EMNA1 ስውእ ተጋ ኣምባሳደር ዓንደሚካኤል ካሕሳይ ብኸመይ'ዩ ነፋሪት ውግእ ኢትዮጵያ ክጨዊ ክኢሉ? ERITREAN HISTORY AND CULTURE
Vložit
- čas přidán 20. 06. 2024
- EMNA1 ስውእ ተጋ ኣምባሳደር ዓንደሚካኤል ካሕሳይ ብኸመይ'ዩ ነፋሪት ውግእ ኢትዮጵያ ክጨዊ ክኢሉ? ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#eritreanhistory #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE
እወ ኣምባሳደር ዓንደሚካኤል ካሕሳይ ምቕሉል ኣኽባሪ ሰብ ጽኑዕ ኣብመትከሉ ውፉይ መግለጺ እቲ ልክዕ ተጋዳላይ ህግሓኤ እዩ ዝነበረ :
ዘልኣለማዊ ዝኽርን
ክብርን ንሰማእታትና
ዓወት ንሓፋሽ !
ጅግንነት ኤርትራዊያን ንክትአምኖ ዘጸግም ክብርን መጉስን ንሰማእታትና የቀንየልና እፍሬም ሐዉና ብኩሉ እትገብሮ ዘለኻ 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
ኤፍረም ናይ ባሓቅ ነመስግነካ ናይ ጃጋኑ ተጋድልት ታርክ ብሂወቶም ከለወ ስለ ዘይ ግለጽ
ሕጅ ግን አናፈተሽከ ተምጾ ተምጸልና ዘለካ ናይ ባሓቅ ነመስግነካ
ክብር ንጃጋንና ❤❤❤❤❤
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤አያታትና ጽባቂና ኢኩም ክብርን ሞጎስ ንሰማታትና ብሰላም ዕረፊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘልአልማዊ ክብርን ዝክሪን ንሰማታትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንዘልአለም ክብርን ሞጎስን ንሰውአትን ሰላም ደቂ ኤረይ ከምቲ ኩሉ ጊዜ እንቋዕ ዳሐን መጻኹም ብጣሚ ጽቡቕን ማሃሪን የቐንየልና ደቂ ኤረይ🙏🙏🙏🙏👍👍👍✌🏾✌🏾✌🏾❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ambassador Andemicael was an amazing person.... he was my friend dad! Sesen shikor! ZeLAlemawi ZiKrin Kibrin nSemaHtatna! Proud Eritrean 💪🏾
Thank you dear ❤
Thanks EMNA for providing this wonderful our heroic history. May God bless them 🙏 ❤️ 🇪🇷✌️🇪🇷
እዋይ ሐሞት አብየት ስብእና አደ ወሊዳ ትምከን ክብርን ሞጎስን ነዞም ኮሪዖም ዘኩሩዑና ጀጋኑ ሰማእታትና 🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🇪🇷
My ❤dad miss u so much❤
You must be so proud he was so Amazing person
ሞሳ ንስውእ ሻዕቢያዊያን ሓርበኛ ዓንደሚካኤል
ሻዕቢያዊ ክብርታት
ሕድሪ
መትከል
ውድብ
ንቅሓት
ቃልሲ
ዓወት
ዓወት ንሓፋሽ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
You should be proud of your dad.
May his soul rest in peace.
He will always remain an Eritrean hero.
It means alot to me for u to refer to my dad like that
@@IAmMelanin13I was lucky to know him my beloved littel sister ❤my susu❤
ዘዚሓለፈ ቅያ ኤርትራውያን።ቅሰኑ ሰማእታትና።ዓወት ንሓፋሽ::
ዘላአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ክብርን ሞጎስን ነቲ ኩቡር መንግስትናን ጅግና ሰራዊትናን ኩሉ ግዜ ዓወት ንሐፋሽ 💪💪💪❤❤❤
ጽቡቕ ዝኽሪ ታሪኽና ቀጽልው ዘላአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንስዉአትና 🇪🇷❤️🇪🇷💪🏽🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷
Ab kalsi Eritrea zeytenegre ember zeytegebre yelen.
