#ፈራሁ
Vložit
- čas přidán 8. 07. 2024
- #ferahu #በዛወርቅ_አሰፋው #ጰራቅሊጦስ #new_orthodox_mezmur #new_eritrean_orthodox_mezmur #new_ethiopian_orthodox_tewahedo #new_orthodox_mezmur #eritrean_orthodox_mezmur #new_orthodox_mezmur #ethiopian_orthodox_tewahedo #eritrean_orthodox_mezmur #new_orthodox_mezmur #ethiopian_orthodox_tewahedo #orthodox_tewahedo #orthodoxmezmur #mahitot #ማህቶት #ኦርቶዶክስ_መዝሙር #mahtot #abel_mekbib #mirtnesh #ምርትነሽ #ቴዎድሮስ #eriOrthodox #debesey #zemari #zemarit #zemarit_bruktawit_gebremedhn #diyakon #abraham #zemarit_mirtnesh_tilahun #abel_mekbib #hidmona #hidmonaentertainment #ንቕሑ #ጾም #Debesey #TigrinyaMezmur #habesha #tigray #amharicmezmur #amhara #eritrea #ethiopianmusic #ethiopiannews #tigraynews #eritreannews #ethiopianmovie #eritreanmovie #2023 #2024 #2025
#Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinya mezmur, #Amharic Mezmur, #Addis Ababa,Teahdo mezmur, #Debesey Mezmur, #orthodox tewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopian orthodox church,ethiopian orthodox tewahedo,orthodox sibket,daniel kibret,begena mezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodox mezmur new,eritrean music,Eritrea orthodox tewahdo,amharic mezmur,eritrea orthodox tewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket tikue mezmur
#tewahido church #tigray #zemari bereket tikue #eritrean mezmur 2021 #new tigrinya Mezmur #orthodox_mezmur_2023 #orthodox_mezmur_2024 #orthodox_mezmur_2022
#eshetumelese #seifufantahun #neshneshtv - Zábava
#ፈራህ (ፈራሕኩ)
ግዜይ ምስ ረፈደ ምስ መስየ መጽየ
ኣብ ኣፈት ደው በልኩ ከይኣቱ ፈሪሐ
በደለይ ረሲዕኻ እቶ እንተበልካን
ሓጥያተይ ከቢዱ |ምሱጓም ኣቢዩኒ| (2)
ዕድመ ናይ ሰብ እኮ ሓጺር'ዩ ዉሑድ'ዩ
እንከይፈለጥኩኻስ ዘመነይ ሃሊቑ
ተጻዊታትሉ ንጉብዝናይ ዓለም
ከመይ ኢለ ክረግጽ መቕደስካ ብድፍረት
|ፈራሕኩ ክተርፍ? ወይ ክኣቱ?
ደምካ ብንብዓተይ ዝምዘን ከመይ'ሉ?| (2)
ኣነ ፈሪሐ እምበር ኣይተፍርሕን 'ኮ
ምምጻአይ ደስታኻ ዘይጎድእ ፍቕርኻ
መስቀልካ እንክሪኦ ተሸምቀቐት ነፍሴይ
ደምካ እንዳረኣኹ ዘከርኩ በደለይ
ኣብ ቅድሚ ንጽህናኻ ከመይ'ለ ክቐዉም
ከም መላእኽትኻስ ብምንታይ ክሽፈን
ክንፊ 'ኳ ዘይብለይ መሸፈኒ ነውረይ
ሓጥያተይ ቅሉዕ'ዩ ናይ በደል ዕርቃነይ
ንጉሆ ምሸት ንዝመጸ ማዕረ ኢኻ
ዶንጉዩ ንዝኣቱ ኣይተዳሉን ኢኻ
አብርሃም ወ ይስሐቅ ቤትካ እንተሓደሩ
ኣብ መንግስትኻ ግን ካብ ሽፍታ ኣይቅድሙ
😢😢😢😢😢😢😢
Ykreta tbl kea eba zergehalna bejaka dyakon hawey ❤❤
