🛑 ሰብ ከም ዝተሰዋእኹ እዪ ዝፈልጥ | ኣብ Esat Tv ቀሪበ ኔረ | ተዘካሪት ምስሊ ተ/ጋ ፌቨን ኣረፈ

Sdílet
Vložit
  • čas přidán 11. 09. 2024
  • ንተጋዳሊት ፌቨን ኣረፈ ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 09
    ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
    ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
    ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
    ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
    #gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
    © Copyright: ገድሊ Plus
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    t.me/Gedli_plus
    / gedli.plu
    / gedli_plus

Komentáře • 275