ህድሞና ሾው - ምቁር ዕላል ምስ መምህር ወጊሑ ፍስሃጽዮንን ወይዘሮ ፈለግ ግደ - New Eritrean Show 2024
Vložit
- čas přidán 28. 05. 2024
- ህድሞና ሾው - ምቁር ዕላል ምስ መምህር ወጊሑ ፍስሃጽዮንን ወይዘሮ ፈለግ ግደ - New Eritrean Show 2024
ህድሞና - ፍቕርና ካብ ኮነ ብማዕዶ ብማዕዶ ብ ዳናይት ዮውሃንስ | Fqrna ... by Danait Yohannes - New Eritrean Music 2024
JOIN 👉 / @hdmonanebarit
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
CZcams - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaWegihuFeleg #hdmonaFilm
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050 - Zábava
ኣቤት ግርማ ሕጂ ነዴኪ መሲልኪ ፈለግ ሓብተይ ሰብ ይሕጎስ እዝጊ ይሕጎስ ከም ኣደታትና መሲልኪን ክትምጽና ከለክን እሞ ክብሪ ይሃብኪ ንኩልኩም ❤❤❤❤
ሎሚ ጋል ኤረይይይ ሽኮር ክሒስክና እምበር ኣብ ቀዳማይ ዝነበረ interview ሲ ኣሕሪቅና እኪ፡ ከምዚ እዩ ናይ ሕጂ እዩ ዘጸብቀልክን so that gbu both i appreciate you 🎉❤ godhead!!.
ሕጂ ነዴታትኪይ መሲልኪ
ለቢምኪ ሐቂ እዩ እናለበማ
እየን ዝኸዳ ዝብሀል ቀጽልዮ
ብዐልቲ ሐዳር ሰለ ዝኾንኪ
ሰብአይኪ ከአ ለባም ንፉዑ
ስለ ዝኾነ ሐልዉዮ አይትሕፍርዮ ጽብቅ መደባት ❤❤❤
ደስ ዝብክ ኣቀራርባ ኩሉ ኣከዳድና ዉርዝያት ከም ወለድና ከም ዩ ዘጸብቀልና ከይተዛረብኩም ኣከዳድናኹም ምስ ረኣና ጥራይ ኣጊብና ሶ ክብረት ሃብኩም
ሎሚ ክትጽብቕ ኮይና መጺኣ 👌👌👌👌
Entay dea kitdegim....kkkkk
ኒበሩ ኪበሩ ሕጂ ናባሓቂ ኒዓኪ መሲልኪ ሓደርኩም ይባረኽ ❤
ኣሰይ ኩሉኩም ደቂ ኤረይ ስላም ናዓኩም ይኩን ፈለግ ሓፍተይ ከምዚኣ ኢልኪ ማዕሪግኪ ከይትጽብቅስ ብጽብቅትኪ ሰውነትኪ ከተባላሽወዮ ቀዳድ ወዲ ቀዳድ ደይ ባህልና ስለዚ ሓዳርኩም ቡሩክን ቅዱስን ይኩን ውላድኩም የርእየና ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ርእይቶ ሰብ ተቀቢልኪ ካብ ጌጋኪ ምእራምኪ የድንቀኪ ፈለግ ሓፍትና
ፅቡቃት ናይባህልና ክዳን ማዕረግ እዩ even with out holiday Our Cultural dress 👗 is Beautiful I’m Sorry to Say this ፈለግ ዋላ ሬዲሜድ ዓይነት ፅቡቅ እንድዩ ግን ምሳካ ዝከይድ ውን አበይ ትክደኖ ወሳኒ እዩ today you looking beautiful 👍👍👍❤️❤️❤️
እንዳ ኣቶ ወጊሕ ሩሑስ ቃል ኪዳን ይግበረልኩም። ቁኑዕን ንጹህን ሰብ ቁኑዕ ሓዳር እዩ ዘጋጥሞሞ ኣጆኹም ፍቅሪ እንተሎ ዋላ ሓንቲ ባኒ በሊዕካ ሲሒቅካ ትሓድርሞ ኣምላኽ ድማ እንጀራኻ የስፍሖ ንኹሉ ነገር ፍቅሪ እዩ እቲ ወሳኑም ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልካ።
❤❤❤❤❤!!!