Zelealemawi kbrn megosn njeganu sweatna wetru ab lbna seferkum deky Erey jeganu ♥️ 🇪🇷 ❤
ዘልአልማዊ ክብርን ዝክሪን ንሰማታትና ዓወት ንሓፋሽ
መስተንክር ዝኮነ ጂግንነት ክብርን ዝክርን ንሰማእታትና
ታሪኽ ጅግንነት ጽንዓትን ተጋዳላይ ተነጊሩ ኣይውዳእን'ዩ:
ብሳላኹም:
ወትሩ ማሕላና ኣብ ኣሰርኩም:
ቅሰኑ ሰማእታት ኤርትራ 🇪🇷💖🙏🏽::
ታሪክ ኤርትራውያን ጌና ዘይተበርበረ እዩ፡ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና።
ሰማእታትና ኩሉጊዜ አብ ልብና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️💪💪💪
Thank u, Efrem. I remember Amb Andemichael in our house after he hijacked the plan and joined hizbawi halitat. Glory to our martyrs!
Welcome EMNA & Efrime Gidey
ታሪኽ ኤርትራውያን ታሪኽ ጅግንነትን ጽንዓትን እዩ።❤ 🇪🇷🌹💝🇪🇷
ዓንደሚካኤል ካሕሳይ. ሻዕብያ ጠላም.
@@bltblt2473
Coward Hadami,,, Barking against Eritrean martyr & SHAEBIA on CZcams is NOT going to make you a hero.
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረን ዘይተሰርሐን ታሪኽን ጅግንነትን ኤርትራውያን የለን ብሩኸይ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ።
@@bltblt2473
Hadami Agame,,, You are in the wrong spot. Go save Tigray from your terrorist TPLF.
መመሊሱ ዝገርመካን ዝድንጽወካን ታሪኽ ኤትራውያን ጀጋኑ፥
Neteqrbo werqawi tsrikna❤ msgana laul akbrot qetslo frem hawna gna hji sntselalina zelo mqttal ab esrael klue werar wge hadhd aqalbo zedlyo yehwat emo ezi tm elka sgab measyu gele belu🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Asgerami tarik❤❤❤❤❤
ኣያና ኤፊ ብጣዕሚ ኢና ንኮርዓልኩም
ኤረይ እቶም መተካእታ ዘይብሎም መንእሰያት ገንሸል ኩሉ ናይ ገዛእ ርእሶም ሂወት ገዲፎም፡ ናጽነትናን መንነትናን ምእንቲ ክህልወና ህይወቶም ሰዊኦም ! ዘለኣለማዊ ክብርን ዘልኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ንጀጋኑናን ንሰማእታትናን!!🕯🙏💫🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫🕯
ERITREA Adey adi jeganu ne💪 🦁Africa ❤🇪🇷❤️🌴🐪
ጋዚጢና ፍአፍረም ጊደ ብታሚ ነመስጊነካ ታርክ ጀጋኑ በርቢርካ ምምሳአካ ነመስጊነካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
RIP Harbegna gedim tegadalay Swue Andemikael kahsay.I know him in 1974 wt Weldenkiel Abreha (Herr Schmedth) Excellent organizers in Zoba Debub, formerly Seraye.Harbegna Aynebrnyu TariKuyu zwres.