@samri berhe
ዝማረ መላእክቲ የሰማዓልና ድያቆን ሓውና ቀጽሎ ኣጆኻ ጸግኡ የብዛሓልካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ትዝታ ች ትንሽ ች ሆነ ችች ታሪክ አጥኝው
ጎበዞች እንደዚ በየቋንቋዉ ስታዳርሱት ደስ ይላል ፀጋዉን ያብዛላችሁ በእዉነት
እሰይይይይ በትግሪኛም ተዘመረ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን 😢😢😢😢😢
በእውነት ይሂ መዝሙር ሲዘመር ዬሆነ ሾክ ያደርገኛል ከውስጤ እንባዬ ፈንቅሎ ሲወጣ ይታወቀኛል ዝማሬ መላእክት ያሠማልን እድሜህ ሁሉ በቤቱ ይለቅ አተ ቅዱስ ዬፂወን ማሪያም ፍሬ ተባረክ
አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን😢😢😢
ዝማሬ መላአክት የስመዐልና ኩቡር ሓዉና❤❤❤❤❤
😢ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን
ጎበዝ ዝማሬ መላእክት ያሰማህ
✝❤️🥺ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላክቲ የስምዓልና ድያቆን ሓውና ጸጉግኡ የብዝሓልኩም ንበረከት ኩነልና🙏🙏እግዚኣቢሀር ኣምላክ መስቀሉ ክንጸውር ይሓግዘና
እውይ ፈሪሐ እወ ብግብረይ 😢😢
አምላክ ወሲኩ ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓውና ጡዑም መዝሙር 🙏❤
ይቅርታ ትብል ውን ተትዝምረልና ደስ ምበለና እዚ ግን ዝኸኣለካ እንተኮይኑ እዩ ድያቆነይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዝሓወይ ካብዚ ንላዓሊ ክትግልጉሎ ቅድስ ፍቃዱ ይኩን እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣቤቱ ይንበርካ ተዓድልካ ቀፀሎ ዝሓወይ🤲🤲🤲 ፍራሕኹ😢
ብጣዕሚ ጽቡቅ ናይ ትርጉም ስራሕ።እግዝኣቢሔር ጸግኡ የብዘሓልካ።ኣብ ልብና ይሕደር።ስቡር ልቢ ድማ ይዓድለና!!!
እግዚአብሔር ይደግፍካ ብዙህ መዝሙር እንዳቀየር ተቅርበልና ብጣአሚ የመስግን እግዚአብሔር ዝበለፀ ፀጋ ሕያብ ሂቡካ አሎ እንድሕር ኪኢልካ ከሰሞች ሁሉ በላይ ነው ናይ ሰሎሞን አቡበከር እታ ናይ ቀደመ መዝሙር ንአይ በዙህ ተአምር አለዎ ሰለሞን ፈቂዱለይ እዮ ከትቀየር ግን አነ ከአለት የብለይን
ዝማሬ መላእክቲ ይስማዓልና ⛪✝️💠🙌🙏🏾🧎😢😭
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤😢❤
Libka titinkif mezmur btgrina sile zdegemkalna dyako samson hawina zmare melaeikti yesimealina hayal amlaak lisanka ykbae rhrhti adena kdsti dngil mariam ab godnka tikun zhawey💯💯💯🤲🤲🤲
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሳምሶም ሓወይ ናይ ዘማሪት ቤዛ ወርቅ ድያ ሓቀይ ብሩኻተይ
Ewe
ዝማሬመላእክትን ያሰማልን ወድማችን❤😢
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሳምሶም ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ እዩ በርትዕ ፣
ኣሜን 🙏😥
አሜን አሜን አሜን ዝመረ መላክቲ የሰመዓና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽት ያየስመዕልና 😢😢😢😢😢 ግዘይ ምስ ረፈደ ምስ መሰየ መፀየ ብሓቂ ኦጎይታይ ብሓጥያት ዝኣረገ መንነተይ ብምሕረትካ ቀይሮ
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 Zmarie melakti yesmealna...