ሕጂ ግርም ነደታትኪ መስልኪ
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷Best conclusion Wedi Eritrean people, Teacher in reality, God bless you with success and happiness and prosperity 🙏 ✨️ 😊 ❤️ 🎉🎉🎉🎉
ራሄላ ሽኮር 💐💐💐🌷🌷🌷🌷❤❤❤❤❤🇪🇷
Now you represent our Eritrean mother and sister thank you 🙏 this is our beauty zenaiy bahelna ayxebqlnane eyou 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏I agree 100% within your response 😘❤️💐
ኣቤት ግርማ ሞጎስ
ሓዳርኩም ይባረኽ
Asseyy muqurtey Family hadarkum egiabiher ygberelkum ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 wladkum yereyelna
ሒጂ ግርም ሓዳርኩም ይባረክ ሽሕን ዋልታን ኩኑ
የቀንየልና ሰይተቦይ ወጊሓ😂😂😂ነዲታትኪ መሰልኪ 🙏ሓደራክን የሕዋተይ ባህልክን ኣክብራ ❤🙏🇪🇷ንዓክን ጽቡቅ ናዓና ደቀንስትዮ ድማ ንኮርዕ🇪🇷🇪🇷❤❤
በሐቂ እግዚአብሔር ሐዳርኩም ይባረክ 🙏🙏🙏❤️
Grma Adi zemenka ybarek,bei eske nhna kea knasbelu Naka yemaslena❤❤❤❤❤❤🎉
ሰላም ጽቡቃት ደቂ ኢረይ ብመጀመርታ ሓዳርኩም ይባርክ ጎይይታ ቀጺለ ቅድምሕጂ ዝነበረ አተርቢው ኩም ኣከዳድናኢ ንባህሊ ሰብ ሓዳር ዘይ ውክል ንዘይ ተመርዓውት ከማን ነውሪ አዩ ብፍላይ ኣብ ቃለ ምሕተት ባህሊ ኣይ ተባላሻዋ በጃክን አቲኦም ትሓቱ ኣብ ባህሊ ጽቆጥለን ሓደራኩም ኣብ ደገ ዘለና ብጣዕሚ ኢና ንጸልኦ ሕማቅ ኣከዳድና ❤❤❤
Aseyy hji xbuqat konkum metsikum deqi erey❤🇪🇷
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሎሚ ወቂብኩም መጺእኩም።ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብ ኤርትራ ኮንካ ንኣዴታትና ምምሳል እዪ ዕጋበትና።ወጊሑ ሓየት ሎሚ ሽሕ ልቢ ንዓኻን መርዓትካን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፈለግ ሽኮር ጋል ዙረይ ጋል ሓይለይ ጋል ጋንታይ ሓይልና ከኣ ኮብራ ትበሃል ነይራ. ....ደስ ትብሉ ብሓቂ
ዋይ ህድሞና ሸው ግርማ ተኸደኑ ሰበይቲ ወግሑ ሰለፈ ሕፍረተ ኩሉ አለም ሙሉእ ሪእዋ ሓፊርና ሕጅግን ኣኩሪዕኩምና ዳሓን እተው
ኣይይ ጻድቅ ጻድቅ ጸወታ።እስከ ምሓሩና ኣቱ ጉሓላሉ ተጋሩ።ኣለም ሰለፋ ሪእዋ ሓፊርና ዶ ኢልካ ሓቀይ።ዓለም ደኣ ኣኮነን ዘለፈን እቲ ክብር ሕፍረተን እንድየን ቀሊዕን ዝኸዳ ዘለው ካብታ ርምስቲ ክልልካ ተግራይ ጀሚርካ።
ሕጂኣብ ኤርትራዊ ዜጋ ለባም ለባም ክትጻወት ወዲ ደቃላ ዓጋመ
ብዝኮነ ሓዳርኩም ይባረኽ❤ ጊን ማዓስ ኢዮም ኣብነታውያን ኮይኖም ሕጂ እንዲዮም😂 ኣቦታትን ዲኣ እንታይ መልኩሞም ማለት ኢዩ ገለ ሲም ሃብሎይ ክቀሲን ነቦታትና
ጽሑፍካ ኣይርዳእን እዩ ደጊምካ ጽሓፎ
Hiji tsubuk tekedinki feleg beal raheley kea kem kulu gzie tsubukat good job hdmona thanks❤
ሕጅግርም ገሪምኪ መጺኺ ብዕልቲ ሐድር ግርም እንትበለት እዩ ጽብቕ ኢላ ምስ ብዓል ቤታ ክትመጽእ ጽቡቕ
ወጊሑ ሓውና ደስ ዝብል ናይ ገጠር ዕላል ኣዕሊሊካና ማይ ናይ ዕትሮ ካፍቲ ሰቲካዮ ዘይጽገብ ማይ እዩ ኣብ ገዛና ዕትሮ ኔርና ንመሰራሒ እንበር ንዝስተ ካፍ መርቢል ሰትና ኣይንፈልጥን ኢና ብፍላይ ሓጋይ ኮይኑ ደገ ዊዒልካ መጽካ ቅድሕ ኣቢልካ ብደውካ ግጥም ከተብሎ ከለካ ዘይርስዓኒ ኣደይ ኣቲ ማይ ብደውካ ኣይስተን እዩ ናብ ብርክኪ ከይሓልፍ ትብለኒ ኔራ እንታይ ንምባል እዩ ክሳብ ሕጂ ኣይርድኣንን እዩ