Thank you to this channel for doing a beautiful report. It means alot to me and my family. I am proud to be his daughter
Kebret yehabkum. His grandson will be proud to hear this when he is older. ሰላም ዕረፍ ጅግና ኣቦይ 😢
ጀጋኑና ታሪኾም ተቐዲሑ ኣይውዳእንዩ ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷
ኤርትራ ብከቢድ ዋጋ መስዋእቲ ዝመጸትን ንዓኣ ንምዕቃብ ክቡር መስዋእትነት ዝተኸፍላ ልኡላዊት ሃገር እያ ስለዚ መንእሰያት ነዚ ታሪክን ጅግንነትን ኣያታትናን ኣቦታትናን ተረዲእና ብፍላይ ኣብ ወጻኢ ንርከብ በቲ ብሓደ ሓደ ከድዓትን ልኡካት ማለሊትን ምዕራባውያንን ዝግበር ናይ ተስፋ ምቁራጽ ከይተገራህና ብምስትውዓል ኣብ መሳርዕ ህዝብን ሃገርን ኮይና ክንምክቶ ይግባእ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ዘለኣልማዊ ክብረን ዝክረን ንስማታትና ዓወት ንሓፍሽ❤❤❤❤❤❤
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰምኣታትና
Thank you for sharing ♥️ 🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝኽሪን ኽብርን ንሰማእታት ኤርትራ ዓወት ንሓፍሽ 🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹♥️♥️♥️
ኤርትራውነት ክቡር መንነት ኤርትራዊት ብምኻነይ ሓበን ይመዓኒ ኤርትራ ሃገር ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹♥️♥️♥️💪
Merhaba deqe erey Jegunu 🇪🇷🇪🇷🤴✊💯
Zegerim jigninet n Bilhi n Difret n RIP Amb. andemichael Kahsay
❤🇪🇷ETERNAL GLORY TO OUR MARTYRS ❤️🇪🇷⚘️
Aye ertrawi huxub meanta ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
Zelalemawi kbrn megosn nsemaetatna 🇪🇷🇪🇷❤,
Ezi meqabr harbenatat,eti tshfetu hasisu,zmlketo akal zey hdswo,
ጅጋኑና❤❤❤❤
Abtatna Jeganu anebes
❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ጅግንነት ኤርትራውያን ጺሒፍካ ዝውዳእ አይኾነን።ነት ኹሉ ትገብርዎ ዘለኹም አብ CZcams EMNA ምስጋና ይኹንኩም።ኽብር ንሰማእታት ኤርትራ ።
🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yes they were and are heroes
Let God put his soul in peace!Amen
አገናዕ ወዲ ግደ
ሻዕቢያዊ ተጋዳልይ አምባሳደር ዓንደሚካኤል ካሓስይ
ሓበን ሃገረ ኤሪትራ
አብነት ኤሪትራዊ ሃገራውነት።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
❤️❤️❤️
ዘላአለማዊ ዝኽሩ ንስዋአትና ዓወት ንሓፋሽ💔💔💔💔🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎💎💎😭😭😭
❤❤❤❤
Sewatena wetru ab lebena🇪🇷🇪🇷💯💯💯♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏
🐪🐪🐪🐪❤🇪🇷✊🙏
❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤
Thanks
Zelalemawi zkri nswatna 🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
From " Hyiwet " magazine
ኤርትራውነት ማለት !!
We have country
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
❤🎉❤🎉❤like like ❤
Dawit ghebregziabher wedi Dongollo iyu
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🐪🌹❤️🙏🇪🇷🐪🌹❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Tarikom bhiwet alo sematatna ❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅❤️👍👌
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🕯️geganu abtate
ኣንስ መግለጺ ይስአነሎም ❤
ሸፋቱ ናይ ስሕል ክባሃሉ ከለውስ ከመይ ድምካ ፍልሕ ይብል
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምስ ዝለዓለ ሞያ ንቓልስን ንመስዋእትን ምእንቲ ኤርትራውነት ።
አቶ ዓንደ ሚካኬል ከምቲ ዝተገልጸ ነዊሕ ቀይሕ ጸጉሩ እትው ዝበለ ጀንትል እዩ ኔሩ ። ካልእ ተወሳኺ ምስሊ ንምሀብ ድሕሪ ናጽነት አብ ባር ኤረደ/ባር በረኸት እስቴካ ክንርእ ክንጻወት ዓንደ ሚካኤል ከአ መጺኡ/ ክጻወት እመጽእ ኔሩ ሓደ መዓልቲ እውን ጻዕዳ ካምቻ ጸሊም ስረ ምዕሩግ ጸሊም ቡት ሳእኒ ተኸዲኑ ብትሕትና ብፍሽኽታን ይጻወት ኔሩ R I P.
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና !
Zelalemawi zkri kibrien nesmatetena wetru awet nahfahs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🕯️🕯️🕯️🕯️🤲🤲🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Zekurei tarike eyu
Selam Efirem
ካፖ ( CAPO ) ብጣዕሚ ምቅሉል ሰብ እዩ። እብ ወጻኢ ( ኣሜሪካ ) ኸሎና ኣበርክቶኡ ዝምስገን እዩ ነይሩ።
Kebret yehabka
Zulilmiwe kuburen nusuwltna❤🎉🎉🎉🎉🎉✨️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✨️🎉🎉🎉🎉🎉🙏🏼🇪🇷🙏🏼❤❤
Thank you my dear brother Efrem Gide for your great work and I would like to correct you about the name of his great grandfather not Gudam the right name is Gudum. Gudum is the husband of wuba Ras weldemichael solomon .
