Ebidan Wushate (ዕብዳን ውሻጠ) New Eritrean Comedy 2022 by Dawit Eyob
Vložit
- čas přidán 11. 05. 2022
- ብዳዊት እዮብ ዝተዳለወት ሓዳስ ኮሜዲ(ዕብዳን ውሻጠ) ኣብ ብሩኽ ቲቪ ። (Ebidan Wushate) new Eritrean comedy 2021 by Dawit Eyob @BurukTv .
Copyright©2020 Buruk TV. Unauthorized use of whole or part of this video is strictly prohibited.
Copyright©2020 Buruk TV. ካብዚ ቪድዮ ብምሉእ ይኹን ብከፊል ብዘይ ፍቕድ ምጥቃም ብሕጊ ዝተኸልከለ እዩ።
#Eritreanfilm, #Eritreanmovie, #Tigrinyacomedy - Zábava
Wawwwww ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ዳዊታ ከምዚ ዓይነት ፍሉይነት ዘለዎ ፍሉይ ስራሕ ሒዝካ ምጻና ንዓኻን ንኩሎም መሳርሕትኻን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
Definitely true some daughter-in-law they treat their father-in-law disrespect yelling screaming no food starving.
When her husband came or family members came for visit. She shows them smile
Most of this generation are evil they don’t have mercy. God cerise them.
I am so proud Eyob and his daughter in law made great movies.
100 percent true. Most husbands they don’t know their wives what they did to their parents behind them. Trust me this is true story. I
Kitwskula nerkum baaeee🤣🤣🤣🤣🤣🤣gele aynet
ዋው ገለ ዓይነት ጵብቅቲ ስራሕ
ኩሉ ሓቂ ዩ ተጋኒኑ ኣይትበሉ ካልአ ከማን ይግበር ህኮት
Good job peace✌️🇪🇷🙏🇪🇷👍🇪🇷🕊
ነቦኻስ ማኣዝዩ ከምኡዝተባህለ ዳዊት ነውራምን ጸረባህልን ስነምግባርን ጽዩቕን
First of all, I would like to say that may our "God" put on all his blessings upon our top comics and all entertaining stuff ,
ዋው ሎሚ ተመሓይሽኩም። Amazing ❤❤❤
ቆቢዕ ጌርካ ድዩ ደኣ መኣዲ ዝቕረብ ?
ኣብ መኣዲ ቆቢዕካ ተውጽኦ ?
ኣብ መኣዲ
ብደገ ጸኒሕካ ንገዛኻ ክትኣቱ እንከለኻ
ንቤተ-ጸሎት /ንቤተ ክርስትያን ክትኣቱ እንከለኻ ቆቢዕካ ኢዩ ዝውጻእ ኔሩ ኣብቲ ዓድናስ ። ናትካ ዓለምን ልምድን ግን ዝተበረዘ ይመስል ። ብፍላይ ድማ ንስኹም እዞም ኣርኣያ ናይ ህዝቢ ኮንኩም ትሰርሑ ዘለኹምሲ ኣብ ኣለባብሳኹም ክብሪ መኣድን ክብሪ እምነትን ክብሪ ቤትን ክትጥንቀቕሉ ኢዩ ዝግባእ
ነዚ ዘይፈልጥ የለን እንድዩ ግና ባኮ ዕሽው ኢሉ እሰርሕ ስለዘሎ ኣየናይ ኢልዎ
ጽቡቕ ስራሕ ፍንሽን ግን ናይ መወዳአ ዝሒሉ
Wawwww ገለ ዓይነት ኮሜዲ ዳዊታ thanks
Good job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Good comedy 🤣 👏 keep it going 👍 👏 👌
GREAT JOB Thanks all of Guys
Wawawa mara msatit kxelewa eba kolfkumna 🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wawwwww😍😍😍 way berha
Good job deqi erey keep going
Edmen tenanan yhabkum fetari
Amazing
❤️❤️❤️❤️❤️👍❤️ mooi film
Ja
Good job bro 👏 👍 👌 💪 🙌 🙏
ብልጽቲ ስራሕ
😂😂😂Wawwww gele aynet Sarah habayb
Eway ezom sebay wyweldun ayeshu welidom ,,🤣🤣🤣🥰🤣🥰🤣🥰🤣🥰🤣🥰🥰🥰🤣🥰🤣🥰
Btaemi tsbiqti Sarah eya
Aboy Berhe xbuk Srah
Good 👍 job 👌
Kkkk Dawit mehrer
Lome Dhan Serhkum 👌
መብረድ
Xbuk srah
wowow gele aynet comydan dawit eyoba
God job
እቲ ሓሳብ ጽቡቅ ትምህርቲ እካ ተኾነ እታ ወሽማ ሒዛ ዘላ ለቲሽ ቁሩብ ኻብ መጠን ንላዕሊ ተጋኒኑ እሞ ቁሩብ ኻብ መጠን ንላዕሊ ምግናን ጽቡቅ ኣይኮነን።
Owwww kkkkk yibal derma
Jegna
👍👍👍👍👍👍great job 👏 👍 ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😝
👍👍👍👍👍
Wellcam buruk tv
Well come back
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ሂወትካ ሙሉእ ተሓጎስ። ምስ ስድረካ ትራከበሉ ፡ ትሕጎሰሉ ኣምላክ ይሃብካ። ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ቀጺለ በጃካ,, ሳብስክራይብ, ሓግዙኒ።
አሜን
😂😂😂😂
Kfetyo 😂👌👌
geza geza kerkuma melekti wey ketebarira nerka wey nsha ketewusda neruka .