Dew elna may entesetina nab abrakna u zwerd keltifu yslchwenan wey bzuh megedi aynkeydn
❤❤❤❤🙏🙏🙏Thank you for sharing the beauty of our Eritrean people families, true Relationship 👍 Wonderful example of Eritrean in Relationship , unity 🤝 Thank you Hidmona show 🇪🇷 🙏 Eritrea ☺️ 🇪🇷 Absolutely great explanation Anabes Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
Aseyyy xbuqat mqurat seb hadar mebalyti ygberkum felegey ka hjy grem grma zelewo akedadna🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
Beautiful moment ...stay blessed !
እሰይ ሽኮሪኢናታት ፉቑራት ውላድኩም የረየና♥️🥰♥️🥰
Helen❤❤❤
This is very important and amazing program.
Bezkone amlak hadarkum ybareke❤
ሰስኑ ሽሕን ዋልታ ኩኑ 🎉
ኣብዚ ነካ ወግዒ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ደስ ዝብል ባህልና ጽቡቅ ደቀኤሬይ ሓላላት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Memhir Wegihu and Feleg edmen Tieinan yhabkum hadarkum ybarek thank you Hdmona
Btaemi xbuqat ftret egziabiher hadarkum ybarko mebalyti ygberkum fetari
Felege Wise Woman I Ever Seen in My Life Like You ❤❤❤ Wegehwo You Are One In A Million. BLESS YOU ❤❤❤
Des ktblu amlak hadarkhum ybarkh muquratey🎉🎉🎉🎉🎉
👍 ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ዘበንኩም ይባረክ 👍🌿💕🇪🇷👍🌿💕🇪🇷👍🌿💕🇪🇷👍🌿💕🇪🇷
Shikorinatat deki Erei bitaemi des kitblu edmen tienan yhabkum hadirkum ybarek ayni abaikum🇪🇷🇪🇷🙏 ydefen
Felegey shikor and wegihu Beal grma hadarkum ybarek tsbukaty🎉❤❤❤🎉🎉
Des bhalti btaime Egziabher hadarkum ybark 🥰
ሕጂ ግርም ናይ ኣዴታትኪ መሲልኪ ከምዚ ዘጸብቀልኪ ከሎ ጸላኢና ይቀላዕ ሰይቲ ሰብኣይ ሲ ጉልብብ ተበለት እዩ ዘምሕረላ።
Asey deki Ereay shkorinatat rhus awdamet ygberelkum ❤🎉🎉🎉🎉
Happy lndependence day❤❤❤
እዛ ናይ ፈለግ ኣሳሕቃኣስ ደስ ክትብል ሽኮር 😘🤣😘
እዋይ ሎምስ እንታይ ሰብ ተሳኢኑ ኢዩ ተዓዲሞም ምሽ ኔሮም ዘይ ኣኽሎም እቲ ዝባላል ሰሚዒናዮ ኢና so ካልኦት ዘይ ተምጽኡልና ( ባባ ከውሒ , ማማ ውዳሴ ,ብሓፈሻ ኩሎም ዓበይቲ ኣርትስቲ ኣበይ ኣለው ሕሰብሉ ።
Shkorat hadarkum yebarek❤
ሕጂ ትሕሺ ነ ደታትናን ባህልናን መሲልኪ
Felegey and wegihu E/R amlak hadarkum ybarek fereytn xegeytn ygberkum fetari ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
Amlak hadarkum Yibarik.
