራሮ አብዞም ዱሁላት ወዲቃ ኣላ እሞ አይተጋንይዋ 😢❤
ትግራዋይ ዉን ዶ እምባሕ ይብል እዩ?
ንሱስ ንቶም ከፍቲ
ተጋሩ ትደርፍዎ ደርፊ ሲ ናይ ብሓቂ ንኹሉ ዝገልጽ ነገር እዩ ተዓዲልኩም❤❤❤❤❤
ትግራይ ዓደይ ስላምኪ ይሰመዐና ሑሙራ❤❤❤❤❤
አወ ይዓኪ ለይትምኖ ሑመራይ 💛❤️🥰
ኣጆና😢
ዘይትምኖ ሑመራ ❤💛❤💛
ሰላምኪ ይመለስ ትግራይ ዓደይ ሑመራ ሽኮር ብሓቂ ዘይትምኖ ጽቡቕ ስራሕ ወዲ ዓደይ💔💔
እስኪ መን እዩ ከማይ ነዛ ብልፅቲ ስራሕ ምስ ህልዉ ኩነታት ኣዛሚዱ ደጋጊሙ ዘስተማቐራ?? ዓደይ እወ ህዝበይ እወ ራህዋኹም ኣብ ቀረባ የርእየና። ኣሜን
የቐንየልና ሞኬ
Ane wen
ሰሚዕ ዘይጸግባ ደርፊ ንኹሉ ገላጺት ኣምላኽ ሰላምን ፍቕርን የውርደልና ተስፋ ይገብር ሑመራ ባዓይነይ ክሪኣ :: ኣውኩም ሰብ ሕልና እየ 💙💙💙
ሑመራ ናፃ ትወፀሉ ግዜ አይርሕቅን ኣጆና ዓወት ንስራዊና
ዘይትምኖ ብሓቂ ተናፋቂት ሑመራይ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይምለሶ
Wow it's wonderful song keep it up my brother ኣጆካ ካዓ ድሕሪ ፀልማት ብርሃን ኣሎ ክወግሕ እዩ ፀልሚቱና አይነበርን Tigray will prevail God bless tigryans and Tigray
ወዲ ኦምሓጀር እየ ግን ከም ሑመራ ዝፈትዋ የብለይን ❤❤❤❤❤❤
ሑመራ እምነኹርናዕ ትግራይ💛❤️
ሰላምኪ ይምለሰልኪ ዓደይ ትግራይ ሑመራ❤❤❤❤❤
መፀባዓ የኩነኑ ካብ ስደት መስተመለስኩ ሕሞራ ከሪኣ ተስፊ ኣለኒ 😢😢😢😢😢😢
I m ertrean and Humera for tigray and his land . I love my people ❤❤❤love .
ሑሞራይ ተናፋቂት ወጋሕታኺ የሪአና ፈጣሪ😢💊💊
ጅግና ትግራዋይ ❤💛
ሑሞራና ዘይትሙኖ❤💛
ሑሞራይ ተናፋቂት ዓይኒ ትግራይና 😥🥰
#ሕሙራና ዓይኒ #ትግራይና😢😢😢
መን ኣሎ ከምዝ ከመይ ሕሙራ ክበሃል እንከሎ ንብዓት ዝቕድሞ😢😢😢😢
ዋላ እንዳነባዕኹ ሰሚዐዬ 😢✊️ኣጆና ተጋሩዋይ ክወግሕ ዩ 💛❤️
ሑመራ ተናፋቂት ኣጅኹም ክንራከብ ኢና 💛❤ ✊
Mak Thank you for this amazing work for our hometown Humera.
ምዕራብ ሑመራ ትግራይ ❤ 🎉
ሑመራ ትግራይ!መረበት ተጋሩ❤❤❤
What a beautiful lyrics and singer ♥️💛 ኩለና ናብ ዓድና የብቀዐና
እዛ ደርፊ ንነብሰይ ወዲ ሑመራ ገይረ ክሳብ ዝቆፅራ እየ ዘስተማቕራ🥺
ማክ ቀፅለሉ...እና ካባኻ ብዙሕ ክንፅበ ኢና✌️
Uffff eza derfi touch my heart ❤❤❤
ሑመራ ትግራይና ❤️❤️❤️
God Bless and Protect for Tigray and Tigrigna People and TDF ❤🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤💛❤💛❤
Good job bro ❤❤ ፈጣሪ ንዓድናን ንህዝብናን ናፃ የውፅአልና
ሑመራ ዓደይ
እስኪ 1m ነብፅሓያ !
ሰላምኪ ይመለስ ሑመይ ዓይነ ትግራይና❤💛✊😢
Welcome wedi tigray jgna💪💪💪
ሑመራ ትግራይ 💛❤️🙏
ደጋጊመ ሰሚዐ ዘይመንዎ ኩሉ ጊዜ ናነባዕኹ እየ ዝሰምዓ ኣምላኽ በቃ በለና ኣኻኽበና ትግራይ ህዝበይ ኣይንተርፍን ተፈላሊና ክወግሕ እዩ🙏🏾
ዓድ ኣቦኻ የርግፅካ ዝሓወይ። ውሽጥኻ ዝትንክፍ ደርፊ፣ ምእዝዉ ኣጠቓቕማ ቃላት፣ ኮታስ ዝወፆ የብሉን። ኣነ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ዘናስሐኒ፣ ክንድቲ ነታ ሰናዕ ዓዲ ዝፈልጣ ትግራይ ዓደይ ዘይፈልጣ ምዃነይ እዩ። ተስፋ እገብር ድማ ድሕሪ ናፅነት ዓደይ ብምልእታ ዘይረ ኣብ ሕልናይ ከስፍራ። #ትግራይሃገርእያ።
ሑመራ 😍❤😍😍ዓይኒ ትግራይና
Ma feeling on this amazing track is sth ever even i cry gonne back to the time we spent together in our home town humera❣️
Not your hometown. Humera is Gonder. Go back to Agamistan and starve. Lemagn.
