❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 مرحبا بيكم مليون نورتونا وشرفتونا ونحن مستفيدين من هذا البرنامج احيانا نضحك وأحيانا نتعلم من كل المناقشات إلي تعملوها. الله يديكم العافيه وشكرا على الاستمرار
Wedi Jebeli and Yonas , u are made by God to work together. KULU TIZAREBUWO, WELHANTI ZIDIRBE YEBILUN AMLAK MISAKUM YIKUN, YIDMEN TIYINAN YIMINEYELKUM.
Nice to see you wedi jebeli
ንእሽቶ ርእይቶ ክህብ ፍቐዱለይ ኣዝዩ መሃርን ኣዘናጋዕን ናይ ወዲ ጀበሊ ትምህርት ሓዘል ዋዛ ምስ ኣቀራርባ ኣዝዩ መሳጢ ይገብሮ ኣብ ዮናስ ኣብራሃ ነቐፌታይ ኣብ መንጎ ዘረባ ወዲ ጀበሊ ክትዕ ብዝመስል ዝኹለፍ ዘሎ ኮይኑ ይስመዓኒ ሓሳቡ ከይወድአ ናብ ካልእ ከምዝኸይድ ትገብሮ ኣለኻ ሓሳቡ ኣጠቓሊሉ እንተዝውድእ ኣዝዩ ምቁር ምኾነ ንኣብነት ኣብዛ ቪድዮ ብዛዕባ እታ ናይ ዱባይ እናዕለለ ብውሑዱ 3 ግዜ ኣቲኻዮ ኣብ ብዙሕ ቪድዮታት ከምዚ ተዓዚበ ኣለኹ ስለዚ ክውድእ እንተትገድፎ ተመራጺ ይኸውን የቐንየለይ
ትኽክል! ጹቡቕ ሪኢቶ ዩ።
Likie aleka ab mebzahtiu interview cut enda geberoyu
ዮናስ ኣይ ተዛርቦን ዘለካ በጀካ ኣዛርቦ ሕቶ ጥራይ ሕተቶ ጥራይ ከምዚ እኮ ኣይኮነን ወድጀበሊይ ኣልማዝ እዩ ኣይጀመረን ዘሎ 🙏🙏🙏
መርሀባ ወዲ ጀበሊ ብጣዕሚ ጹብቅ ዘረባ ደስ ዘብል ቀጽሎ ,🙌🙌🙌👍👍👍
ደስ ዝብል መደብ ዮናስ ምስ ወዲ ጀበሊ የቐንየልና👍👏💐❤🇪🇷❤🌴🐪🌴🎉💯
ወዲ ጀበሊ ሃፍቲ ሓሳብ ዘለካ ንስካ ሃፍታም ኢኻ... 👍👍👍
ወዲ ጀበሊ ዮናስ በጃኻ ቀጻሊ ሰሙን ሰሙን ኣምጻልና ❤❤❤🎉
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ዮኒ ምስ ወዲ ጀበሊ ኩቡር ኣቦ ዕድመ ጥዕና ይሃበለይ ብዘይ ቀልዓለም ቡሱል ኣዘራርባ ማሃሪ ነዞም ናሽቱ ዎሎዶ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም በቀራርባኩም ብጣዕምይ ሕጉሳታ ኢና ቀጹልው
Nice to see you again Wedi Jebeli and Yonas. We look forward to the next video!
Please also bring back Wedi Keren. We miss him very much.
This man is a legend
ብጣዕሚ ኣገዳሲ መደብ ኣነ ሓደ ነገር ተገንዚበ እቲ ንስኻ ትፈልጦ ካልኦት ክፈልጥዎ ብቅንዕና ተካፍል ምኻንካ::ወዲ ጀበሊ ጅግና ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ቀጽልዎ.