EGZIABIHIER YMESGEN kemzi gierka msrahka Deacon hawey fetari ybarkka nab nsha zmels mezmur ❤❤❤❤❤❤
አሜን፫ ዝማሬ መላእክቲ ያስመዐልና በርቲዕ ጸጉኡ ያብዘሐልካ ❤❤
Elll ell elll🎉🎉🎉🎉❤❤❤
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️💙♥️
ቃለ ሕይወትን ያዋርስልን። የአገልግሎት ዘመንህን ያርዝምልን። ዝማሬ መላእክትን ያሠማልን።
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽት ያስመዐልና የአገልግሎት ዘመንካ እግዚኣብሔር ይባርከልኻ ❤❤❤❤
😢😢😢😢😢😢😢ዝማሬ መላህክት ያስማልን ወንድማችን
😢😢😢 ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና ቡሩኽ ሓው ጸጋን በረኸትን ይሃብካ ኣምላኽ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አሜንንንን❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዋውው👍ድንቅ መዝሙር ነው😥😥 ውድ ወንድማችን በርታ ዝማሬ መላዕክት ያሠማልን👏👏👏👏
ዝማሪ መለአክቲ የሰመዓና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዝሕልካ❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመአልና ብሀቂ ፀጉኡ የብዝሀልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ወደይ መአረይ ልዑል እግዚአብሔር ይፍቀደለና መንግስቱ ክንወርስ።
Amen Amen Amen 🙏zmarye Melaekti yesmeana kbur hawuna egzabiher tsegueu ybzehelka ❤❤❤❤❤
Mulue zemenka ybarek dn
Maare gerkana netom Amharic zeynsemo
ኣምላኽ ይርዳእካን ይሐግዝካን።
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ሓወይ ናተይ። ብጣዕሚ ጥዑም። እግዚኣብሄር ብናይ ቕዱሳኑ መንገዲ ይምራሕካ። ኣብ በቱ ብጸጋ የንብርካ። ኣጆካ ቐጽሎ!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
"ምንጭ ዳር ቆሜ" ትብል ናይ ድያቆን ተድሮስ ከኣ ተትትርጉማ ጽቡቕ ነሩ
Wow ብጣዕሚ ድንቂ RMX ዝማሬ መላእክቲ የስመራልና ተባረክ ሓውይ ናተይ
ዝማሬ መላአኽት ኣስምዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ብ ዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ፈጣሪ
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን በእውነት በምርት ትግርኛ መዝሙር አስጠኑኝ አልችልም በማርያም ውድ ማህበር አስገብኝ 😢😢😢
@AnAn-pi9ei እሽ
Amen Amen amen Zimare melaekti yesmealna D/n hawey egziabher amlak xegue yebzehelka🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💒💒💒💒
ዝማሪ መላእክት ያሰማልን 🙏🙏🙏
ሓጥያቴ ክብደት ምስጓም አቢኒ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ
Zmare melaktn yasemaln mengste semayatn yawarsln bedme bethena ythebqln ❤
Egizabhier yebarka ashat free free menfes kudus lbi ztkf mozmur nay ztezmeret tmesl
Nebsey rekibey
God bless you ❤❤❤
አሜን ዝማሬ መላእክትን ያስምአልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ናይባሓቂ ዉሽጥካ እትትንክፈ መዝሙር ንሓዉና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዘሓልካ ዕድሜን ጥእናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Zimare melaekti yesmaalna 😢❤
ኣምላክ ጥበብኩም ይባርክ ኣዝያ ናይ ሰፍሲ መድሃኒት ዝማረ ማልእክት
*_ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓዉና ድያቆን ፀጋ በረከቱ የብዘሕልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ❤❤❤❤_*
ሃየ ናበራትዖ ልብና ምስ መዝሙር ይኹን አይዘኻ ሓውና በርትዕ እግዚአብሄር ይመስገን❤❤❤
ቃሉ - ህይወትን ያሰማልን። በርታ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያስማልን 😢😢😢
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጋ የብዘሐሌካ እግዚአብሔር ኣምላክ ዲያቆን ሓወይ ኣጆካ ቀፅለሉ❤❤❤🥰