same here bro...ሑመራይ ♥💛 ናብ ዓድና የብቀዐና :: abey kon yehulu sebey
hop we will bake home soon
Ajona kinmelsa Ena adinan hizbnan ajona deki adey
❤❤❤❤❤ ኣነስ ሓመራ ብዙሕ እይፈልጥን እየ ግን በዛ ደርፊ ፈተያ
Amlak tegaru yebarek
❤❤❤❤❤❤
Seb koynka tigraway kitk
ewin keleka tsega eyu
💯 Respects 🙏
💯 forgiveness 🙏
💯 ❤️ love 🎉
💯 faithfulness
ሰበይ ከቢድ ዩ ምፍላይ ካባኻ! ይበል ግጥሚ! ኣጅኹም ደቒ ዓድይ! ዝገርም ብቕዓት ናይ ምድራፍ ኽእለት ኣለካ፡ ቐጽለሉ! ብዙሕ ንጽበ ኻባኻ ሓው፡ ገለ ገለ ተጋሩ ዝገርም ብቖዓት ኣለኩም! እቲ ግጥምኻ ውን ስጥም ዝበለ ዩ ብጣዕሚ ሓሪፍ።
ሰላምኪ ይመለስ ትግራይ ዓደይ ሑመራ ዘይትምኖ🥰🥰🥰💛❤
ደጊመ ደጋጊመ ክመንዋ ኣይከኣልኩን ይበል ድምፂ 🙏🙏🙏🙏
Better day will come very soon. Am feeling it!! Just have a faith and hope! ሑመራ will be free soon 💕
Welcome 💊❤💛 ኣነ ዕባይ ገራዓልታ እየ ግን ብዛ ደርፊ ገይረ ሕሞራ ማዓር ክንደይ ተፈታዊት ምካና ፈሊጠ ዋላ ኣነ ክሪኣ ነፊቀያ 😢
ሑመራ ዓደይ ክትወፂኽ ሓራ♥🙏
ሑሞራይ መረበተይ ርሑቅ ኣይኾነን ብርሃንኪ ክበርቅ ♥️💛🙏
ደቂ ሁሞራ ናብ ኣድኹም ሁሞራ ንኽትመለሱ ተስፋ ንገብር❤
ብሓቂ ብዓል ጡዑም ድምጺ ዜማን ሙዚቃ ቅንብርን ቀጽለሉ ካባካ ጽቡቅ ነገር ንጽበ 100% ሂበካ ኣለኩ ብወገነይ
እግዚአብሔር ኢዱ ያንብረልኪ ዓደይ ሀገረ ትግራይ
❤❤እንኳዕ ንዝተወልደላ ንዝረኣያ እካ ትናፍቅ❤❤❤
እዛ ደርፊ እንትሰምዕ አብ ኩሉ ነብሰይ ትዝራእ፡፡ ዝዓበኩላ ዓደይ ብምኳናን አምሂራ አብዚ ዘለኩዎ ሂወት ክበፅሕ ስለዝገበተኒ.........
I love love love this music 😍😍😍 ... Thank you Mekonen for z's amazing work.
I Miss 💔💔💔 my Country
Great music 🎶 God bless 🙏🙏🙏
#Tigray One Love
ሕሞራይ ናፍቆተይ ሰላምኪ ይስመዐና ህዝበይ ናተይ😢❤
ከይፈለጥኹዋስ ከመይ ከምዝናፈቃ ሑመራዋይይ❤❤❤
ዋላ ኣነ 😢
ፅቡቅ ስራሕ ወዲ ሪመይ 🤴❤💛❤✊ሑሞራና
እንኳዕ ብሰላም መፃካ
ዝክርታት ቁልዕነትና ተዘኻኽር ናይ ኩሉ ወዲ ሑመራ ድምፂ ተጋውሕ
እስኪ ሰላምና ይመልሶ SETIT HUMERA 🤗🤗🤗
ሑመራይ❤ ለይፈልጠኪ ግን ናፊቐኪ
ዝገርም ስራሕ ዝገርም ድምፂ ዘደንቕ ምስልን ዝኽርን ሞኬ ዓርከይ😘❣️😘❣️
ሑመራይ ❤❤💛💛
ሑመራ፡ ኣኻኻቢት ኩሉ፡ ፈቃር ህዝባ፡ The best city in Ethiopia ever.
Humera 😢nafkote hayaley eu zytmnu tenafkite adey ❤❤❤❤❤❤❤
ሑመራይ መዓርግ ትግራይና❤💕🙏
😢So beautiful. Thanks for the beautiful song memories of my hometown Humera adey❤️💛
❤❤❤❤ክወግሕ እዩ ጅግናና ይበል ጥዑም ድምፅን ግጥምን 💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽
Big fan from Netherlands 🇳🇱 you doing great job 👏🏾
Humeray maerey natey merebetey❤❤, I will always miss you. As soon as we will meet. Nice work moke!
እንኳዕ ብስላም መፃእኻ ውድኖ ፅብቅ ስራሕ ተናፍቂት ምድርገነት ዓደይ
ሙዚቃ ልክዕ ከምዚ ታሪኽ እንተዘንቱ ደስ ይብል፤ይበል ግጥሚ ይበል ዜማ። I can’t wait to visit ሑመራ!!❤❤❤
❤
Am crying 😭 Tigray 💔💛