"ዝረቀቀ ነገር ዝሰርሐ አቲ ዝረቀቀ ሓይሊ ዘለዎ አዩ" ፓውውው
Woww meglexi seinela ❤
Wedi jebeli Berket Amlak ab zuriyaka yikun❤💙Tbarekuley yehwatey 🥰
ወዲ ጀበሊ ደስ ዝብል ዕላል፡ዩ ቀጽሎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 مرحبا بيكم مليون نورتونا وشرفتونا ونحن مستفيدين من هذا البرنامج احيانا نضحك وأحيانا نتعلم من كل المناقشات إلي تعملوها.
الله يديكم العافيه وشكرا على الاستمرار
Tsubuq medeb yoni and wedi jebeli aytudenguna mara timhrti zelewo medeb
ናይ ብሓቂ ዓበይቲ ሰባት ዋዛ ምስ ቁም ነገረ 💊💊💊💊
ካብዛ ናይ ወዲ ጀበሊ ድለላ ትብርትዕ ዘይለ ኩላ ኢድዩ ፍውሊጥዋ እዚ ኩሉ ፍልጠት ድኣ ካበይ ኣምጺኢዎ እቲ ምሁር ዝብሃል ውን ከምዚ ናቱ ኣፍልጦ ዝለዎ የልቦን እሞ እስኪ ካልኣይ ክፍል ግበረሉ ኢካ ኣብርሄሞ ❤❤❤
Love u wedi jebeli kbur abona admen tanan yhabka yoni abona ke no stop mmxa wedi jebeli good job ❤🤝🙏
ዕድመነን ጥዕናን የሃብካ ወዲ ጀበሊ ❤❤❤
Qexlo Abi astemhroka btami eye zdnqeka❤❤❤
I love this guy Wedi jabale long life❤️
Wedi Jebeli and Yonas , u are made by God to work together.
KULU TIZAREBUWO, WELHANTI ZIDIRBE YEBILUN
AMLAK MISAKUM YIKUN, YIDMEN TIYINAN YIMINEYELKUM.
ብታአሚ ደስ ዝብል ፕሮግራም ዮኒ ሐወይ❤️❤️❤️👌👌👌
Teacher wedi jebeli good job continue Allah bless to you and thanks More MR yonas
Waww wedi jebli zeywedae metxhaf eka zterfe zbnka ybarke❤❤
Wedi jebeli malet seb positive vibrations lyour opinion of life Is so positive you understand very well
Bfxum zeynaqn zeynaasn abi seb xruyn belihn rsi lli ti mhur zbehal seb btkkl,wed shabila bila mukan seb yom zserhu yakk deqi erey shkor 🇪🇷❤️🇪🇷🤲🇪🇷💪🇪🇷❤️🇪🇷
Welcome Yoni &wedi Jebil xebuq qexelwo ajokum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፎቢያ ዝገብረልካ እንስሳ ኣሎዶ ርጉም ሰብ ኢዪ ፎቢያ ዝገብረለይክክክክክክ ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
Love u father life changing...lessons..tks
Wedi jebeli Thanks sleti Mharn Azenagaen Elalka 🎉🎉
ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ሰብ ቻነል ሱሱዓት እንዲኹም እዚ ድኻሙ ከንቱ ኣይትግበርዎ ዝረብሕ ገንዘብ ምቀልዎ መስኪናይ ብግርህነቱን ሓቅነቱን ትጻወትሉ ከይትህልዉ ዝዓበየ ኣታዊ ናይዛ መደብ ብኡ ኢኹም ተእትውዎ ዘለኹም።
ልክዕ ኢልካ ኣለካ
nice to see you guys, our big teacher wedi jbli, we love u man !!!
ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ ዮኒ ተምጽኦም ሕቶታት ነጥብታት ብጣዕሚ ጽብቅ ወዲ ጀበሊ ውን ነቲ ሕቶ ብሓደ ገጽ ጥራይ ርእዩ ኣይምልስን ኢዩ ብሰለስተ ብልዕሊኡን ኣመዛዚኑ ኢዩ ዝምልሶ ስለዚ ድማ ኢዩ ሰብ ብዙሕ ዝመሃረሉን ንመደብኩም ዝፈትዎን ካብ ምሒር ምምሳጥ ዮኒ ከይተረድኣካ ከማን ሕቶ ትደራርበሉ ኢካ ዳተዛረበ እዚ ድማ ዘርእየካ ነገር ተሎ ወዲ ጀበሊ ብውሕሉልን ጥንቁቅን ኣዘራርባ ስለ ዝምልስ ዘሎ መመሊስካ ክትሓቶ ይገብረካ ኣነ ብወገነይ ኣይጸልኦንየ ኮሙ ምግባርካ ምክንያቱ ሓደሽቲ ሓሳባትን ትምህርትን ንረክብ ስለ ዘለና
ንወዲ ጀበሊ ሕቶ ኣለኒ
1.ብትምህርቶም ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዝበጽሑ ናብርኦም ብጽብቅ ዝመርሑ ሰባት ስለምንታይ ኢዮም ከምኦም ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዝበጽሐት ጓል ክምርዓው ዝደልዩ ብትምህርቲ ወይ ብኢኮነሙ ማለት ብኣታዊ ገንዘብ ቁሩብ ካብኦም ትሕት ትብል ተኮይና ወላ ምልክዕትን ሓቀኛ ኣፍቃሪትን ትኩን ኣይመርጽዋን እዮም ። ኣብ ሓዳር መጀመርታ ስነስርዓት ኣካይዳ ናታ መጻምድካ ከምኡ ውን ኣብ ልዕሌካ ዘለዋ ኣክብሮትን ፍቅርን ዶ ኣይኮነን ዝርአ
ዝተማህረት ክትከውን ኣለዋ ዝብል ጽብቅ ኢዩ ንደቅካ ብንቅሓት ኣብ ምዕባይ ተራ ኣለዎ ኣነ ገሪሙኒ ዘሎ ግን ስለምንታይ ኢዮም ብትምህርቲ ማዕሪኦም ኣታዊኣ ድማ ልዕልኦም ወይ ማዕሪኦም ጥራይ ክትከውን ዝደልዩ ሓዳር ተማላሊእካ ዶ ኣይኮነን ።
እዛ ሕቶይ ኣብ ዝበዝሑ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዝበጽሑ ግን ዘይተመርዓው ቀሪበ ክነታቶም ክሓቶም ከለኩ ተመሳሳሊ መልሲ ስለ ዝኮነትኒ ኢያ ልዕሊ ኣርባዕተ ሰባት ከምዚ ኣጋጢሞምኒ
እቲ ዝገርመኒ ግና ንግዚያዊ ኢሎም ዝቀርብወን ደቀንስትዮ ኣዝየን ምልኩዓት ኣዋልድ ኢዮም ክንውድኣልክን ዳበሉ ምስአን የዝርወን ዳሓር ኣመክንዮም ይገድፍወን ካልኦት ምስ ረኣዩ ስለምንታይ ዳኣ ነዚአን ተቅርብወን ምሳኩም ተዝርወን ኢለ ኣብ ዝሓቶም ድማ ፍቅርን ሓዳርን ይፍለ ኢዩ ኣብ ሓዳር ዝተማህረትን ልዑል ኣታውን ክህልዋ ኣለዎ ይብሉካ
ፍቅሪ ከም መመንዘሪ ይጥቀምሉ
ሓዳር ድማ ናይ ምሁራትን ሰብ ገንዘብን ይገብርዎ እስከ ገለ በለና
Wise man 🎉
nay bahaki nufuat Younas & wedi Jebelli medebkum maharin mezenagein eu. Please keep it up
Wedi Jebeli kbur seb abo haki edmen ጥዖናን የሃብካ 🙏🙏🙏
Ohhhhh neza video keyrakwa tray betami tehagise atum tumat kemay qenikum baba jebeli welcome....❤❤❤❤❤
Jebelino edmen 🇪🇷tenan yehabka🇪🇷❤🥰👍🏾🇪🇷🇪🇷
Welcome back wedi jebli abo haki ❤❤
ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፡ፊላስፍ ድኻ ወይ ተዛራባይ
Super Program keep going Yoni 🥰🔥🔥🥰
❤almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9
Tnx ❤
Waaaaaaa abit Aimroooo❤❤❤❤
Good job super job keep it ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome Yona and wedi Jebli
😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤ብጣዕሚ ደስዝብል ቀጽልዎ
Wow ❤❤❤
ዮናሲኖ ወዲ ጀበሊ Thank you ❤
Welcome❤ yonas gen aythawko malet ab mengo aytekualfo kexlwo.
Thx both ❤
Wedi Jebeli halal❤❤❤❤
🇪🇷✊♥️😘👍
👍👌❤️🥰🇪🇷🇪🇷💐💐👏👏👏👍ቀጽልዎ ደአ ደቂ ኤሬይ ብዙሕ. የዛካክረናን የዛናግዓናን. ንባህርና ንክንፍትሽ ከአ የታባብዓና እቲ ዝበለጸ ጸጋ ንባሕርካ ጽቡቅ ጓንካን,ሕማቅ ጓንታትካ ምልላይ ስለዚ ባሕሪካ ምጽራይ✅✅💐🇪🇷👍🥰
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
everything is under the control of God!!!!!
Good jobs
🙏🏾👍🏾🇪🇷💓ጽቡቅ መደብ ስስናዩ ደቂ ኤትረይይይይ👍🏾🍇🌽🌿🌻
Bitami azina ina nzenaga wedi Jebli ❤❤❤❤❤❤
Naybhaki xbuk hto ❤❤❤
Well came yoni and wedi jebeli
❤❤❤❤
Good keep going
Gofoundmi keftlu kenwaxlu mara eu elalu sehabi
Welcome wedi jebeli abi Seb ❤❤❤❤
ቐጽልዎ ዮናስ ወዲ ጀበሊ ብዙሕ ትምህርቲ ኣለዎ ንዘስተውዕል ሰብ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Smart men
❤❤❤❤❤
👍👍👍
the king pls bejakum yoni wela parti 1000 yebxa kaytkrxu
❤❤❤
❤❤❤❤ welcome wedi jebeli
❤ wedi jbli
welcome ❤❤❤❤
እዚኦም ናይ ብሁሰት ይነብሩ ናይ በሐቂ ይሞቱ
❤❤❤❤❤❤
ዘይተበርበረ ቕርሲ ናይ ብሓቂ ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብርሃም ኣድናቖተይ ክገልጸልካ ንኸምዚኦም ኣልማዝ ዝኾኑ ሰባት ብኸመይ ረኺብካዮ ወዲ ጀበሊ ዓቢ ቤት ትምህርቲ ኢኻ።
ላማት ዞም የሕዋተይ እንቋዕ ብደሐን መጻእኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ahhhhhhaa
life lessons
❤❤❤😂😂ወዲ ጀበሊ ጎይታ ዋዛ፡ጎይታ ወግዒ
We like it yonas from seattle
Seattle were setac or takuila, o😅😅
Bethame xebuk mede yonas gen abe mongo zerba tatweo alka zerba awdyo 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Tednguyuna alekum
Nay bhaqi wedi jebeli azmarino eka kulu zerebaka werqi eka bhaqi 🥰🥰😘🥰
❤❤😂😂 wedi geben nay ሂወት መመሕረ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤bael werkawi kalat ❤❤❤❤ wedi Jebeli anbesa❤❤❤❤❤
❤❤❤❤ Ezi teqebwo betami des yebel
Heto
Bezaeba Mesla Eske gelé beluna gelé gelé alo si zey redeaka
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Thanks guys ❤❤❤
Kef zelwa sebAy😂
ኣብ ውሽጥኻ ዘይፈልጥዎስ ነገር ሲ
ብ ነገቲቭ ሳይድ የቅርብዎ ናብ ሰብ መታን ከይፈትወካ።
እዚ ንባዕሉ ሞያ እዩ።
ይበል ትንተና ወዲ ጀበሊ❤
❤❤❤❤❤😊
Seb seb eyu habtam yekune deka hebube yekune zeyhebobe so segem yebline seb dese zeblo kegeyde meselu eyu 🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
🙏🙏🙏❤❤❤❤👍👍👍
🇪🇷👍♥️