Where’s Aron guys I hope he is ok
ጎደዔይ መይቱ ኣብ ዘይማዓልቱ ድሙ ሕረዱሉ መድገም ዳዊቱ ይባሃል ኣብ ሓሙስ ኣዳም እዩ ዝጽወት ወጊሑ ኣዘኪርና የቀንየልና ሓዳርኩም ይባረክ
ወያ ነቐፌታ ናይ ኣለባብሳ ኣሪምኩማ ❤
ዋውውውውውውው❤❤❤❤❤❤❤
Habayeb ❤❤❤❤❤❤
Hadarkum ybarek mukurat 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Helu des ktbleka hdeti keep it up
ሎሚ ጽቡቅ ገርኩም ❤
We love ❤️ you
N filmon mahray ms bealti betu amxulna pls 🙏
Rahel❤❤❤
Kemziu zexebkelki feleg❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤des behalti hadarkum ybarek
Halan you are amazing nis to see you again you and god bless to erterawe people 🎉🎉🎉🎉🎉😂😂❤❤
Merhaba Deqi erey halalat❤❤❤
Nice program🥰🔥
Hadarkum ybark yehwat
ሐጂ ናይ ኣዴታታ ተኸዲና መጽያ ብጽቡቃትክን ከለኽን ክዳን ዘይባሃልኽን ኣትግበራ❤❤
I love you wegihu good job keep going
ሽኮሪናታት ስድራ ቤት❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Selam. Deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
I love these couples. They are amazing individuals.
Thank you HIDMONA NEBARIT
Wladkum yeryena fuqurat❤🎉
ወግሑ ዓርከይ ሩሑስ ኣውዳኣመት
❤❤❤
Kemey alekum akayedi hdmona nebarit btekribwo kulu medebatkum tsbuk eqa ente kone ane gn hanti rieto alatini totali kab mas media ztefeu artist alewu emo neoom kea hasew elkum ente temxiewom des mbeleni nabnet kem beal (mahari gebreslasie) zeameselu. Thanks.
❤😊
Hidmona ne faleg ab Hidmona gaztena zaytigebrewa betaemi forma alewa ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Enqa dahan mexakum❤❤❤
ዎጊሁ መስ ፈለክ ❤❤❤
Hji grm adetatki mesilki feleg haftey ❤❤❤❤❤
ERIMIAS❤❤❤
Welcome ❤❤❤❤
Heli goyta tebay ❤❤❤xibkty
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
ዋዋዋ መምህር ወግሑ ከፍ ዘለዎ ዕላሉ ናይ ባሓቅ ጉስነትና ኣዛኻኺርካና ብዚ ኣገጣም ኣብ ባህላዊ ጸቅጥካ ክትሰርሕ ንምሕጽነካ ሰሰናዩ ነዓኻ።
❤❤❤❤
Heje gerem nice look good we are model of people ❤❤❤
ሕጅ ግርም ባሓንሳብ የንብርኩም 👍🏾👏🏾🍇🍇🍇🍇🌻🌻🌻🌻✊🏾🍇🌿🌿🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💗
❤❤❤❤❤❤❤
ይቀጽለልኩም ፍቅርኩም:ገና ሓዳር አብ 2,3 ዓመት አይግምገምን'ዩ : ሓዳር ብፍላይ አብ መጻምዲ ምርድዳእ ብፍላይ አብ ሓሳብ:ክልእ ብምርድዳ ይፍታሕ'ዩ : ከም ተመኩሮይ ❤❤❤🎉🎉🎉
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Hi
❤❤❤🎉🎉🎉
Raheley xbkti nkulom belixkyom❤❤❤