Ezia CZcams dawit melia abzia semun tray 4,5 Comedy terofyaya😀😀😀😀
❤❤❤❤
ኣብዚኣስ ኣይንኣድናኩምን ጽቡቕ ትምህርቲ ኣይኮነን
Merhab 💖 👈
❤😄😄😁👍👍👍
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
😂❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
Kfetyo do ti kkkk kef zelewa comedy
😂😂😂😂 moyte ab mewedaeta
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Berhe hkot😂😂
Shaq ayklaeka dwita shkir si
🤗🤗🤗🤗🤗🤗🤗
Flyti srah bella
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🔥🔥🔥❤️❤️❤️
Zaykawen,,comedy Mara daferkumm,
Ab bzuh aykonen ember alo
@@pityeritrea7252 maera,kamze,ayamnenen,eya
Emo,kea,ab,eritrea
@@abelkidane6968 kekem atababyaka eyu ko
ሎሚ እዚ ዘለናዮም፡ዘመን እንድዩ ዘየለ የለን ዘሎ እዩ ዉሒዱ ዘሎ ስለዚ ኣይስኣንን ይኸዉን ከምዚ ከኣ
@@user-bp5ut2zf3u 👍
እቲ ሜላ ንምፍላጣ ዝተገብረ፡ ኣዚዩ ፈኹሱ።ናይ ቀደም ጽንጽዋይ ኮይኑ ይስመዓካ።እቲ ሓሳብ ግን ብጣዕሚ ጽቡቅ፡ እዋናዊ ኢዩ።
Kkkkkkk
😂😂😂❤❤❤
ንዓሻን ደርጎሖሉ ንለባም ኣምተሉ ይበሃል
😀👍🏿😘👌
Kkkkkkkk
ኣብዚኣሲ ተጋኒና ዳዉተይ ሓወይ
Ayteganenn kemue zgbra alewa nhamoen wayy nhamaten
Kkkk kem lomi aysahaqkun xbuq sreah
🥰🥰🥰🥰🥰
Welcome
ዳዊት መሕረርር
ኣናብስ ደቂ ኤረይ። ንኡድ ስራሕ።
berhe
Yes
www des tbl dawita wezero abeba
❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😢
💯🇪🇷🤣
Kkkk
👌👌👌👌💔💔💔
😀
ንዚኣ እየ ክጽበያ ቀንየ እምበር እዚኣ ወዲ ሓወቦይ ትብል ሲ ወላ ሓንቲ ትርጉም ኣይሃበትንን
💛💛💛💛💛💛😁😁😁😁
kkkkkkk kab sisea yedhnena
እዋይ ሞይተ ስሐቅ ክክክክ
Momkom
ሰላም ንዓኹም ይኹን 2 ነገር ጥራይ እዩ ደሎ ንሱ ኻአ ብርሃንን ጸልማትን ብርሃን ማለት ምሕረት ለዉሃት ሕያዉነት እምነት ህድአት ሐቂ ቅንዕና እዚ ባህሪ ናይ እቲ ብርሃን ዝኾነ አምላኽ ፈጣሪ ኩሉ ፍጥረት እዩ ሐጎስ ሰላም ዕረፍቲ ዝኾነ አምላኸ እዚ ጽቡቅ ዝኾነ ባህሪኡ ከካፍለና እዩ ንሰባት ፈጢሩና ጸልማት ከአ ሰይጣን አጋንንትን ሩኹሳት መናፍስትን እዮም ባህሪኦም ከአ ቂም ጽልኢ ባእሲ ቅንኢ ቁጥዓ ሻራ ምፍልላይ ቅትለት ሐሶት ቁጽሪ ዘያብሉ ክፍአት እዩ ባህሪኦም እዚ ኩፍእ ባህሪኦም ከአ ጓሂ ሐዘን ጭንቀት ስቃይ ዉርደት እዩ ባህሪኦም ሐጥያት እዩ ሰይጣን ካብ አዳምን ሂዋንን ጀሚሩ ንኹልና ሰባት አስሒቱና እቲ ክፍእ ባህሪኡ ሐጢያት አካፊሉና ሐጢያተኛታት ጌሩና አምላኽ ግን ደንጊጹልና ካብ ሐጥያትና ከድሕነና ፈትዩ ሰማይን ምድርን ኩሉ ፍጥረታትን ብቃሉ ብመንፈስ ቁዱስ ዝፈጠረ አምላኽ ቃሉ ሰብ ኮይኑ ተወሊዱልና ሐጥያት ኩልና ሰባት አብ ስጉኡ ጼሩ ስለ ሐጥያትና አብ መስቀል ተሰቂሉ ሞይቱልና ምእንቲ ጽቅና አብ መበል 3ይ ማዓልቲካብ ምዉታት ተንሲኡ አብ ሰማይ አሎ አብ የማን አቦ ስለዚ ነዚ አምላኸ ዝኸፈለልና ኩቡር ደሙ ዘፍሰሰልና አምላኽ ምእንቲ ሐጥያተይ ከም ዝሞትካለይ ምእንቲ ጽድቅ ከምዝተሳካ ይምን አለኹ ንሰይጣን ንአጋንንትን ንእርኩሳት መናፍስትን ንባህሪም ንሐጥያት እኽሕዶም አለኹ ዉሉድካ ክትገብረኒ ብርሃን ዝኾንካ አምላኽ እቲ ጽቡቅ ባህሪኻ ከተካፍለኒ ሽመይ አብመዝገብ ህይወት ክትጽሕፈኒ ይጽሊ አለኹ ስለ ዝማሐርካኒ ካብ ሐጥያተይ ስለ ዘድሐንካኒ የመስግነካ አለኹ ቁዱስ መንፈስካ ስለ ዝሃብካኒ ብመንፈስካ ንሰናይ ኩሉ ስለ ትድግፈኒ የመስግነካ አለኹ ብስም ጎይታ እየሱስ ክርስቶስ አሜን እዛ መልእኽቲ እዚአ ንኹልና ሰባት እያ ትምልከተና አምላኽ ይጽዉዓና አሎ ካብ ሐጥያትና ከድሕነና እቲ ምርጫ ንዓና ይምልከት እታ ማዓልቲ ምድሐን ሕጂ እያ ተባረኹ አሜን
Kkk
ናይ ምህረታኣብ ኩስሪ ተለፎን አባ ጸሃፈለይ
እዛ ፊልም ቁራስ ናይ ፈቲሐ ዶ ክምርዓወኪ ኮይና ተሰሚዓትኒ ከምዚ ኸማይ ዘስተውዓልኩም ስከ
ናይ ገሊኤን eu ኣንስቲ... ትገልጽ ድራማ እያ.. Timley.. ግን ክንደይ ብሉጻት ኣንስቲ ኣለዋ
Dawit ede endahaderka endahameka kiedka not good tray your best to mack good comedy like be for
ምስቲ መግቢ ማንካ ሓኾኽ ዘብል ጸልኣኹ ሕማም፡
🤔🤔
ዋኣዋ ኢንቃ በድሃን መጻኹም ግን ሰበይቲ ክተፍርሓክካ ጸቡቅ ኣይኮነን
ክቡራት ኣሕዋተይ ገጽ ትፈትውዎም ስዳርኹም የርኢኹም please ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም sabscribe ተሓባበሩኒ
ለትሽ ጉዳመኛ
vggg
ንዘይጠቕም ኣታዊ ክትረክቡ ኢልኩም ትገብርዎ ዘለኩም ፊልም ገደብ እንተ ትገብርሉ ጽቡቅ ኔሩ ፡ መጀመርታ ኣብ መኣዲ እንዳ በልዐ ከሎ ምስ ቆቢዑ ይበልዕ ኣሎ እሞ ከኣ ናይ ዓቢ ሰብ (ኣቦ) ዝኣክል ገጸ ባህሪ ሒዙ ከሎ ፡ ካልኣይ ከኣ መን ኣሎ ሰይቲ ወዶም ክንሳ ነቡኣ ትዝልፎምን ተፋራርሖምን ዘየለ ሓሶት ኣይትምሃሩና ፡ምናልባሽ ክትጸልኦም ትክእል ኢያ እንተ ኮነ ግን ከምዚ ክትገብር ኣይትክእልን ኢያ ፡ንዘይጠቅማ ረብሓ ኢልኩም ዘየለ ሓሶት ኣይትምሃሩና ፡፡
😂😂😂😂