ጡዑም መዝሙር ባሓቂ ናብ ንሳሓ እትዕድም🥺
Zmare melakt yesmealna nay agolgulot zebenka ybark zhawey❤❤😢😢
Kale zemare yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka 🙏🙏🙏❤️
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣሜን ኣሜን
Amen amen amen zmare melaekt yesmealna🙏 xegu yebzhalka Egziabheir amlak ❤
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ዲያቆን ሓወይ
ዝመሬ መላእክቲ የስማዓልና ሓወይይይ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይበረክ
Amen zmare melaekti yesmialna diyaqon hawey 😢😢😢😢😢
Diyakoney zmare melakt yesmalna nay agelglot zmenka ybarek zyaday btami ye zfetweka ❤❤❤❤❤
ኢግዛኣብሔር ጸጉኡ ይብዝሓልካ ማዓርይ በርትዕ
Ammee Ammee Ammee❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen zmare melakti yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤
Amin Amin Amin 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺
ጸጋ ዲበ ጸጋ የብዘሓልካ።
Egzabher tsegu yebzhalka hawey Egzabher wuludey ybelena. Kab frhat ysewrena eti ruhruh Amlak.
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ድያቆን ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤
mhir ablixe fetyeyo. Amlakna hadera ykr belena.. kale hiwet yesmealna.
ዝማሪ መላእክቲ የስምዓልና ዲያቆነይ ይቀኒልና ካኣ አዛ መዝሙር ነቶም ብዙሕ ዘይንሰምዕ ጥዕምቲ መዝሙርያ ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ዳያቆን ሓወይ ኣቤት ትዕድልቲ
ብንስሓ ናብ ቤቱ ክምለስ ኣብ ጽሎትካ ዘክርኒ 😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ክንፊ'ኳ ዘይብለይ መሸፈኒ ነዉረይቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ ❤❤❤❤❤❤
zemari melakti yesmalna
Zmare malakit yesmalina kubir hawey❤❤❤
Zmare melaeti yesmealna bruk hawna egziabher amlak xegu yebzhalka ❤❤❤❤🎉🙏🙏🙏😂
Zmarie melaekt yesmealna wendmie❤❤❤
Amen amen amen zmare Meraki yesmealina 😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉zmare melakt 🙏🙏
😢😢😢abiyet abiyet mezmuer yeaxemteka zetelelll qale hiwet yesmalena 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂🙏🙏🙏
Zmare melake yesmealna
kale hiwet yasemalin wendimiye
Kale hiwet yesmalna
God bless you more and more 🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤amen btaemi zfetwa mezur zebenka ybarek
ኣሜን ኣሜን ጸገኡ የብዝሓልካ። ዝሓወይ ብጣዕሚ ልብካ ትሰብር መዝሙር ኣብ ንስሓ የብቅዓና አቲ ርሁርህ ጎይታ ❤❤❤
ዋውውው 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
⛪🌿🙏
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና
ሓወይ ደኣ መዓረይ!!! ኣጆኻ ቀጽሎ መዓረየ ጸጋኻ ኣለሊኻ ኣለኻ።ብዘይ ቃለዓለም ቀጽሎ ካብዛ ናይዛ ዓለም እዚኣ ኣነባብራ ይሓልኻ።ኣብ ላዕሊ ደረጃ በጺሕካ ክሪኤካ ናይ ኩሉ ጊዜ ትምኒተይ አየ።ካብ ኩሉ ጊዜ ዝከታተለካ ኦርቶዶክሳዊት ምሕረት ዝበዝሓላ ናይ ሓጥያት ባርያ ሓፍትኻ።
Kkkk😅😅😅
አየ ነብስይ 😢 ፈራሕኩ
Amen Amen Amen zimare melakit yesmalina nay agelgulot zebenkum ybarko fetari tebareku
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ዲር ዲያቆነይ ጸግኡ የብዘሐልኻ🎉😢😍👏😍👏