Good job. ብዛዕባ ግደይ ሓማ(ዓዲ ንፋስ) ኣብ ስርሒት ምውጻእ እሱራት ሰምበል (1975) ዋና ተሳታፊ ዝነበረ ፈዳይን እሞ ዳሕራይ ግን፥ ብሓደ ብጻዩ ተሓስዩሉ ተታሒዙ ዝተረሸነ ሒዝካልና ምጻእ።
ኩሉ ግዝየ ዓወት ንሓፋሽ"ዩ ቃናና ክቡር ኣምባሳደር ዓንድኪኤል ካሕሳይ ኩሉ ግዝየ ኣብ ልብና ኣሎኻ
Dawit Gerezgher dea wedi kebabs Ilaberid do ykewin ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯
ክብሪ ነቲ ዝይድገም ወርቃዊ ወለዶ ኤርትራ (ይካኣሎ )
Terekibu,yikewin. Eza anchiwa baala endia tibelom
Fuluy kiya tarikh kubur Tegadalay Andemichael kahsay Harbegna aynebiren eu Tarikhu eu zweres emo neweres bkhulu.
Eritreawinet KUBUR MENENET.
ZEKHERIN KEBRIN NI SEMAETATNA AWET NI HAFASH.
Ekeneley kubur anbaby.
Bitaemi agerami tarik hzibawi ginbar enitayimo yigeber alem zeratina enber tarik hzbi eritrea mezena yebilun Efar nezi rezin tarik nitigebrelina wetiru misiganana nekirbelika edime tiena yihabka
ሎጎ-ጭዋ ሓያሎ ሚኒስተራት'ያ ኣፍርያ
So how did he die in 2003? Tell the truth.
ህግደፍ ዝቀተልዎ ኣምበሳደር ዓንደምኪኤል ካሕሳይ 😊
ኣብ 2003 ተሰዊኡ ዝበልካያስ ኣብ 2013 ንምባል'ዶ ትኸውን?
No ab 2003 eu tesewiu
2003 iyu tesewiu. Tsebuk alo
ቃላት ዘይትረኽበሉ ናይ ኤርትራውያን ጂግንነት ፡ የቀንየልና ኤፋር ሓውና ፡ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ። ህዝቢ ኤርትራ ገባሪ ቅያ እዩ ፡ God bless ሻዕብያ ።
ኣማኒኤል ግደ እዚ ታሪኽ ናይ ዓንደሚካኤል ካሕሳይ ፈቲሽካ ብምቕራብካ ብጣዕሚ ኣንበሳ ከምኡ ጌርካ ታሪኽ ናይ ዝተረፉ ሰው ኣት ውን ኣይትሕመቕ ርቢርካ ኣቕርብ ሓንቲ ካብተን ዝዝክረን ቆልዓ ኮሎ ኩ ኣብ እንዳባ ሓጎይ ገዛ ጎቦ ኣብ ሊዕሊ ገዛና ዝ ባን ዕዳጋ ዝበሃል ኣምሓራ ከለዉ ብጉሕ ጨ ዓ ጌሮም መጽኦም ሓ ዲሮም ኮይ ደም ናጽነት ምስ ኮነ እቲ ኣብዚ ዝሓደረ ኢሰያስ ኢዩ ክብል ይዝኽር ካብ ሽ ካ ወዲ ብስራት ክበጽሕ መጺኡ ቀንጥሻ ሒዙ ምስ ኢሰያስ ኮንና ክንብል ዓ ክብሎም ከሎ ፍትወት ከምዝነበሮ ንስምዕ ወዲሐ ዉ ኢዩ ድማ ኣብርሃ ኣስፍሃ ሚኒስተር ህንጻ ንዓንደሚካኤል ካሕሳይ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና
Ni jigna Andemicael kahsay men ketiliwo?
Aye Eritrawian mesakin yehizin naybihaki wala hade seb zifelit zeybilkum
ንስኻ ኸ ካብቶም ኣሽሐት ኤርትራውያን ዝተፈልየ እንታይ መርትዒ ኣለካ? ብሐሶት ተጸልም ስለ ዘለኻ ተደንግጽ ንስኻ ኢኻ።
@@tehabenhizbey2778 kondaf tigraway sekit